Category: ዜና ኤርትራ

ከንቲባ ከተማ ሞቛድሾ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ኣምሊጡ
Radio Erena: 29 July, 2014 ከንቲባ ከተማ ሞቛድሾ ሓሰን ሙሓመድ ሑሰን ሙንጋብ ካብ ዝተጻወደሉ ናይ ነታጕ መጥቃዕቲ ንስክላ ኣምሊጡ። ነቲ ከንቲባ ጽዒና ዝነበረት መኪና በቲ መጥቃዕቲ ዕንወት ክወርዳ እንከሎ፣ እቲ ከንቲባ ግ [...]

ኣብ ዶብ ሊብያን ቻድን ኣስታት 70 ኤርትራውያን ተጨውዮም
Radio Erena: 28 July, 2018 ካብ ሱዳን ተበጊሶም ናብ ሊብያ ንምእታው ዝፈተኑ ኣብ ክልተ ፒክ ዝዓይነተን መካይን ዝመልኡ ኤርትራውያን፣ ኣብ ዶብ ሊብያ ተጨውዮም ናብ ቻድ ተወሲዶም ከምዘለዉ፣ ካብቲ ኩነታት ዘምለጡ ኤርትራውያ [...]

ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ዶባተን ዝፍጸም መሸጣን ምስግጋርን ደቂ ሰብ ንምግታእ ተወሳኺ ስምምዕ የካይዳ
Radio Erena: 28 July, 2018 ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ዶባተን ዝካየድ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ንምግታእ ዘኽእለን ተወሳኺ ስምምዕ ከካይዳ ምዃነን ገሊጸን። እዘን፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ሁማን [...]

ጃፓን ናብ ጅቡቲ ኣሃዱ ስለያ ከተዋፍር’ያ
Radio Erena: 28 July, 2018 ጃፓና፣ ውሕስነት ናይተን ካብን ናብን ኤውሮጳ ዝመላለሳ ንግዳውያን መራኽባ ንምውሓስ ዝዓለመ፣ ሓድሽ ናይ ጸጥታ ኣሃዱ ኣብ ጅቡቲ ከተዋፍር'ያ። እታ ኣብ ርሑቕ ምብራቕ ኤስያ እትርከብ፣ ንንግዲ ዓ [...]
ብህድማ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዝሰክሐት ኤርትራ፣ ኣብ ደንማርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ዳና ካፕ፣ ኣብ ሽወደን ብዝርከቡ ቆልዑ ትሳተፍ ኣላ
Radio Erena: 25 July, 2014 ብህድማ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ፣ ዝሰክሐ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ደንማርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ዳና ካፕ ናይ ክሊ ዕድመ 12ን 13 ዓመት ትሕቲ ዕደመ ቆልዑ፣ ካብ ሽወደን ካብ ዝርከቡ ኤርትራው [...]
ኤርትራ ኣብ ዘይትዓደመቶ ዋዕላ ኣመሪካን ሃገራት ኣፍሪቃን፣ ሓደ ቢልዮን ዶላር ንዝተፈላለየ ስምምዓት ቀሪቡ ኣሎ
Radio Erena: 25 July, 2014 ኣመሪካ፣ ኣብቲ 5ን 6ን ነሓሰ ኣብ ዋሽንግተን ዝካየድ ዋዕላ ኣመሪካን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዝተፈላለየ ስምምዓት ዝውዕል ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ባጀት ሰሊዓ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ነዚ ዘፍለጠ ሚኒስ [...]

ፖሊስ ኢጣልታ፣ ብሞት 60 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ሰባት ቀይዱ
Radio Erena: 24 July, 2014 ፖሊስ ኢጣልያ፣ ብሞት 60 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ሰባት ብሰሉስ 22 ሓምለ ኣብ ሮማ ኣብ ቀይዲ ዝኣተዉ ኣብ ቀይዲ የእትዮም። እቶም ጥርጡራት፣ ነቶም ብ18 ሓምለ ብሕጽረት ትን [...]

ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ መስጊድ ኣንዋር ብሰለማዊ ሰልፊ ዝተጓሃረ ግጭት ተኻይዱ
Radio Erena: 24 July, 2014 ብዓርቢ 18 ሓምለ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ መርካቶ ኣብ ዝርከብ መስጊድ ኣንዋር፣ ኣመንቲ ምስልምና ንናይ ዓርቢ ጸሎት ኣብ ዝተኣከብሉ እዋን፣ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ተሪር ተቃውሞ ም [...]

ኣባል ፓርላማን ህብብቲ ሙዚቀኛን ሶማል ተቐቲላ
Radio Erena: 24 July, 2014 ኣባል ፓርላማ ሶማል ሰዓዶ ዓሊ ዋርሰማ፣ ኣብ ሞቛድሾ ተቐቲላ። እታ ኣባል ፓርላማ፣ ካብ መኪና ብዝተተኾሰላ ጥይት ከምዝተቐትለት ዘረጋገጸ ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ሞቛድሾ፣ ኣብዚ ዓመት እዚ ጥራይ ብተ [...]

ኣብ ሪያድ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ዝተላዕለ ባእሲ ብምትእትታው ፖሊስ እታ ሃገር ሃዲኡ
Radio Erena: 23 July, 2014 ኣብ ሪያድ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ፣ ኣብ መንጎ ሓደ ኤርትራውን ቆንስል ናይቲ ኤምባሲን ዝተኻየደ ባእሲ፣ ብምትእትታው ፖሊስ ስዑዲ ዓረብ ከምዝሃድአ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ [...]