Category: News

1 235 236 237 238 239 976 2370 / 9757
ሓይልታት ኦነግ ሸነን ዕጡቓት ጋምቤላን፣ ንዋና ከተማ ናይቲ ክልል ንምቑጽጻር መጥቃዕቲ ምክያዶም ተገሊጹ

ሓይልታት ኦነግ ሸነን ዕጡቓት ጋምቤላን፣ ንዋና ከተማ ናይቲ ክልል ንምቑጽጻር መጥቃዕቲ ምክያዶም ተገሊጹ

Radio Erena: 16 June 2022 ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ዕጡቓት ጋምቤላን፣ ንርእሰ ከተማ ናይቲ ክልል ንምቑጽጻር መጥቃዕቲ ከምዘካየዱ ተገሊጹ። ወሃቢ ቃል ክልል ጋምቤላ፣ ንጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ እ [...]
ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ዝተወጠነ ቀዳማይ ዙርያ በረራ ተሰሪዙ

ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ዝተወጠነ ቀዳማይ ዙርያ በረራ ተሰሪዙ

Radio Erena: 16 June 2022 ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር፣ ብሰሉስ 14 ሰነ ክካየድ ዝተወጠነ በረራ፣ ብምትእትታዉ ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳ ተሰሪዙ። ካብ 10 ዘይሓልፉ ሓተቲ ዑቕባ፣ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ዝቕጽል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ዝቕጽል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

Radio Erena: 15 June 2022 ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ዝቕጽል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዘተሓሳሰበት፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል፣ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና፣ ናይ ኤርትራ ምስ ዝርከቦም ዲፕሎማሰኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዩ

ፍሉይ ልኡኽ ቻይና፣ ናይ ኤርትራ ምስ ዝርከቦም ዲፕሎማሰኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዩ

Radio Erena: 15 June 2022 ፍሉይ ልኡኽ ቻይና፣ ኣብ ቻይና ምስ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝተመያየጠ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ ፍሉይ [...]
‘ምስ ህወሓት ተጀሚሩ ዝተባህለ ዝርርብ ሓሶት’ዩ።’ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ

‘ምስ ህወሓት ተጀሚሩ ዝተባህለ ዝርርብ ሓሶት’ዩ።’ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ

Radio Erena: 14 June 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ህወሓት ዝርርብ ጀሚሩ ኣሎ እናተባህለ ዝጋዋሕ ዘሎ ወረ፣ ሓሶት'ዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ። ንሱ፣ ኣብቲ ብ14 ሰነ ንፓርላማ ሃገሩ ዘስም [...]
ምክትል ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ጂቡቲ ናብ እትርከን ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ተካይድ ኣላ

ምክትል ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ጂቡቲ ናብ እትርከን ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ተካይድ ኣላ

Radio Erena: 14 June 2022 ብምክትል ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ፣ ቮክቶርያ ኑላንድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ናብ ጂቡቲ፣ ሞዛምቢክን ናይጀርያን ዑደት የካይድ ኣሎ። እታ ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን፣ ኣብቲ [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ኣማኢት ሰባት ብዓጸቦ ሞይቶም።’  ኣሶሸተድ ፕረስ

‘ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ኣማኢት ሰባት ብዓጸቦ ሞይቶም።’ ኣሶሸተድ ፕረስ

Radio Erena: 14 June 2022 ኣብ ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ኣማኢት ሰባት ብሰንኪ ዓጸቦ ከምዝሞቱ ኣሶሸተድ ፕረስ ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና፣ ንሰነዳት መንግስቲ ብምውካስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ፣ ናብ ርዋንዳ ክተሰጋግሮም ናይ ዝመደበት ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ናብ 11 ወሪዱ

ብሪጣንያ፣ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ፣ ናብ ርዋንዳ ክተሰጋግሮም ናይ ዝመደበት ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ናብ 11 ወሪዱ

Radio Erena: 14 June 2022 መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ምስ መንግስቲ ርዋንዳ ብዝበጽሖ ስምምዕ መሰረት፣ ሎሚ ሰሉስ 14 ሰነ፣ ቀዳማይ ዙርያ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ንምክያድ ወጢኑ ኣሎ። እዚ ካብ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰ [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ናብ ኤርትራ፣ ኣምባሳደር ናይ ምምዳብ ውጥን ከምዘይብሉ ተገሊጹ

ምምሕዳር ባይደን፣ ናብ ኤርትራ፣ ኣምባሳደር ናይ ምምዳብ ውጥን ከምዘይብሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 June 2022 ኣመሪካ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 15 ሃገራት ኣፍሪቃ ሰብ ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደራት ከይመደበትሉ 'ያ ጸኒሓ። ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ወይ ዋይት ሃውስ፣ ካብ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ 19% ብርኪ ከሲራቶ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ 19% ብርኪ ከሲራቶ

Radio Erena: 12 June 2022 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ወደብ በርበራ ዝነበራ ናይ 19% ብርኪ ከምዝኸሰረቶ፣ መንግስቲ ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ ናይ [...]
1 235 236 237 238 239 976 2370 / 9757