Category: News

1 361 362 363 364 365 977 3630 / 9765
ፖርት ሱዳን፣ ዋጋ ባኒ ክረጋጋእ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ፖርት ሱዳን፣ ዋጋ ባኒ ክረጋጋእ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 12 February 2021 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከበ ወደባዊት ከተማ ፖርት ሱዳን፣ ዋጋታት መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ክረጋጋጽእ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ኣብዚ ሳልስ [...]
ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ዝጸንሐን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንምሕያል ይዝትያ

ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ዝጸንሐን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንምሕያል ይዝትያ

Radio Erena: 12 February 2021 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣብ ፈረንሳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ10 ለካቲት ናብ ከተማ ፓሪስ ድሕሪ ምእታው፣ ምስ ፕረዚደንት ኢ [...]
ኡጋንዳ፣ ድሕሪ ምርጫ ኣማኢት ተቓወምቲ ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ከምዝተኣስሩ ተገሊጹ

ኡጋንዳ፣ ድሕሪ ምርጫ ኣማኢት ተቓወምቲ ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ከምዝተኣስሩ ተገሊጹ

Radio Erena: 12 February 2021 ኡጋንዳ፣ ድሕሪ'ቲ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ኣማኢት ተቓወምቲ ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ከምዝተኣስሩ ተቃወምቲ ውድባትን ሰልፍታትን እታ ሃገር ከሲሰን። ብፍላይ ኣባ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ልዕሊ 100 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ሰጕጓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ልዕሊ 100 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ሰጕጓ

Radio Erena: 11 February 2021 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ኣስታት 100 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከምዝሰጎጎት ተሓቢሩ። እቶም ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ብመርከብ ባጽዕ ዝኣተዉ ኤርትራውያን፣ መብዛሕቶ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝነጥፉ 25 ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ክኣትዉ ፈቒዱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝነጥፉ 25 ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ክኣትዉ ፈቒዱ

Radio Erena: 11 February 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ምቕራብ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝነጥፉ፣ 25 ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ክኣትዉ ከምዝፈቐደ፣ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣፈኛ ሕቡራት ሃገራት፣ ስቴፋ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣  ሕጋዊ ፕረዚደንት ኣብ ዘይብላ ሶማል፣ ብዝቐልጠፈ ምርጫ ክካየድ ተማሕጺኑ

ባይቶ ጸጥታ፣ ሕጋዊ ፕረዚደንት ኣብ ዘይብላ ሶማል፣ ብዝቐልጠፈ ምርጫ ክካየድ ተማሕጺኑ

Radio Erena: 11 February 2021 ሶማል፣ ተፈጢሩ ንዘሎ ናይ ስልጣን ሃጓፍ ንምምላእ፣ ብዝቐልጠፈ ምርጫ ክካየድ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ተማሕጺኑ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ኣብ ዘቕረቦ ምሕጽንታ፣ ምርጫ ንምክያድ፣ [...]
Ethiopia Shuts Down Two Eritrean Refugee Camps

Ethiopia Shuts Down Two Eritrean Refugee Camps

Radio Erena: 10 February 2021 In a press conference in Addis Ababa, on Feb.9, Mr. Tesfahoney Gobzay, the director of the Ethiopian Agency for R [...]
መቐለ፣ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ተቓውሞ ሓደ መንእሰይ ተቐቲሉ

መቐለ፣ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ተቓውሞ ሓደ መንእሰይ ተቐቲሉ

Radio Erena: 09 February 2021 ኣብ ትግራይ፣ ከተማ መቐለ፣ ሎሚ 9 ለካቲት ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝቀንዐ ተቓውሞ ተኻይዱ። ኣብቲ ዝበዝሑ መንእሰያት፣ ጎደናታት ብምዕጋትን ጎማታት መኪና ብምቅጻልን ዘካየ [...]
Facing the woes of Vulnerability

Facing the woes of Vulnerability

Radio Erena: 09 February 2021 As if they have jumped from a frying pan to a hellfire, the Eritrean refugees in Tigray face a horrific humanitar [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ምዃኑ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 09 February 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስራት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ከምዝወሰነ፣ ሓላፊ ክፍሊ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስትን ኢትዮጵያ (ARRA)፣ [...]
1 361 362 363 364 365 977 3630 / 9765