Category: News

1 271 272 273 274 275 977 2730 / 9766
ልዕሊ 60 ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ህዝቢ ኤርትራ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክዕደሎ ዝጠልብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

ልዕሊ 60 ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ህዝቢ ኤርትራ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክዕደሎ ዝጠልብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

Radio Erena: 03 Febraury 2022 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ልዕሊ 63 ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ህዝቢ ኤርትራ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክዕደሎ ዝጠልብ ጥርዓን ናብ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣቕሪቦም። እቶም [...]
ንኤርትራ ዝገለለ፣ እስራኤል ድማ ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ ሓባራዊ ወትሃድራዊ ልምምድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

ንኤርትራ ዝገለለ፣ እስራኤል ድማ ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ ሓባራዊ ወትሃድራዊ ልምምድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 03 February 2022 እስራኤል ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓያሎ ሃገራት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ካብ 31 ጥሪ ጀሚሩ ዝካየድ ዘሎ፣ 'ኣህጉራዊ ክሊ ማይ' ዝ [...]
ፈረንሳ፣ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ክትተሓጋገዝ ቅርብቲ ምህላዋ ገሊጻ

ፈረንሳ፣ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ክትተሓጋገዝ ቅርብቲ ምህላዋ ገሊጻ

Radio Erena: 03 February 2022 ፈረንሳ፣ ተኣሚሙ ንዘሎ ሃገራዊ ዘተን ናይ ተሃድሶ መደባትን ኢትዮጵያ ንምዕዋት ቅርብቲ ምዃና ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት፣ ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ወሰኽ ዋጋ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ንምቅዋም ብዝተጸውዐ ኣድማ፣ ምስ ግብጺ ዘራኽብ ኣውራ መንገዲ ተዓጽዩ

ኣብ ሱዳን፣ ወሰኽ ዋጋ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ንምቅዋም ብዝተጸውዐ ኣድማ፣ ምስ ግብጺ ዘራኽብ ኣውራ መንገዲ ተዓጽዩ

Radio Erena: 03 February 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባታት ሰሜንን ቀይሕ ባሕሪን፣ ንወሰኽ ዋጋ ኣገልግሎት ኣኤሌክትሪሲቲ ንምቅዋም ኣብ ዝተጸውዐ ኣድማ፣ ሰልፈኛታት፣ ነቲ ምስ ግብጺ ዘራኽብ ንግዳዊ መስመር ከምዝዓጸዉ መርበባት [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ፣ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ዞባዊ ጸጥታዊ ጉዳያት ንምምኽኻር ዝዓለመ ዋዕላ ኣካይዶም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ፣ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ዞባዊ ጸጥታዊ ጉዳያት ንምምኽኻር ዝዓለመ ዋዕላ ኣካይዶም

Radio Erena: 02 February 2022 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ዞባዊ ጸጥታዊ ጉዳያት ንምምኽኻር ዝዓለመ ዋዕላ፣ ኣብ ኩዌት ኣካይዶም። ኣብቲ ብ30 ጥሪ ዝተኻየደ ዋዕላ፣ እቶም ሚኒስተራ [...]
ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝዝቲ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት’ቲ ዞባ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ’ዩ

ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝዝቲ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት’ቲ ዞባ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 02 February 2022 ኡጋንዳ፣ ኣብ ጉዳይ 'ቲ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ኩነታት ዝዝቲ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት እቲ ዞባ ንምእንጋድ ተዳልያ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት እታ ሃገር፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ዝበዝሐ ባጀት (ኣስታት 2.5 ቢልዮን ዶላር) ንምክልኻል ሰሊዑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ዝበዝሐ ባጀት (ኣስታት 2.5 ቢልዮን ዶላር) ንምክልኻል ሰሊዑ

Radio Erena: 01 February 2022 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ብመንግስቲ ንዝተሰልዐ፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ዝበዝሐ ምዃኑ ዝተነግረሉ፣ ናይ 122 ቢልዮን ብር ወይ ኣስታት 2.5 ቢልዮን ዶላር ባጀት ኣጽዲቑ [...]
UCI ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራ ብሃገር ቢንያም ግርማይ ድማ ብውልቂ ቀዳማይ ቦታ ሒዞም

UCI ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራ ብሃገር ቢንያም ግርማይ ድማ ብውልቂ ቀዳማይ ቦታ ሒዞም

Radio Erena: 01 February 2022 ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ ማለት ዩ.ሲ.ኣይ. ሎሚ ባሕቲ ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራን ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም INTERMARCHÉ WAN [...]
ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ዘልዕሉ ዝነበሩ መንእሰያት ተኣሲሮም

ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ዘልዕሉ ዝነበሩ መንእሰያት ተኣሲሮም

Radio Erena: 31 January 2022 ኣብ ኣስመራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ብሞባይል ኣሳእል ክወስዱ ዝተራእዩ ሓያሎ መንእሰያት ከምዝተኣስሩ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ኣብ ከባቢ ኣኽርያ፣ ቤተ ክርስ [...]
ፕረዚደንት እስራኤል፣ ፈላሚ ታሪኻዊ ዑደት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣካይዱ

ፕረዚደንት እስራኤል፣ ፈላሚ ታሪኻዊ ዑደት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣካይዱ

Radio Erena: 31 January 2022 ፕረዚደንት እስራኤል፣ ኣይዛክ ሄርዞግ፣ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ፈላሚን ታሪኻዊን ዑደት ኣካይዱ። ፕረዚደንት ዝመርሖ ላዕለዋይ ኣካል መንግስቲ እስራኤል ብሰንበት 30 ጥሪ ናብ [...]
1 271 272 273 274 275 977 2730 / 9766