Category: News

ምስ ኮሮና ቫይረስ ብዝተኣሳሰር፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ብዉሑዱ 127 ጋዜጠኛታት ሞይቶም
Radio Erena: 07 June 2020
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ከስፋሕፍሕ ካብ ዝጀመረሉ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ብዉሑዱ 127 ጋዜጠኛታት ከምዝሞቱ ተገሊጹ።
ጀኔቫ ዝመደበሩ ፕረስ ኤምብለም ካምፐይን [...]

ግብጺ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ እያ ተባሂሉ ንዝወጸ መግለጺ፣ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ነጺጉዎ
Radio Erena: 07 June 2020
ግብጺ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ እያ ተባሂሉ ንዝወጸ መግለጺ፣ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
ማዕከናት ዜና ደቡብ ሱዳን ኣብ ዘቃለሖኦ ሓበሬታ፣ ግብጺ ብ [...]

ዚምባብወ፣ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታታ ተወሺቦምሉ ካብ ዝነበሩ ማእከላት ናይ ዝሃደሙ ስም ዝርዝር ወግዓዊ ገይራ
Radio Erena: 07 June 2020
ዚምባብወ፣ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታታ ተወሺቦምሉ ካብ ዝነበሩ ማእከላት ናይ ዝሃደሙ ስም ዝርዝር ወግዓዊ ገይራ።
መንግስቲ ዚምባብወ ብኮሮና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ዜጋታቱ ኣስማት ዝር [...]

“ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት የመን መጥቃዕቲ ኣካይዱ” ክብላ ንኣዛዚ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን
Radio Erena: 04 June 2020
"ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት ዙቑርን ሓኒሽን ናይ የመን፣ መጥቃዕቲ ኣካይዱ" ክብላ፣ ጋዜጣታት የመን ንኣዛዚ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሜጀር ጀነራል ኻልድ ኣል ቓማሊ ብምጥቃስ ሓቢረን። [...]

ኣብ ዞባታት ሰሜናዊን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ፣ ግራውቶም ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዐ ስድራቤታት ሓገዝ ይጽበዩ
Radio Erena: 04 June 2020
ኣብ ኤርትራ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብዝያዳ ዝተሃስየ ዞባታት ኤርትራ፣ ሰሜናውን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ'ዩ።
ኣብዚ ብተደጋጋሚ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብዙሕ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣማሓዳሪ ከባቢን ሓለፊ ጸጥታን ተቐቲሎም
Radio Erena: 04 June 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣማሓራ፣ ሓደ ኣማሓዳሪን ሓላፊ ጸጥታን ናይ ሓደ ከባቢ፣ መንነቶም ብዘይተፍልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን።
እቶም ኣብ ሰሜን ወሎ ና [...]

ን21 ኣዋርሕ ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ካይሮ ዝተሳቐየ ግብጻዊ፣ ንቀ/ሚ ነበር፣ ኣብ ኣመሪካ ከሲስዎ
Radio Erena: 04 June 2020
መሓመድ ሱልጣን፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ቨርዢንያ ዝምቕማጡ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ'ዩ።
እዚ ግብጻዊ ኣመሪካዊ መንእሰይ፣ ኣብ ሃገሩ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ህዝባዊ ናዕብታት ተታሒዙ'ዩ፣ ኣብ 2013 [...]

ድሕሪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ቱሪዚም ኣብ ኣፍሪቃ ብ3.5% ክዓቢ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 June 2020
ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካብ ቱሪዝም ዝረኽብኦ ዝነበራ ኣታዊ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዳርጋ ናብ ዜሮ'ዩ ወሪዱ ዘሎ።
እቲ ለበዳ፣ ናህሩ ቀኒሱ፣ ኣብ ዝመጽእ ኣዋርሕ መዓርፎ ነፈ [...]

ካርቱም፣ ብሰንኪ ኮረና ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ንክልተ ሰሙን ኣናዊሓ
Radio Erena: 03 June 2020
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ፣ ብዝያዳ ካብ ዝተሃስያ ሃገራት ዝኾነት ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ንተወሳኺ ክልተ ሰሙን ተናዊሑ።
ብዘይካ'ዚ፣ ካብ 1 [...]

ደሃዮም ዝጠፍአ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ክህልዉ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 June 2020
ንክሊ ማያት ዓለምና ኣብ ምዛር ዝነበሩ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ደሃዮም ዝጠፍኣሉ ናይ መወዳእታ ቦታ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቶም ደሃዮም ካብ ዝጠፍአ ወርሒን [...]