Category: News

1 360 361 362 363 364 977 3620 / 9765
ኤርትራ፣ ብዓብላልነት እትዕወተሉ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ  ካይሮ ክካየድ’ዩ

ኤርትራ፣ ብዓብላልነት እትዕወተሉ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ ካይሮ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 16 February 2021 ኤርትራ፣ ብዓብላልነት እትዕወተሉ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ካብ 2 መጋቢት ጀሚሩ ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ ክካየድ'ዩ። ኣብዚ ካብ 2 ክሳብ 6 መጋቢት ዝካየድ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝፍጸም ዘሎ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ቁጠዐ ፈጢሩ

ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝፍጸም ዘሎ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ቁጠዐ ፈጢሩ

Radio Erena: 16 February 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ይፍጸም ከምዘሎ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወግዒ ድሕሪ ምእማኑ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ቁጠዐ ፈጢሩ። ድሕ [...]
“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዶባት ሱዳን ብምጥሓስ ተጻብኦታት ይቕጽል ኣሎ።” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን

“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዶባት ሱዳን ብምጥሓስ ተጻብኦታት ይቕጽል ኣሎ።” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን

Radio Erena: 16 February 2021 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዶባት ሱዳን ብምጥሓስ ተጻብኦታት ይቕጽል ከምዘሎ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብ15 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣጠንቂቑ። እቲ ሚኒስትሪ ኣብ መግለጺኡ፣ [...]
ኤርትራ፣ ብብልሽውና ካብ 180 ሃገራት ኣብ መበል 160 ተሰሪዓ

ኤርትራ፣ ብብልሽውና ካብ 180 ሃገራት ኣብ መበል 160 ተሰሪዓ

Radio Erena: 15 February 2021 ኤርትራ፣ ብብልሽውና ካብ 180 ሃገራት ኣብ መበል 160 ከምእትስራዕ ጸብጻብ ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ዝተፈላለይ ሃገራት ንዝፍጸም ብልሽውና መጽናዕቲ ዘ [...]
ሶማል፣ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

ሶማል፣ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

Radio Erena: 15 February 2021 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛዲሾ፣ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ከምዝተፈጸመ ፖሊስ እታ ሃገር ኣረጋጊጹ። በቲ ነታጕ ዝተጻወዳ መኪና ብምፍንጃር፣ ብ13 ለካቲት ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ [...]
ዶባዊ ምስሕሓብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ንምሽምጋል ብደቡብ ሱዳን ዝተወስደ ተበግሶ መሰናኽል ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ

ዶባዊ ምስሕሓብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ንምሽምጋል ብደቡብ ሱዳን ዝተወስደ ተበግሶ መሰናኽል ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 February 2021 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንኣቦ መንበር መሰጋገሪ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃንን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድን ንምቅርራብ ዝወሰ [...]
ኢትዮጵያ፡ ”ካብ 10 ቤት ማእሰርታት ዝሃደሙ እሱራት፣ ደኩመንታት ናይቲ ቤት ማእሰርታት ስለዝዓነወ፣ ምርካቦም ኣዝዩ ኣሸጋሪ ኮይኑ ኣሎ” መ.ኢትዮጵያ

ኢትዮጵያ፡ ”ካብ 10 ቤት ማእሰርታት ዝሃደሙ እሱራት፣ ደኩመንታት ናይቲ ቤት ማእሰርታት ስለዝዓነወ፣ ምርካቦም ኣዝዩ ኣሸጋሪ ኮይኑ ኣሎ” መ.ኢትዮጵያ

Radio Erena: 14 February 2021 ልዕሊ 3 ኣዋርሕ ዘቑጸረ ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ምስተወለዐ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ብምፍራሱ፣ ኣብ ሓያሎ ቤት ማእሰርታት ዝነበሩ ገበነኛታት ዛጊት ክርከቡ ከምዘይከኣሉ ተገሊጹ። ኮሚሽ [...]
ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢታት ዶብ ዝርከብ መዓስከራት ምብጻሕ ኣካዪዱ

ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢታት ዶብ ዝርከብ መዓስከራት ምብጻሕ ኣካዪዱ

Radio Erena: 14 February 2021 ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕብ ዘሎ ከባቢታት ዶብ ዝርከብ መዓስከራት ምብጻሕ ከምዘካየደ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ሌተናል ጀነራል ያሲ [...]
1 360 361 362 363 364 977 3620 / 9765