Category: News

1 256 257 258 259 260 977 2580 / 9762
ሊብያ፣ ‘ጋህሲታት ሓተቲ ዑቕባ’ ምጽራይ ይግበረሉ ኣሎ

ሊብያ፣ ‘ጋህሲታት ሓተቲ ዑቕባ’ ምጽራይ ይግበረሉ ኣሎ

Radio Erena: 30 March 2022 ኣብ ሊብያ፣ 'ሓተቲ ዑቕባ ብጃምላ ዝተቐብርሉ ጋህሲታት' ምጽራይ ይግበረሉ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብ ሊብያ ሓቕታት ክእክብ ዝቖመ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት [...]
ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ዝምድና ሃገሩን ግብጽን ብዝያዳ ንምድልዳል ዝዓለመ ዑደት ናብ ካይሮ የካይድ ኣሎ

ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ዝምድና ሃገሩን ግብጽን ብዝያዳ ንምድልዳል ዝዓለመ ዑደት ናብ ካይሮ የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 30 March 2022 መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ምስ ግብጻዊ መዘንኡ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ንምምይያጥ፣ ሎሚ ረቡዕ 30 መጋቢት ናብ ግብጺ ኣትዩ። [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን ምክትል ፕረዚደንት ሬክ ማቻር፣ ብፕረዚደንት ኪር ንዝቐረበ፣ ናይ ሓባር እዚ ክቐውም ዝብል ትእዛዝ ነጺጉ

ኣብ ደቡብ ሱዳን ምክትል ፕረዚደንት ሬክ ማቻር፣ ብፕረዚደንት ኪር ንዝቐረበ፣ ናይ ሓባር እዚ ክቐውም ዝብል ትእዛዝ ነጺጉ

Radio Erena: 30 March 2022 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ሳልቫኪርን ናይ ነዊሕ እዋን ተቓዋሚኡን ምክትሉን ሬክ ማቻርን፣ ዳግም ዝተጎሃሃሀር ምስሕሓብ እናበኣሰ ኣብ ዝመጽኣሉ፣ ማቻር፣ ናይ ሓባር እዚ ም [...]
ሰብኣዊ መሰላት ሶማል ክከታተል ዝተመዘዘ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብታ ሃገር ናይ መጀመርያ ዑደት የካይድ ኣሎ

ሰብኣዊ መሰላት ሶማል ክከታተል ዝተመዘዘ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብታ ሃገር ናይ መጀመርያ ዑደት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 30 March 2022 ሰብኣዊ መሰላት ሶማል ክከታተል ኣብ 2020 ዝተመዘዘ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብታ ሃገር ናይ መጀመርያ ዑደት የካይድ ምህላዉ እቲ ኣህጉራዊ ውድብ ኣፍሊጡ። እቲ ብናይ ሰራልዮም መ [...]
ፈረንሳ፣ ብናህሪ ናብ እትሕንበብ ባቡር ንምሕዃር ዝፈተኑ ሓተቲ ዑቕባ፣ ብዝፈጠርዎ ባርዕ ኤለክትሪክ  ሓደ ኤርትራዊ ሞይቱ፣ ብውሕዱ ሰለስተ ቆሲሎም

ፈረንሳ፣ ብናህሪ ናብ እትሕንበብ ባቡር ንምሕዃር ዝፈተኑ ሓተቲ ዑቕባ፣ ብዝፈጠርዎ ባርዕ ኤለክትሪክ ሓደ ኤርትራዊ ሞይቱ፣ ብውሕዱ ሰለስተ ቆሲሎም

Radio Erena: 29 March 2022 ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ብናህሪ ናብ እትሕንበብ ባቡር ብምሕኳር ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ ሓተቲ ዑቕባ ብዝፈጠርዎ ናይ ኤለከትሪክ ባርዕ፣ ሓደ ኤርትራዊ ግዳይ ሞት ክኸውን እንከሎ፣ ብ [...]
‘ዓወተይ፣ ንኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ ብሩህ መጻኢ ዝፈጥር እዩ።’ ቢንያም ግርማይ

‘ዓወተይ፣ ንኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ ብሩህ መጻኢ ዝፈጥር እዩ።’ ቢንያም ግርማይ

Radio Erena:29 March 2022 ፈላሚ ኣፍሪቃዊ ኣብ ውድድር ክላሲክ ኮይኑ ዝተዓወተ ቢንያም ግርማይ፣ በጺሕዎ ዘሎ ብቅዓት፣ ንኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ ብሩህ መጻኢ ዝፈጥር ምዃኑ ገሊጹ። ወዲ 21 ዓመት ቢንያም፣ ድሕ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ፕረዚዲንት ሳልቫኪርን ምክትሉ ሬክ ማቻርን ሓድሽ ግጭት ተጓሃሂሩ

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ፕረዚዲንት ሳልቫኪርን ምክትሉ ሬክ ማቻርን ሓድሽ ግጭት ተጓሃሂሩ

Radio Erena: 28 March 2022 ኣብ ሰንኮፍ ዝርከብ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ከይፈርስን እታ ሃገር ናብ ዳግማይ ምሉእ ግጭት ከይትሽመምን ምክትል ፕረዚደንትን መራሕቲ ተቓወምቲ ቀቢላ ኑዌርን፣ ሬክ ማቻር ኣጠንቂቑ። [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ዘትዮም

መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ዘትዮም

Radio Erena: 28 March 2022 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ27 መጋቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ቀዳማይ [...]
ሶማል፣ ኣባል ባይቶን ሕጽይቲ ተወዳዳሪትን ዝነበረት፣ ህብብቲ ጓለንስተይቲ ፖለቲከኛ ብርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተቐቲላ

ሶማል፣ ኣባል ባይቶን ሕጽይቲ ተወዳዳሪትን ዝነበረት፣ ህብብቲ ጓለንስተይቲ ፖለቲከኛ ብርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተቐቲላ

Radio Erena: 28 March 2022 ኣብ ሶማል፣ ከተማ በለድወይን፣ ብ23 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ፣ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ 48 ከምዝበጽሐ ሰበ ስልጣን እቲ ዞባ ኣረጋጊጾም። ብከቢድን ፎኵስ [...]
ቢንያን ግርማይ፣ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ቅድድማት ኤውሮጳ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ

ቢንያን ግርማይ፣ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ቅድድማት ኤውሮጳ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ

Radio Erena: 27 March 2022 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché–Wanty–Gobert Matériaux ቢንያም ግርማይ ሎሚ ሰንበት 27 መጋቢት ኣብ በልጅዩም ኣብ ዝተሰላሰለ መበል [...]
1 256 257 258 259 260 977 2580 / 9762