Category: ዜና ኤርትራ

1 84 85 86 87 88 633 860 / 6327
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ከካይድ’ዩ

ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ከካይድ’ዩ

Radio Erena: 12 March 2023 ጸሓፊ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ ምዃኑ፣ ቤት ጽሕፈት’ቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመልኪቱ። እቲ ቤት [...]
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ

Radio Erena: 09 March 2023 ኣብዚ ኣብ ትሕቲ ‘ምቕባል ፍትሓውነት’ ዝብል ቴማ ዝተዘከረ መዓልቲ፣ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንትዮንዮ ጉተረዝ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ደቀንስትዮ ዓለም ጎዲሉወን ዘሎ ኣብ [...]
ሚንስተር ፋይናንስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ባንክ ዓለም ተራኺቡ

ሚንስተር ፋይናንስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ባንክ ዓለም ተራኺቡ

Radio Erena: 09 March 2023 ሚንስተር ፋይናንስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ባንክ ዓለም፡ ባንክ ኣፍሪቃዊ ልምዓትን ሕብረት ኤውሮጳን ተራኺቡ። ኣብቲ ብረቡዕ 8 መጋቢት ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኬንያ ዝተገብረ ርክብ፡ ብዘይ [...]
105 ስደተኛታት ዝሓዘት ጃልባ ድሒና

105 ስደተኛታት ዝሓዘት ጃልባ ድሒና

Radio Erena: 08 March 2023 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 105 ስደተኛታት ዝሓዘት ጃልባ፡ብሰሉስ 7 መጋቢት ኣብ ሰዓታት ወጋሕታ፡ካብ ሊብያ ተበጊሳ ናብ ጣልያን ኣብ እተምርሓሉ ዝነበረት ግዜ፡ብሓገዝ ሰራሕተኛታት ህይወት [...]
ብርጣንያ ስደተኛታት ንምስጓግ ዘኽእላ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ

ብርጣንያ ስደተኛታት ንምስጓግ ዘኽእላ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ

Radio Erena: 08 March 2023 ብርጣንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ባሕሪ ኣቋሪጾም ናብታ ሃገር ናብ ዝኣትዉ ስደተኛታት ዝቐንዐ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ። ብሰሉስ 7 መጋቢት፡ ጸሓፊት ውሽጣዊ ጉዳያት ናይታ ሃገር ስኤላ ብራቨር [...]
ኤርትራ ኣብ ኣኼባ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ተኸሲሳ

ኤርትራ ኣብ ኣኼባ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ተኸሲሳ

Radio Erena: 07 March 2023 ኤርትራ ንመበል 52 ግዚኡ ኣብ ዝቃናዕ ዘሎ ኣኼባ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ተኸሲሳ። ካብ 27 ለካቲት ጀሚሩ ክሳብ 4 መጋቢት ኣብ ዝቕጽል ኣኼባ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት፡ ሰኑይ 6 [...]
ኤርትራ፤ ድኻታት ንዝኾና ሃገራት ዓለም ኣብ ዝዳሎ ኮንፈረንስ ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ፤ ድኻታት ንዝኾና ሃገራት ዓለም ኣብ ዝዳሎ ኮንፈረንስ ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: 06 March 2023 መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ቅኑዕ መስመር ቁጠባዊ ምዕባለ ንግስግስ ኣለና ኣብ ዝብለሉ ዘሎ እዋን፤ ኤርትራ ኣዝየን ድኻታት ንዝኾና ሃገራት ዓለም ኣብ ዝዳሎ ኮንፈረንስ ትሳተፍ ኣላ። እ [...]
ፓስፖርት ኤርትራ ብድኽመቱ ምስ ሓሙሽተ ዳሕረዎት ተሰሪዑ

ፓስፖርት ኤርትራ ብድኽመቱ ምስ ሓሙሽተ ዳሕረዎት ተሰሪዑ

Radio Erena: 05 March 2023 ብደረጃ ዓለም ኣብ ዝተገብረ ተርታ ፓስፖርትታት፡ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ንኣርባዕተ ሃገራት ጥራይ በሊጹ፡ ድሕሪት ተሰሪዑ። ኣብቲ ኖማድ ፓስፖርት ኢንዴክስ ብዝተባህለ ትካል ዝወጸ ጸብጻብ፣ [...]
ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ምስ ሰበ ስልጣን ኡጋንዳ ዘትዮም

ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ምስ ሰበ ስልጣን ኡጋንዳ ዘትዮም

Radio Erena: 05 March 2023 ኣብ ዩጋንዳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ፡ ብሓሙስ ክልተ መጋቢት ምስ ሰበ ስልጣን ናይታ ሃገር ተራኺቦም ዘትዮም። እቲ The Eritrean Diaspora Conference ዝተሰም [...]
ሱልጣን ዓሊ ኣልሚራህ ሱልጣን ብሄረ ዓፋር ኮይኑ ተመዚዙ

ሱልጣን ዓሊ ኣልሚራህ ሱልጣን ብሄረ ዓፋር ኮይኑ ተመዚዙ

Radio Erena: 03 March 2023 ቤት ጽሕፈት ሱልጣን ብሄረ ዓፈር ብሓሙስ ክልተ መጋቢት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ንኣሕመድ ኣልሚራክ ከም መበል 15 ሱልጣን ብሄረ ዓፈር ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ጌሩ ከም ዝመዘዞ ተሓቢ [...]
1 84 85 86 87 88 633 860 / 6327