Category: News
ሱዳን፣ ክፍትሑ ካብ ዝተባህሉ ልዕሊ 88 ናይ ፖለቲካ እሱራት፣ ኣስታት 17 ጥራይ ተፈንዮም
Radio Erena: 11 May 2022
ሱዳን፣ 17 ናይ ፖለቲካ እሱራት ተፈቲሖም።
ራድዮ ዳባንጋ ካብ ፓሪስ፣ ንሓደ ካብ ጠበቓታት ብምጥቓስ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ እቶም 16 ኣብ ካርቱም ካብ ዝርከብ 'ሶባ' ዝተባህለ ቤት [...]
መራሕቲ ሃገራት ዝተሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምምካት ምድረበዳነት ኣብ ኣይቮሪኮስት ተኻይዱ
Radio Erena: 10 May 2022
ብመሰረት ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት፣ ዓመታዊ 12 ሚልዮን ሄክታር መሬት ይባድም ወይ ድማ ናብ ምድረ በዳ ይልወጥ።
እዚ ስፍሓት እዚ፣ ክንዲ ቤኒን ወይ ቤልጂም ምዃኑ'ዩ።
40% ካብ [...]
ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ፣ ሎሚ ዓመት’ውን ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ
Radio Erena: 10 May 2022
ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ፣ ካብ 180 ሃገራት ዓለም፣ ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ።
ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፣ ብምኽንያት 3 ግንቦት ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻፕ [...]
ቢንያም ግርማይ መን’ዩ?
Radio Erena: 10 May 2022
https://www.youtube.com/watch?v=tyKcnkqZfGc [...]
ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል 15 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ
Radio Erena: 10 May 2022
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ንካልኣይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ተወዳዳሪ ኮይኑ ከምዝቐርብ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣ [...]
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ፓሪስ ንዝርከብ፣ መንበሪ ቤት ጓል ፕረዚደንት ጂቡቲ ፈቲሾም
Radio Erena: 10 May 2022
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ከተማ ፓሪስ ንዝርከብ፣ መንበሪ ቤት ጓሉ ንፕረዚደንት ጂቡቲ ከምዝፈተሹ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ኣብ ፈረንሳ ዝምቕማጦም ስድራቤት ፕረዚደ [...]
ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን ውግእ ተኻይዱ
Radio Erena: 09 May 2022
ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን ውግእ ተኻይዱ።
እቲ ናብ 8 ግንቦት ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ኣብ ከባቢታት ባድመን ራማን፣ ብደብዳብ ከቢድ ብረት ዝተወልዐ ውግእ፣ ንኣስታት [...]
Eritrean entrepreneur on best skincare solution, settling in Rwanda
Radio Erena:09 May 2022
There is nothing more thrilling than doing something you are passionate about after retirement, more so when it involve [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፤ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት፤ ልዕሊ 200 ግዜ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ጥሒሱ
Radio Erena: 09 May 2022
ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ፤ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ጥሒሱ ብምባል ሓይልታት ሑቲ ከሲሶም።
ወሃብ ቃል ኣልሑቲ ብሰንበት 8 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፤ ስዑዲ ዓረብን [...]
ኮንግረስ ፓርቲ ሱዳን፤ ኣብ ዕለት 10 ግንቦት ዝጅምር ሃገራዊ ዘተ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 09 May 2022
ሓደ ካብ ዓበይቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ሱዳን፤ 'ኮንግረስ ፓርቲ ሱዳን'፤ ኣብ መደብ ሃገራዊ ዕርቂ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ።
እቲ ፖለቲካዊ ሰልፊ ብቀዳም 7 ግንቦት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ [...]