Category: News

1 217 218 219 220 221 976 2190 / 9760
ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ሓድሽ ምልክታት ተላባዒ ሕማም ኢቦላ ከምዝተራእየ ተገሊጹ

ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ሓድሽ ምልክታት ተላባዒ ሕማም ኢቦላ ከምዝተራእየ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 August 2022 ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ሓድሽ ምልክታት ተላባዒ ሕማም ኢቦላ ከምዝተራእየ ተገሊጹ። ሮይተርስ ንሰብሞያ’ታ ሃገር ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ኣብ በኒ ዝተባህለት [...]
መንግስቲ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቕልቕ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣውጺኡ

መንግስቲ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቕልቕ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣውጺኡ

Radio Erena: 23 August 2022   ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቕልቕ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ እንዳወሰኸ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣውጺኡ። ብ16 ነሓሰ [...]
ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 23 August 2022 ኣዛዚ ሰራዊት ሓይሊ ምድሪ ዝርከቦ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ሚኒስተር ዘቤታዊ ጉዳያት ሄንሪ ኦኬሎ፣ ኣዛዚ ሓ [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ሞቛድሾ ኣብ እትርከብ ሆቴል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም

ኣልሸባብ፣ ኣብ ሞቛድሾ ኣብ እትርከብ ሆቴል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 22 August 2022 ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ናብ እትርከብ ሆቴል ወሪሮም ብምእታው፣ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኣረጋጊጾም። እቶም ዕጡቓት [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዘድልዮ ብዝሒ ህዝቢ 22 ሚልዮን በጺሑ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዘድልዮ ብዝሒ ህዝቢ 22 ሚልዮን በጺሑ

Radio Erena: 22 August 2022 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ተኸሲቱ ዘሎ ደርቂ፣ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዘድልዮ ብዝሒ ህዝቢ 22 ሚልዮን ከምዝበጽሐ ውድብ መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ19 ነሓ [...]
ኤርትራ፣ ንዓመታት ልሙድ ኮይኑ ዘሎ ጸልማትን ግፋን ይቕጽል ኣሎ

ኤርትራ፣ ንዓመታት ልሙድ ኮይኑ ዘሎ ጸልማትን ግፋን ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 22 August 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ንዝሓለፈ ኣስታት 20 ዓመታት ልሙድ ተርእዮ ኮይኑ ዘሎ ጸልማትን ግፋን ኣብዚ እዋን'ዚ'ውን ይቕጽል ኣሎ። ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታትን ገጠራ [...]
‘ስምምዕ ምቁራጽ ተኹሲ ኣይጠሓስናን’ ፈ.መ.ኢትዮጵያ

‘ስምምዕ ምቁራጽ ተኹሲ ኣይጠሓስናን’ ፈ.መ.ኢትዮጵያ

Radio Erena: 21 August 2022 ‘ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ብምጥሓስ፣ ደብዳብ ኣካዪዱ’ ብምባል ህወሓት ንዘቕረቦ ክሲ፣ እቲ መንግስቲ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ህወሓት፣ ‘መንግስቲ ኢ [...]
‘ምርጫ ምዕዋተይ ብቤት ፍርዲ ከረጋግጾ ድሉው እየ’ ዊልያም ሩቶ

‘ምርጫ ምዕዋተይ ብቤት ፍርዲ ከረጋግጾ ድሉው እየ’ ዊልያም ሩቶ

Radio Erena: 21 August 2022 ሓድሽ ፕረዚደንት ኬንያ ኮይኑ ዝተመርጸ ዊልያም ሩቶ፣ ብዛዕባ ሕጋውነት ምዕዋቱ ዝምልከት ንዝቐርበሉ ብድሆታት ኩሉ ኣብ ቤት ፍርዲ ክምጉቶ ድልዉ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ውጽኢት ምርጫ ኣብ ዝተነግረሉ [...]
ብህግደፍ ዝተወደበ ፈስቲቫላት ከቢድ ብድሆታት ይገጥሞ’ሎ

ብህግደፍ ዝተወደበ ፈስቲቫላት ከቢድ ብድሆታት ይገጥሞ’ሎ

Radio Erena: 21 August 2022 ብስርዓት ህግደፍ ተወዲቡ ዓመታዊ ክካየድ ዝጸንሐ ፈስቲቫላት ኤውሮጳን ኣመሪካን ካብ ደለይቲ ለውጢ ከቢድ ተቓውሞታት ይገጥሞ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ኤውሮጳ፣ ሽወደን፣ ነዘርላንድስ፣ ጀርመንን ክ [...]
ፓይለታት መጎዓዝያ ነፈሪት ኢትዮጵያ፣ ኣብ በረራ እንከለዉ ደቂሶም

ፓይለታት መጎዓዝያ ነፈሪት ኢትዮጵያ፣ ኣብ በረራ እንከለዉ ደቂሶም

Radio Erena: 18 August 2022 ናይ መጎዓዝያ ነፋሪት ኢትዮጵያ ኣብረርታ ብምድቃሶም፣ ናብ መሬት ክትዓልበሉ ዝነበራ ግዜ ተናዊሑ። እቲ ብ15 ነሓሰ ካብ ከተማ ካርቱም ናብ ኣዲስ ኣበባ ትጎዓዝ ንዘበረት ነፋሪት፣ ብ [...]
1 217 218 219 220 221 976 2190 / 9760