Category: News
ኢጣልያ፣ ምስ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታትን ምትሕግጋዝን ዘተኮረ ዘተ ኣካይዳ
Radio Erena: Thursday, 21 September 2023
ብዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ሻቕሎት እትርከብ ኢጣልያ፣ ምስተን ቀንዲ ምንጪ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን'የን ዝበለተን ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ምይይጥ ኣካይዳ።
[...]
ኮንጎ ብራዛቪል፣ ን39 ዓመት ኣብ ስልጣን ንዘሎ መራሒ ንምእላይ ፈተነ ዕልዋ ተኻይዱ ተባሂሉ ዝተጋውሐ ዜና ትነጽግ
Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023
ብኮንጎ ብራዛቪል ኣብ እትፍለጥ፣ ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ን39 ዓመታት ስልጣን ብሒቱ ንዘሎ፣ ፕረዚደንት ደኒ ሳሱ ንጌሶ ንምእላይ ፈተነ ወትሃደራዊ ዕልዋ ከምዝተኻየደ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ሚሊሻታት ቤጃን ግጭት ተኻይዱ
Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023
ኣብ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ሚሊሻታት ቤጃን ግጭት ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና ዓረብ ሓቢረን።
እቲ ብ18 መስከረም ዝተወልዐ ግጭት፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ’ውን እንተኾነ ገበናት ኵናት ይቕጽል ምህላዉ ክኢላታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጾም
Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን፣ ኣብ ሕዳር 2022፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝተኸተመ ስምምዕ ምቝራጽ ቶኽሲ'ውን እንተኾነ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ካርቱምን ፖርት ሱዳንን ክልተ መንግስታት ከይቀውም ይስጋእ
Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023
ኣብ ሱዳን፣ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ፖለቲካዊ መፍትሒ ክርከበሉ ብዘይምኽኣሉ፣ ብክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት መንግስታት ካርቱምን ፖርትሱዳንን ከይቀውም ኣስጊኡ።
[...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭታት ዳግም ይጎሃሃር
Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ወሎ፣ ኣብ እትርከብ ከተማ ቆቦ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ዳግም ግጭት ከምዝተወልዐ ተሓቢሩ።
እቲ [...]
ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከባቢታት ኦምሓጀር፣ ጎልጅን ተሰነይን፣ ናይ ኢትዮጵያ ቢራ ኣከፋፊልኩም ዝተባህሉ ነጋዶን ወነንቲ ንኣሽቱ ዱኳናትን ተኣሲሮም
Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023
ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከባቢታት ኦምሓጀር፣ ጎልጅን ተሰነይን፣ ካብ ኢትዮጵያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተወዩ ቢራ ኣከፋፊልኩም ዝተባህሉ ነጋዶን ወነንቲ ንኣሽቱ ዱኳናትን [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 16 መስከረም 2023 ፈነወና
Radio Erena: Saturday, 16 September 2023
Radio Erena · ቀዳም 16 መስከረም 2023
[...]

ዝኽሪ መበል 22 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ -18 መስከረም 2001
Radio Erena: Friday, 16 September 2023
[...]
ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን፣ ቮልከር ፐርትስ ብወለንትኡ ካብ መዝነቱ ተኣልዩ
Radio Erena: Thursday, 14 September 2023
ምስቲ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ኣብ ምስሕሓብ ዝጸንሐ ፍሉይ ወኪል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን፣ ቮልከር ፐርት [...]