Category: ዜና ኤርትራ

1 608 609 610 611 612 627 6100 / 6264

ብምስግጋር ወትሃደራዊ ንዋት ናብ ኤርትራ ዝተጠርጠረ ኤርትራ ዝመበቖሉ ዜጋ ነርወይ መርመራ ይካየደሉ ኣሎ

ኤርትራዊ ዝመበቖሉ ዜጋ ነርወይ ብምስግጋር ወትሃደራዊ ንዋት ናብ ኤርትራ ተጠርጢሩ መርመራ ከምእተኻየደሉ ማዕከን ዜና ነርወይ NRK ገሊጹ።   እቲ ስሙ ዘይተጠቕሰ ናይ ነርወይ ዜግነት ጸለዎ ኤርትራዊ፣ ካብ ሰራዊይ ነርወይ ዝሸመተን ወ [...]

ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ምትሓዝ ገፈፍቲ ዓሳ ብዝምልከት ዝርርብ ኣካይደን

ሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ እቲ ገና ፍታሕ ዘይረኸበ ምትሓዝ ገፈፍቲ ዓሳ ብዝምልከት ዝጀመረዎ ዝርርብ ይቕጽልዎ ኣለዉ።   በዚ መሰረት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር የመን መሓመድ ሳለም ባሲንድዋ ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ ንምዝር [...]

ኤርትራ መሃይምነት ኣብ ምጥፋእ ዕውቱ ስራሕ ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ’ያ ተባሂላ

ኤርትራ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ’ያ ተባሂላ። ብመሰረት ዝተፈላለያ ትካላት ትምህርቲ ዘቕርብኦ ዘለዋ መጽናዕታት ኣስታት 75 ሚእታዊት ካብ ህዝቢ ኤርትራ ምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል መሰ [...]

ኩባንያ ዕደና ሳንሪጅ፣ ፍርያት ፕሮጀክት ዕደና ኣስመራ ኣብ 2015 ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ተስፋ ይገብር

ኩባንያ ዕደና ሱንሪጅ ፍርያት ናይቲ ኣብ ፕሮጀክት ኣስመራ ዘካይዶ ዘሎ ኩዕታን ዳህሳስን ማዕድናት ኣብ 2015 ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ትጽቢት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።   እቲ ንከባቢታት እምባደርሆ፣ ዓዲ ንፋስ፣ ጉብፖን ድባርዋን፣ ኣብ ዝጠቓለለ [...]

ካናዳ፣ ኤርትራውያን ንዝርከብዎም ዜጋታት 29 ሃገራት ፍሉይስ መስርሕ ቪዛ ኣተኣታትያ

ካናዳ ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ዜጋታት ኤርትራ ናይ እትርከበን 29 ሃገራት ፍሉይ መስርሕን ሕግታትን ኣተኣታትያ ከምዘላ ገሊጻ።   እቲ ካናዳ ኣተኣታትያቶ ዘላ ሓድሽ መስርሕ፣ ዝኾነ ዜጋ ናይዘን ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ናብታ ሃገር ን [...]

ቐጠርን ኤርትራን ጽዑቕ ርክባት ኣካይደን

ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ጥራይ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ቐጠርን ኣምባሳደር ቐጠር ኣብ ኣስመራን ተደጋጋሚ ዝርርብ ኣካይዶም።   ኣገልግሎት ዜና ቐጠር ካብ ዶሓ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ፣ ሚኒስተር መ [...]

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ ኤውሮጳ ልዑል ኣተኩሮ ረኺቦም

ከም ጋዜጣታት ለ ሞንድ፣ ሊበራስዮን ለ ኢኩብ፣ 20 ሚኑት…ወዘተ ዝኣመለላ ጋዜጣታት ፈረንሳ፣ ብፍላይ ብዛዕባ’ቲ ምስ ፈረንሳዊት ክለብ ኤሮፕካር ተጸንቢሩ ውድድሩ ብጽቡቕ ዝቕጽል ዘሎ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ኣምልኪተን ኣብ ዘቕርብኦ ዘለ [...]

ብምኽንያት መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፣ ዝተፈላለየ ውድባትን ሰልፍታትን ኤርትራ መግለጺታት ኣውጽኤን

ብምኽንያት መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፣ ዝተፈላለየ ውድባትን ሰልፍታትን ኤርትራ መግለጺታት ኣውጽኤን።   እተን ውድባት፣ ኣብ መግለጺታትን ሓደ መስከረም 1961 ንውሉድ ወለዶ ዝነበር ታሪኽ ዝሰነደት ዕለት [...]

ኣብ ቦሎኛ ንኽልተ መዓልታት ዝተኻየደ ዋዕላ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ብዓወት ተዛዚሙ

ሽግር ኤርትራ ፍታሕ ብኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 1 መስከረም ኣብ ቦሎኛ ዝተኻየደ ዋዕላ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ብዓወት ተዛዚሙ።   ኣብቲ ወከልቲ ሓያሎ ፖለቲካውን ውድባት፣ ሰልፍታት፣ ሲ [...]

ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ተዘኪሩ

መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ትማሊ ሓደ መስከረም ተዘኪሩ።   ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ንምጉንጻፍ ዘካይዶ ዝነበረ ናይ ልዕሊ 20 ዓመታት ፖለቲካዊ ልቃሲ ኣብ ዕጹው ማዕጹ ድሕሪ ምብጽሑ፣ ኣብ ሓደ መስከረም 19 [...]
1 608 609 610 611 612 627 6100 / 6264