Category: ዜና ኤርትራ
ካብ ኲናት ሱዳን ዝሃደሙ ብዙሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ዛጊት ድሃዮም ከምዘይፍለጥ ተሓቢሩ
Radio Erena: 25 May 2023
ኣብ ሱዳን፣ ብሰንኪ'ቲ ኣብ መንጎ ወትሃደራት መንግስትን ፈጣን ሓይሊን ዝተወልዐ ግጭት፡ ካብ ከተማ ካርቱም ናብ ከሰላ ዝሃደሙ ብዙሓት ኤርትራውያን ድሃዮም ጠፊኡ ከም ዘሎ ኣልጀዚራ ሓቢሩ። [...]
ኤርትራ፣ ዘመናዊ ባርነት ምስ ዝካየደለን ቀዳሞት ሰለስተ ሃገራት ዓለም ተረቝሓ
Radio Erena: 25 May 2023
ኤርትራ፣ ዘመናዊ ባርነት ምስ ዝካየደለን ቀዳሞት ሰለስተ ሃገራት ዓለም ተረቝሓ።
Walk Free ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ፡ ኤርትራ፡ ሰሜን ኮርያ [...]
ወግዓዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ኣስመራ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 24 May 2023
ወግዓዊ ጽምብል መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ሎሚ ረቡዕ 24 ግንቦት ኣብ ኣስመራ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተሰዲዶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 32 ዓመት ናጽነት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ኣብ ዝተኻየደ ኵናት፣ 28 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ክሳራን ከምዘስዓበላ ገሊጻ
Radio Erena: 23 May 2023
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕዳር 2020 ክሳብ ሕዳር 2022፣ ንክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ናይ 28 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ቁጠባዊ ክሳራን ከምዘስዓበ፣ ሚኒስተር ገንዘብን [...]
ሰራዊት ኤርትራ ንንጥፈታት ኮሚቴ ምክትታል ሕብረት ኣፍሪቃ ዕንቅፋት ይፈጥር ኣሎ ክብል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወቒሱ
Radio Erena: 22 May 2023
ሰራዊት ኤርትራ፣ ንመስርሕ ስምምዕ ፕሪቶርያ ክግምግም ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝቖመት ኮሚቴ ምክትታልን ምቁጽጻርን፣ ንጥፈታቱ ብዝግባእ ንኸየካይድ ዕንቅፋት ይፈጥረሉ ኣሎ ክብል ግዝያዊ ፕረዚደንት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ሰንበት 21 ግንቦት 2023
Radio Erena: 21 May 2023.
Radio Erena · ሰንበት 21 ግንቦት 2023
[...]
መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ይጽንበል ኣሎ
Radio Erena: 21 May 2023
24 ግንቦት፣ መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይጽንበል ኣሎ።
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ከም ናይ ኩ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 20 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 20 May 2023
Radio Erena · ቀዳም 20 ግንቦት 2023
[...]

ዕለታዊ ዜና- ዓርቢ 19 ግንቦት 2023
Radio Erena: 19 May 2023
https://www.youtube.com/watch?v=lci6pdEIieg&t=1s [...]
‘ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካ’የ’ ብዝብል፣ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዘታተለ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክምለሶ ቤት ፍርዲ ወሲኑ
Radio Erena: 18 May 2023
ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካየ ብዝብል፣ ካብ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዝወሰደ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክመልስ ቤት ፍርዲ በይኑ።
ቤት ፍ [...]