Category: ዜና ኤርትራ

1 541 542 543 544 545 633 5430 / 6326
ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሽወደናውያን በጻሕቲ ሃገራት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሽወደናውያን በጻሕቲ ሃገራት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 17 December 2014 ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ስንጭሮ ኦሞ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ኣብ ልዕሊ ሽወደናውያን በጻሕቲ ሃገራት ቶኽሲ ከምዝኸፈቱ ተሓቢሩ። ማዕከን ዜና ኤክስፕረሰን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝዝርጋሕ ዘሎ ብቕዓቱ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታት ጥዕናዊ ጸገም ይፈጥር

ኣብ ኤርትራ ዝዝርጋሕ ዘሎ ብቕዓቱ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታት ጥዕናዊ ጸገም ይፈጥር

Radio Erena: 16 December 2014 ኣብ ኤርትራ፣ ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት ኣብ ኣሻቓሊ ደረጃ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ብቕዓቱ ዘይተረጋገጸ ከም ዘይትን ጸባን ዝኣመሰለ መግብታት ኣብ ዕዳጋ ይውዕል ብምህላዉ ጥዕናዊ ጸጋምት ይ [...]
ግጥማት ሴካፋ ናይዚ ዓመት እዚ፣ ተእንግዶ ሃገር ብዘይምርካቡ ይስረዝ

ግጥማት ሴካፋ ናይዚ ዓመት እዚ፣ ተእንግዶ ሃገር ብዘይምርካቡ ይስረዝ

Radio Erena: 16 December 2014 ንግጥማት ሴካፋ እተአንግድ ሃገር ብዘይምህላዋ ናይዚ ዓመት እዚ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ምብራቕ ማእከላይን ኣፍሪቃ ክካየድ ከምዘይክኣለ እቲ ዞባዊ ናይ ኩዕሶ ማሕበር ኣፍሊጡ። ኤርትራ እትርከበን [...]
መንግስቲ ጁባ ተቓወምቲ ሱዳን ይሕብሕብ ኣሎ ክብል መንግስቲ ካርቱም ወቒሱ

መንግስቲ ጁባ ተቓወምቲ ሱዳን ይሕብሕብ ኣሎ ክብል መንግስቲ ካርቱም ወቒሱ

Radio Erena: 16 December 2014 መንግስቲ ጁባ ንተቓወምቲ ሱዳን ምድጋፍ ይቕጽሎ ኣሎ ክብል ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ከሲሱ። እቲ ሚኒስትሪ ንጸብጻብ ክፍሊ ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ብምጥቃስ ኣብ ዝ [...]
ወኪል ብሪጣንያ ብዛዕባ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣብ ኣስመራ ቀንዩ፣ ብሪጣንያ ብዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ንመንግስቲ ፈረንሳ ትነቕፍ

ወኪል ብሪጣንያ ብዛዕባ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣብ ኣስመራ ቀንዩ፣ ብሪጣንያ ብዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ንመንግስቲ ፈረንሳ ትነቕፍ

Radio Erena: 15 December 2014 ብሪጣንያን ፈረንሳን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ክረዳድኣ ኣይከኣላን። ፈረንሳ ነቶም ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደብ ካሌ ኣብ ጎደናታት ዝሓድሩ ዘለዉ ኣስታት 15 [...]
ጅቡቲ ብዘይካ ምስ ኤርትራ ምስኩለን ጎረባብታ ጽቡቕ ዝምድና ከምዘለዋ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ገሊጹ

ጅቡቲ ብዘይካ ምስ ኤርትራ ምስኩለን ጎረባብታ ጽቡቕ ዝምድና ከምዘለዋ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 15 December 2014 ጅቡቲ ብዘይካ ምስ ኤርትራ ምስ ኩለን ጎረባብታ ጽቡቕ ዝምድና ከምዘለዋ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ምስ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ኣናዶሉ ኣብ ዘ [...]
ድሌት ክልቲኡ ህዝብታት እንተኾይኑ፣ ኢትዮጵያን ጅቡትን ክሓብራ ይኽእላ’የን ክብል ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ ኣፍሊጡ

ድሌት ክልቲኡ ህዝብታት እንተኾይኑ፣ ኢትዮጵያን ጅቡትን ክሓብራ ይኽእላ’የን ክብል ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 15 December 2014 ኣብ ንግድን ኣገልግሎት ወደብን ዝተመርኮሰ ዝምድና ጅቡትን ኢትዮጵያን ኣብ ዝልዓለ ጥርዙ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ድሌት ክልቲኡ ህዝብታት እንተኾይኑ ኢትዮጵያን ጅቡትን ክሓብራ ይክእላ'የን [...]
ሚኒስተር ምክልኻል የመን ንኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ብምጽዋዕ ኣዘራሪቡ

ሚኒስተር ምክልኻል የመን ንኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ብምጽዋዕ ኣዘራሪቡ

Radio Erena: 12 December 2014 ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ጸጥታን ምግፋፍ ዓሳን ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን። ነቲ ዝርርብ ዘካየዱ ብወገን መንግስቲ የመን ሚኒስተር ምክልኻል ማሕሙድ ኣል ሱባይሒ ክኸውን እንከሎ ብወገን መን [...]
ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ሱዳን፣ ሓያሎ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ከሰላ ኣቝሲሎም

ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ሱዳን፣ ሓያሎ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ከሰላ ኣቝሲሎም

Radio Erena: 12 December 2014 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ምብራቓዊ ዞባ እታ ሃገር ኣብ እትርከብ ከሰላ ዩኒቨርሲቲ ናይ ተማሃሮ ተቓውሞ ክካየድ ይኽእል'ዩ ካብ ዝብል ስግኣት ብዘካየድዎ ሃንደበታዊ ከበባ፣ ሓያሎ ተማህሮ [...]
ክፍሊ ስደተኛታት ደንማርክ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዝነበሮ ሓሳብ ቀይሩ

ክፍሊ ስደተኛታት ደንማርክ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዝነበሮ ሓሳብ ቀይሩ

Radio Erena: 11 December 2015 ክፍሊ ስደተኛታት ደንማርክ፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዝነብሮ ሓሳብ ከምዝቐየረ ብሰሉስ 9 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ክፍሊ ነዚ ዘፍልጥ ዘሎ፣ ኣቐዲሙ ብዛዕባ ኤር [...]
1 541 542 543 544 545 633 5430 / 6326