Category: News
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት ንመጀመርያ እዋኑ ናብ ሱዳን በጺሑ
Radio Erena: 14 November 2022
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት፣ ቮልከር ቱዩርክ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ።
እቲ ላዕለዋይ ኮሚሽነር፣ ኣብቲ ካብ 13 ክሳ [...]
ሶማል፣ ፕረዚደንት ናብ ኤርትራ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ድማ ናብ ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም
Radio Erena: 14 November 2022
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ምምላስ እቶም ካብ 2019 ኣትሒዞም ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሃገሩ ንምዝታይ ኣብ ኤርትራ ናይ ሰለስተ መ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሆስፒታላት ክእለዩ ዝጸንሑ ውጉኣት ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 14 November 2022
ኣብ ኤርትራ ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሆስፒታላት ክእለዩ ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት ብነፈርቲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
እቶም ኣብ ባረንቱ፣ ተሰነይ፣ ከረን [...]
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፤ ረዲኤት ናብ መላእ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ብዘይዕንቅፋት ክባጻሕ ተሳማሚዖም
Radio Erena: 13 November 2022
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ዘተ፤ ረዲኤት ናብ መላእ ሰሜናዊ ክፋል'ታ ሃገር ብዘይዕንቅፋት ክባጻሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። [...]
ፈረንሳ ኣብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ንዝነበሩ ስደተኛታት ብምድሓና፣ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ኣትያ
Radio Erena: 13 November 2022
ፈረንሳ፤ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ 20 መዓልታት ተገቲኦም ዝጸንሑ ስደተኛታት ናብ ወደባ ክትቅበሎም ምውሳና፤ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ቁሩቁስ ምእታዋ፤ ማዕከናት ዜና ኤውሮጳ ገሊ [...]
– መራሕቲ ሃይማኖት ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ::
ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዘ-ሰበኻ ሰገነይቲ ክቡር ኣቡነ ፍቕረማርያምጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዘ-ሰበኻ ሰገነይቲ ክቡር ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ ምስ ብጾቶም ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ብ11 ሕዳ [...]
ንሓያሎ ኣዋርሕ ኣብ ሆስፒታል ዝጸንሐ ፕረዜንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሺር ናብ ቤት ማእሰርቲ ክምለስ ፍርዳዊ ኣካል ወሲኑ
Radio Erena: 11 November 2022
ንሓያሎ ኣዋርሕ፣ ኣብ ናይ ብሕቲ ሆስፒታል፣ ኣብ ሕክምና ዝጸንሐ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሺር፣ ናብ ቤት ማእሰርቲ ክምለስ ፍርዳዊ ኣካል እታ ሃገር ከምዝወሰነ ተ [...]
ኤርትራ፣ ብእምነቶም ዝተኣሰሩ ወዲ 80 ዓመት ኣቦ ክፍትሑ ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 11 November 2022
ኣብ ኤርትር፣ ካብ 2011 ኣትሒዙ፣ ብሰንኪ እምነቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ፣ ኣቶ ተስፋጽዮን ገብረሚካኤል ዝተባህሉ ወዲ 80 ዓመት ኣቦ ክፍትሑ ኣመሪካ ጻውዒት ኣቕሪባ።
ብመን [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝካየድ ካብ ዘሎ፣ መብዛሕቶም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ዝተሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሌማ ቦኺሩ
Radio Erena: 11 November 2022
ካብ 6 ክሳብ 18 ሕዳር፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሻርም ሼኽ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሌማ፡ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓለም ተሳቲፎም።
መራሕቲ ኩለን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ዜጋታት ኬንያ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ
Radio Erena: 10 November 2022
ዜጋታት ኬንያ ካብ ጥሪ 2023 ኣትሒዞም ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ተፈቒዱሎም።
በዚ ሓድሽ ውሳኔ፣ ንሓጺር ትምህርቲ፣ ስልጠና፣ ዑደት፣ ንግዲ ይኹን ካልእ፣ ን90 [...]