Category: News

1 202 203 204 205 206 977 2040 / 9762
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጂቡቲ፣ ኣብ ሶማል ምስጢራዊ ምብጻሕ ኣካይዱ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጂቡቲ፣ ኣብ ሶማል ምስጢራዊ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 19 October 2022 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ጂቡቲ፣ ጀነራል ዘካርያ ሸኽ ኢብራሂም ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ፣ ኣብ ሶማል ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪቃ ኢንተሊጀንስ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ቀረባ ኣብ ዝተቖጻጸረን ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ክፍቐድ ምዃኑ ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ቀረባ ኣብ ዝተቖጻጸረን ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ክፍቐድ ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 18 October 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ንሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ከምዝተቖጻጸረን ድሕሪ ምርግጋጽ ናብዘን ከተማታት ሰብኣዊ ሓገዛ ክኣቱ ክፈቕድ ምዃኑ ኣስሚርሉ። [...]
ኢትዮጵያ፣ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ስለዘንቖልቆለ፣ ኣብ ልዕሊ ነጋዶ  ገደብ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣንቢራ

ኢትዮጵያ፣ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ስለዘንቖልቆለ፣ ኣብ ልዕሊ ነጋዶ ገደብ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣንቢራ

Radio Erena: 18 October 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ባንክታት እታ ሃገር፣ 'ቀዳምነታት ዘየድልዮ' ነገራት ንዘእትዉ ነጋዶ ናይ ወጻኢ ባጤራ ከይህባ ዝግድብ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። [...]
ኣብ ክለባት ዎርልድ ቱር፡ ህላውነቶም ኣውሒሶም ካብ ዘለዉ 7 ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ፡ እቶም 4 ኤርትራውያን’ዮም

ኣብ ክለባት ዎርልድ ቱር፡ ህላውነቶም ኣውሒሶም ካብ ዘለዉ 7 ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ፡ እቶም 4 ኤርትራውያን’ዮም

Radio Erena: 18 October 2022 ኣብ ቅድድም ብሽክለታ እቲ ዝለዓለ ደረጃ ኣብ ዝኾነ፡ ዎርልድ ቱር ናይ ዝወዳደሩ ብዝሒ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ካብ 3 ናብ 4 ክብ ኢሉ። ቁጽሪ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ኣሲርዎም

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ኣሲርዎም

Radio Erena: 17 October መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ከምዝኣሰሮም ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። ማእሰርቲ ኣባ ፍቕረማርያም፣ ከም [...]
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ክተሓጋገዛ ተሰማሚዐን

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ክተሓጋገዛ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 17 October 2022 ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ጸጥታ ክተሓጋገዛ ዘኽእለን ስምምዕ ከምዝኸተማ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሱዳን ብ14 ጥቅምቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብሓላፊ ናይ [...]
መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ኤርትራዊት ብጽሕቲ ወርሒ ናብ ርዋንዳ ክትስጎግ ንዝተዋህባ ትእዛዝ ይቕረታ ሓቲቱ

መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ኤርትራዊት ብጽሕቲ ወርሒ ናብ ርዋንዳ ክትስጎግ ንዝተዋህባ ትእዛዝ ይቕረታ ሓቲቱ

Radio Erena: 17 October 2022 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ፣ ብጃልባ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ዝኣተወት፣ ኤርትራዊት ነፍሰጾር፣ ናብ ርዋንዳ ክትስጎግ፣ ሚኒስትሪ ዘቤታዊ ጉዳያት ንዘቕረበላ ትእዛዝ ይቕሬታ ሓቲቱ። [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ከተማ ቆቦ ብዝሒ ዘለዎም ሰላማውያን ሰባት ረሺኖም’፣ ዘ ጋርድያን

‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ከተማ ቆቦ ብዝሒ ዘለዎም ሰላማውያን ሰባት ረሺኖም’፣ ዘ ጋርድያን

Radio Erena: 16 October 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ንገለ ክፋል ክልል ኣምሓራ ተቖጻጺሮምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ብዝሒ ዘለዎም ሰላማውያን ሰባት ረሺኖም፣ ክብል ዘ ጋርድያን ካብቲ ፍጻሜ ዘምለጡ ንዝበሎም ውልቀሰባት ብምጥቃ [...]
‘ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወትን ፈጢሩዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ’ዩ’: ኣንቶኒ ብሊንከን

‘ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወትን ፈጢሩዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ’ዩ’: ኣንቶኒ ብሊንከን

Radio Erena: 16 October 2022 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወትን ፈጢሩዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ’ዩ ብምባል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ገሊ [...]
ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ፣ ንፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ወግዓዊ ይቕሬታ ሓቲቱ

ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ፣ ንፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ወግዓዊ ይቕሬታ ሓቲቱ

Radio Erena: 16 October 2022 ወዱ ንዮወሪ ሙሰቨኒን፣ ኣዛዚ ሰራዊት ምድሪ ዝነበረን ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ፣ ንፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ወግዓዊ ይቕሬታ ሓቲቱ። እቲ ዩጋንዳዊ ጀነራል ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ብዛዕባ ኬ [...]
1 202 203 204 205 206 977 2040 / 9762