Category: News
ኤርትውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፡ናይ ጽሬት መዓልቲ ወዲቦም
Radio Erena: 16 March 2023
ኤርትራውያን ተቐማጦ ካምፓላ፡ ኡጋንዳ፡ ንሓደ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ጽሬት መደብ ወዲቦም።
እቲ ብሓድሽ ዝተመስረተ ማሕበር ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ተወዲቡ፡ ን 25 መጋቢት ክካየ [...]
ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ኢራንን ዝተኻየደ ስምምዕ፤ ንኲናት ሓድሕድ የመን እወታዊ ለውጢ ከምጽኣሉ ይትስፎ
Radio Erena: 15 March 2023
ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ኢራንን ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ ዝተኻየደ ስምምዕ፤ ንኲናት ሓድሕድ የመን እወታዊ ለውጢ ከምጽኣሉ'ዩ፤ ክብሉ ሰበስልጣን ኢራን ገሊጾም።
ላዕለዋይ ወኪል [...]
ኢትዮጵያ፤ ኣብ ዞባ ሲዳማ ተኻየደ ግጭት፤ ብሄር ዘንቀሎ ወይ ናይ ዶብ ጉዳይ ከምዘይኮነ ተገሊጹ
Radio Erena: 15 March 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ሲዳማ፤ ኣብ መንጎ ነበርቲ ብዝተኻየደ፤ ህይወት ልዕሊ 10 ሰባት ዝወሰደ ግጭት፤ ብሄር ዘንቀሎ ወይ ናይ ዶብ ጉዳይ ከምዘይኮነ ተገሊጹ።
ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጸጥታ [...]
ኣብ መቃናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዘይፈረሙ ሓይልታት ንሳቶም ዘይሳተፍዎ መሰጋገሪ መንግስቲ ከይምስረት ጸዊዖም
Radio Erena: 15 March 2023
ኣብ ጽባሕ ምክትል ፕረሲደንት ሱዳን ናብ ኤርትራ ዑደት ምክያዱ፤ኣብ መቃናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዘይፈረሙ ሓይልታት ንሳቶም ዘይሳተፍዎ መሰጋገሪ መንግስቲ ከይምስረት ጸዊዖም።
ሰክረ [...]
ሶማል ወረቐት መንነት ክትዕድል ክትጅምር’ያ
Radio Erena: 14 March 2023
ሶማል ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርታ ግዜ ንዜጋታታ ወረቐት መንነት ንምዕዳል ትሸባሸብ ኣላ።
እቲ ንሰብ መዚ ብቐሊሉ መንነት ዜጋታት ንምልላይን ጽፉፍ ኣገልግሎት ንምሃብን ከኽእልዩ [...]
ጉዳይ ዲጋ ህዳሴ፡ቀዋሚ ኣጀንዳ ዓረብ ሊግ ኮይኑ
Radio Erena: 14 March 2023
ዓረብ ሊግ ኣብ ዝገበሮ መበል 159 ኣኼብኡ ጉዳይ ዲጋ ህዳሴ ከም ቀዋሚ ኣጀንዳ ናይቲ ሊግ ክኸውን ኣጽዲቑ።
ብመሪሕነት ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ተመሪሑ ዝተኻየደ [...]
መራሕቲ ሰራዊት ሱዳን ፍልልያቶም ከወግዱ ተሰማሚዖም
Radio Erena: 14 March 2023
ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ዓደል ፈታሕ ኣል ቡርሃንን ምክትሉ መሓመድ ሓምዳን ደጋሎ ማለት ሑመትን፡ ብ ቀዳም 11 መጋቢት ኣብ ከተማ ካርቱም ተራኺቦም ብምዝርራብ፡ ጸጥታ ናይታ ሃገር ናብ [...]
ኢራንን ስዑዲ ዓረብን ዲፕሎማስያዊ ዝምድናአን ከሐድሳ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 13 March 2023
ኢራንን ስዑዲ ዓረብን፣ ዲፕሎማስያዊ ዝምድነአን ንምሕዳስ ተሰማሚዐን።
ላዕለዎት ሰበስልጣን ጸጥታ ክልቲኤን ሃገራት፣ ብመንጎኝነት ቻይና ኣብ በይጂንግ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዝርርብ፣ ክልቲ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ ወሪዱዎ
Radio Erena: 13 March 2023
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ ወሪዱዎ።
ዘ ሪፖርተር ንምንጭታቱ ካብቲ ቤት ጽሕፈት ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ እቲ ናይ [...]
ቁጠባ ኤርትራ ኣብ 2023 ከንቆልቁል ከም ዝኽእል ተኣሚቱ
Radio Erena: 13 March 2023
ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ፡ ቁጠባ ኤርትራ ኣብዚ ዓመት፡ ከንቆልቁል ከም ዝኽእል ኣሚቱ።
ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ ቁጠባ ኤርትራ ካብቲ ንሃገራት እዚ ዞባ ኣመልኪቱ ዘቐመጦ ናይ 3 [...]