Category: News
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ሶማል ማዕቀብ ኣንቢራ
Radio Erena: 27 February 2022
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ገለ ሰበስልጣን ሶማል ማዕቀብ ኣንቢራ።
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዓርቢ 25 ለካቲት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ምርጫ ሶማል ሕጂ’ውን ብምንው [...]
ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሕጂ ኣብ ዝተፈጸመ ሻዱሻይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ካልኣይ ተዓዋቲ ኮይኑ። ብጫ ማልያ፡ ካብ ስጳኛዊ ኤንጀል ማድራዞ መንዚዑ ኣብ ዝባኑ ለቢስዋ
Radio Erena: 25 February 2022
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኢጣልያዊት ፕሮኮንቲነንታል ቲም ድሮን ሆፐር ኣንድሮኒ ጂዮካቶሊ፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሕጂ ኣብ ዝተፈጸመ ሻዱሻይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ካልኣይ ተዓዋቲ ኣብ ርእሲ ም [...]
ፕረዚደንት ኬንያታ፤ ተቐናቓኒኡ ንዝነበረ ራይላ ኦዲንጋ ደገፉ ገሊጹ
Radio Erena: 25 February 2022
ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፤ ኣብ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፤ ህዝቢ ንምኽትሉ ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ሕጹይ ተወዳዳሪ ከይመርጽ ጸዊዑ።
እቲ ፕረዚደንት ብረቡዕ 23 ለካቲት ን [...]
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ምትኳስ ደው ከብል ሕቡራት ሃገራት ጽዊዑ
Radio Erena: 25 February 2022
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ጠያይት ምትኳስ ደው ከብል፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ።
ፍሉይ ልኡኽ’ቲ ውድብ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት፤ ኣብ ከተማ ኻርቱም ናይ ኣርባ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፤ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ስለያ ድሮን ከዋፍር እዩ
Radio Erena: 25 February 2022
ሓይሊ ባሕሪ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ሓበሬታ ኣብ ምእካብ ዝዋፈራ 100 ሰብ ኣልቦ ናይ ስለያ ነፈርቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከዋፍር ምኻኑ ኣፍሊጡ።
ምኽትል ኣድሚራል ብራድ ኩፐ [...]
‘መንግስቲ ኣብ ስራሕና ምትእትታው ዝገብር እንተኾይኑ፣ ስልጣነይ ክገድፍ እየ፣’ ሓድሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ዘተን ዕርቂን ኢትዮጵያ
Radio Erena: 24 February 2022
መንግስቲ ኣብ ስራሕና ምትእትታው ዝገብር እንተኾይኑ፣ ስልጣነይ ክገድፍ እየ፣ ክብል ሓድሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ዘተን ዕርቂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ፕሮፈሰር መስፍን ኣርኣያ ኣብ ዝሃቦ ቃል [...]
ዩጋንዳ፣ ኣብ ምኽባር ጸጥታ ዝዋፈር ሓይሊ ፖሊስ ናብ ሶማል ልኢኻ
Radio Erena: 24 February 2022
ዩጋንዳ፣ ኣብ ምኽባር ጸጥታ ዝዋፈር ሓይሊ ፖሊስ ናብ ሶማል ልኢኻ።
እቲ ብሰሉስ 22 ለካቲት ናብ ሶማል ዝኣተወ ሓይሊ ፖሊስ፣ ኣካል ዓቃብ ሰላም ሰራዊት (ኣሚሶም) ኮይኑ፣ ሲቪላዊ ገበናት [...]
ኣብ ሃምቦርግ፣ ጀርመን፣ ሓንቲ ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፣ ብካራ ተወጊኣ ተረኺባ
Radio Erena: 23 February 2022
ኣብ ሃምቦርግ፣ ጀርመን፣ ሓንቲ ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፣ ብካራ ተወጊኣ ከምዝተረኽበት፣ ፖሊስ’ታ ከተማ ሓቢሩ።
ምስታ ግዳይ ኣብ ተመሳሳሊ ህንጻ እትነብር ጎረቤት፣ ምልክታት ደም ብም [...]
ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ጀዛን መጥቃዕቲ ኣካዪዱ
Radio Erena: 23 February 2022
ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብዝገበሩዎ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ፣ ብዉሑዱ 16 ሰባት ብከቢድን ፈኲስን ከምዝቖሰሉ፣ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
[...]
ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ብገዛእ ፍቓዱ ስልጣኑ ክገድፍ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 23 February 2022
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ስልጣኑ ብፍቓዱ ክገድፍ ጻውዒት ከምዝቐረበሉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ኣብ ወተሃደራዊ ጉዳያት ኣማኻሪ ፕረዚደንት ዝነ [...]