Category: News

ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ዝመንጠሎም ወጻእተኛታት ኣውፈርቲ ሕርሻ፣ መሬቶም ክምለሰሎም’ዩ
Radio Erena: 03 September 2020
ኣብ ዚምባብዌ፣ ኣብ እዋን ስርዓት ሙጋበ፣ ናይ ሕርሻ መሬቶም ዝተመንጠሉ ወጻእተኛታት ኣውፈርቲ፣ መሬቶም ክምለሰሎም ምዃኑ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ፣ እቲ [...]

ሩዋንዳ፣ ኣብ እዋን ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘምሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ዘዕቆበ ዜጋ፣ ንፕረዚደንት ካጋመ ብምቅዋሙ፣ ካብ ዱባይ ተጨውዩ ተኣሲሩ
Radio Erena: 03 September 2020
ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘመሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ብዕቛብ ህይወቶም ዘድሓነ ፖል ሩሰስባጊና፣ ብፕረዚደንት ፓል ካጋመ ንዝምራሕ መንግስቲ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ መኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ሃገራት ኢጋድ ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ኣበርኪቱ
Radio Erena: 02 September 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ መኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ሃገራት ኢጋድ ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ምምዳቡ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ፣ ዮሃ [...]

ከሰላ፣ ጸጥታ ክሳብ ዝረጋጋእ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተናዊሑ
Radio Erena: 02 September 2020
ኣብ ከሰላ፣ ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ቀቢላዊ ግጭታት ክሳብ ዝሃድእ፣ ኣቐዲሙ ዝተኣወጀ ናይ ህጹጽ እዋን ድንጋጌ፣ ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ተናዊሑ።
እቲ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ኣዋፊራቶ ዝጸንሐት ኣዛዚ ሰራዊት ካብ ስልጣኑ ሰጕጓቶ
Radio Erena: 02 September 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ኣዋፊራቶ ዝጸንሐት ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝሰጎጎቶ ኣፍሊጣ።
ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ፣ ኣብ ዘመሓላልፎ ትእዛዝ፣ [...]

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ትዝከር ኣላ
Radio Erena: 01 September 2020
ባሕቲ መስከረም፣ መበል 59 ዓመት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ትዝከር ኣላ።
እዛ ዕለት፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ መሰል ርእሰ ውሳኔኡ ብሕጋዊን ሰለማዊን መንገዲ ስለዝተ [...]

ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተገሊጹ
Radio Erena: 01 September 2020
ብ 'ኣቡ ዑበይዳ' ዝፍለጥ ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ንሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶማል ብምጥቃስ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን።
እቲ ኣሕመድ ድ [...]

ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ
Radio Erena: 01 September 2020
ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራትን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ።
ካብ ቴልኣቪቭ ተበጊሳ፣ ብሰኑይ 31 ነሓሰ ናብ ኣቡዳቢ ታሪኻዊ ናይ መጓዓዝያ በረራ ዘካየደት ናይ [...]

To Betray a Revolution
Radio Erena: 31 August 2020
Celebrating the First of September the anniversary of the Eritrean Revolution, many Eritreans change their profile [...]

ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ነሓሰ ፈነወና፣-
https://www.youtube.com/watch?v=7Gdwu2jafzE&feature=emb_title [...]