Category: News

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 30 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ተቐቲሎም
Radio Erena: 03 February 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት እታ ሃገር ጸጸኒሑ ዝውላዕ ዘሎ ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት ፖሊስ ክልል ዓፈርን ተወላዶ ሶማሊ ዒሳን ብዝተኻየደ ናይ ቶኽሲ [...]

ግብጽን ፈረንሳን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ
Radio Erena: 03 February 2021
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ግብጺ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ።
እዚ ብሓይሊ ኣየር ተዓብሊሉ፣ ኣብ ምምእራር ውትሃደራዊ ሓበሬታን መጥቃዕቲ ፍሉይ ዒላማታ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 157 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ሰጕጓ
Radio Erena: 03 February 2021
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 157 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ከምዝሰጎጎት ጸብጻብ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ገሊጹ።
እቶም ልዕሊ 120,825 ኣብ 2019 ዝተ [...]

Opinion: Our Soldiers across the Border
Radio Erena: 02 February 2021
US administration in a strongly worded statement ‘pressed’ Eritrean officials to immediately withdraw forces from [...]

ኣብ ትግራይ፣ ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 02 February 2021
ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝርከባ መዓስከራት ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ።
እቲ ኣህጉራዊ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ሰራዊቱ ካብ መሬት ትግራይ ክስሕብ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 02 February 2021
መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ መሬት ትግራይ ሰራዊቱ ክስሕብ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ።
እዚ ኣብ ኣመሪካን ሃገራት ኤውሮጳን ዝካየድ ዘሎ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ኢትዮጵያ [...]

ኤርትራ፣ ትሕቲ ባዶ ሚእታዊት ዕብየት ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶት (GDP) ኣመዚጊባ
Radio Erena: 02 February 2021
ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶት ኤርትራ ወይ GDP ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመተ 2020 ናይ ኣሉታ 0.6 ሚእታዊት (-0.6%) ዕብየት ከምዝነበሮ ባንክ ዓለም ኣብ ጥሪ 2021 ኣብ ዝዘርግሖ ጸብ [...]

ሞቛድሹ፣ ኣብ ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ሚኒስተር ምክልኻል ነበር ዝርከቦም ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 February 2021
ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሹ፣ ኣብ ዝርከብ ሆቴል ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ሚኒስተር ምክልካል ነበር፣ መሓመድኑር ጋላል ዝርከቦም ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ፖሊስ ኣረጋጊጹ።
[...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኩነታት ትግራይ ናብ ንቡር ከምዝተመልሰ ንምምሕዳር ባይደን ዝሃቦ መግለጺ ሓሶት ምዃኑ ተቃሊዑ
Radio Erena: 01 February 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኩነታት ትግራይ ናብ ንቡር ከምዝተመልሰ ንኣባላት ምምሕዳር ባይደን መግለጺ ከምዝሃበ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወ [...]