Category: News
እስራኤል፣ ካብ 2019 ኣትሒዛ ዳግም ክርትእዮ ኣብ ዝጀመረት ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባ፣ ን98.5% ኤርትራውያን ነጺጋ
Radio Erena: 19 January 2022
እስራኤል፣ ካብ 2019 ኣትሒዛ ዳግም ክትርእዮ ካብ ዝጀመረት ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባ፣ ን98.5% ኤርትራውያን ከምዝነጸገት መርበብ ሓበሬታ ሃረጽ ሓቢሩ።
ብመሰረት እቲ መርበብ፣ መን [...]
The Effect of the Eritrean Butterfly
Radio Erena: 18 January 2022
Members of the inner circle of President Isias Afwerki appreciate him as a voracious reader. Indeed, he is. He use [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ብሰኑይ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 January 2022
ኣብ ሱዳን፣ ኣንጻር 'ቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ብሰኑይ 17 ጥሪ፣ ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ከምዝተቐትሉን ሓያሎ ከምዝቖሰሉን ሰብ ሞያ [...]
ፈረንሳ፣ ኣስታት ብርክት ዝበላ ነፈርቲ ውግእ ዝተሳተፍኦ፣ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ
Radio Erena:18 January 2022
ፈረንሳ፣ ዝተፈላለየ ነፈርሪ ውግእ ዝተሳተፍኦ፣ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ከምዘካየደት ገሊጻ።
እቲ ራፋል፣ ሚራዥ፣ ከምኡ ድማ A330 ፈኒክስ ዝዓይነተን ነፈርቲ ዝተሳተ [...]
ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢን፣ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካርቱምን ክበጽሑ’ዮም
Radio Erena: 17 January 2022
ንትሽዓተ ኣዋርሕ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝነበረ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን ብምትካእ ዝተመዘዘ፣ ኣምባሳደር ዳቪድ ሳተርፊልድ፣ ፈላሚ ዕደቱ ናብቲ ዞባ ከካይድ'ዩ።
[...]
‘ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ኣካይዱ’
Radio Erena: 17 January 2022
ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ዞባ ኣቡዳቢ፣ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ክኸውን ከምዝኽእል ዝተጠርጠረ ምፍንጃር ከምዘጋጠመ ማዕከናት ዜና ገሊጸን።
እቲ ምፍንጃር፣ ነዳዲ ኣብ ዘመላልሳ ሰ [...]
ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ጽዑቕ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ
Radio Erena: 17 January 2022
ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ኣብ ጽዑቕ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምዳት ተጸሚደን ይርከባ።
ኣቐዲማ ምስ ግብጺን ዮርዳኖስን በብንጽል፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከተካይ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ንግዳዊ ውዕል ኣጎዋ ብምስራዛ፣ 64% ቆርበትን ፍርያት ቆርበትን ንሰደድ ክልኣኽ ከምዘይክኣለ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 January 2022
ምስ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ፣ ኣመሪካ ንኢትዮጵያ፣ ካብ ቀረጽ ናጻ ዝኾነ ሰደድ ዘተባብዕ ንግዳዊ ስምምዕ ኣጋዋ ክትስርዛ ምውሳና፣ 64% ቆርበትን ፍርያት ቆርበትን እታ ሃገር፣ ክልኣ [...]
ኣፈኛ መንግስቲ ሶማል፣ ብዝተኻየደሉ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቆሲሉ
Radio Erena: 16 January 2022
ኣፈኛ መንግስቲ ሶማል፣ መሓመድ ኢብራሂም ሙዓሊሙ፣ ሎሚ ሰንበት 16 ጥሪ ብዝተኻየደሉ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ከምዝቖጸለ ማዕከናት ዜና መንግስቲ ኣፍሊጠን።
ድሕሪ'ቲ መጥቃዕቲ፣ [...]
ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ንዓመታዊ ዕረፍቲ ፣ስልጣኑ ንምክትሉ ኣረኪቡ
Radio Erena: 16 January 2022
ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ኤመርሰን ምናንጋዋ፣ ንሰለስተ ቅነ ዝጸንሐ ዓመታዊ ዕረፍቲ ክወስድ ድሕሪ ምውሳኑ፣ ስልጣኑ ንምክትሉ ኣረኪቡ።
እቲ ፕረዚደንት ክሳብ 5 ለካቲት፣ ኣብ ዕረፍ [...]