Category: News

ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 07 March 2021
ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ።
ኣቦ ወንበር መሰጋገሪ ቆንስል’ታ ሃገር ዓብደል ፈታሕ ኣል-ቡርሃን ብ4 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ [...]

ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ጁባን ካምፓላን ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 05 March 2021
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ጁባን ካምፓላን ምብጻሕ ኣካይዱ
ጀነራል ዓብደልፈታሕ፣ ብረቡዕ 03 መጋቢት ናብ ኡጋንዳ ዑደት ብምክያድ ምስ [...]

ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
Radio Erena: 04 March 2021
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጻእ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረሽ ጸዊዑ።
እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ሓሙስ 4 መጋቢት ነዚ ጻውዒት ዘቕረበ፣ ንመግለጺ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላ [...]

ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ‘ግዝኣተይ’ ንዝበለቶ ናይ መወዳእታ ቦታ ንምቁጽጻር መጥቃዕቲ ምቕጻላ ተገሊጹ
Radio Erena: 04 March 2021
ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ኣልፋሺጋ ንዝርከብ፣ ባርካት ዝተባህለ ከባቢ ካብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንምምንዛዕ፣ መጥቃዕታት ይቕጽል ምህላዉ ተሓቢሩ።
እቲ ሰራዊት፣ ነቲ 'ናይ መወዳእታ ኣብ [...]

UPDATED: ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ዝርከቡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን፣ ናብ ውሕስቲ ሃገር ክሰጋገሩ ዝጠልብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 04 March 2021
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጣራብሎስ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ውሕስቲ ሃገር ክሰጋገሩ ዝጠልብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ልዕሊ 200 ዝተገመቱ [...]

ኣብ ትግራይ፣ ገበናት ኵናት ተፈጺሙ ከይከውን ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ብዝቐልጠፈ ክኣቱ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ትካል ጸዊዓ
Radio Erena: 04 March 2021
ኣብ ትግራይ፣ ገበናት ኵናት ተፈጺሙ ከይከውን ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ብዝቐልጠፈ ክኣቱ፣ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ትካል፣ ሚሸል ባሸለት ጸዊዓ።
ንሳ፣ ሎሚ ሓሙስ 04 መ [...]

ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ዝተወልዐ ግጭት እናዓረገ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ ፕረዚደንት ግብጺ ናብ ካርቱም ክበጽሕ’ዩ
Radio Erena: 03 March 2021
ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ዝተወልዐ ዶባዊ ግጭት እናዓረገ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ናብ ካርቱም ክበጽሕ'ዩ።
እቲ ፕረዚደንት ኣብዚ ቀረባ [...]

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብዝምልከት ኣኼባ ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 03 March 2021
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብምትኳር፣ ጽባሕ ሓሙስ 4 መጋቢት፣ ኣኼባ ከካይድ ምዃኑ ንዲፕሎማሰኛታት ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ።
እቲ ኣኼባ፣ [...]

Cracks on the Wall: The Fate of Afwerki-Ahmed Highway Alliance
Radio Erena: 03 March 2021
The Abiy- Isias alliance formed in the aftermath of the peace deal between the two leaders in summer 2018 has trippe [...]