Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 200 ስደተኛታት ጥሒሎም
Radio Erena : 11 February 2015 ልዕሊ 200 ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከምዝተበገሳ ዝተገልጻ ክልተ ጃላቡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ድሕሪ ምጥሓለን፣ ሃለዋት እቶም ስደተኛታት ዛጊት ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ላዕለ [...]

ኣብ የመን ኣጓጢሙ ብሰንኪ ዘሎ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ሃገራት ኤውሮጳ ኤምባሲታተን ይዓጽዋ ኣለዋ
Radio Erena : 11 February 2015 ኣብ የመን ብሰንኪ ኣጋጣሙ ዘሎ ከቢድ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ሓያሎ ሃገራት ምዕራብ ኤምባሲታተን ይዓጽዋ ኣለዋ። ተቓወምቲ ሑቲ ንእገደስቲ ትካላት መንግስቲ ተቖጻጺሮም፣ ንባይቶ እታ ሃገር ድሕሪ ም [...]

መንነቶም ዘይተነጸረ 32 ዓማዊል ካብ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝርከብ ባንክ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ገንዘብ ኣዋህሊሎም ምህላዎም ተቓሊዑ
Radio Erena: 10 February 2015 መንነቶም ዘይተነጸረ 32 ዓማዊል ካብ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝርከብ ባንክ HSBC ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ውህሉል ገንዘብ ከምዘለዎም ተቓሊዑ። ምስጢር ዓማዊልን ዘዋህለልዎ ብዝሒ [...]

ኣብ ኣስመራ ዑደት ዘካየደ ልኡኽ ስዊዘርላንድ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤርትራ ክምለሱ የብሎምን ይብል
Radio Erena: 10 February 2015 ብዛዕባ ስደት ኤርትራውያን ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ንምዝርራብን ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ዝፈጸመ ሓደ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ዘሎ ኩነታት [...]

ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወፍርን ምኽፋት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘትየን
Radio Erena: 10 February 2015 ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወፍርን ምኽፋት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይደን። ሚኒስተር ወፍሪ ሱዳን ዶክተር ሙስጦፋ ዑስማን እስማዒል ምስ ምክትል ፕረዚደንት ካቢነን ወራስ ዓራ [...]

ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ቱርኪ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 09 February 2015 ሓደ ጉጅለ ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ቱርኪ ኣብ ኤርትራ ዑደት ብምክያድ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ቱርኪ ማህደረ ትምህርቲ ዝረኽብሉ ዕድላት ዘትዩ። እቲ ልኡኽ ካብ 4 ክሳብ 7 ለካቲት ኣብ ኣስመ [...]

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ንተኸታታሊ ሓሙሻይ ዓመት ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ኮይና
Radio Erena: 09 February 2015 ሎሚ ሰኑይ 9 ለካቲት 2015፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ብደረጃ ሃገር ንመበል 10ይ ግዜ፡ ኣብ ዝተኻየደ፡ 48 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ክሮኖ-ሜትር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ፡ ካብ ደቂ ተባዕትዮ፡ ን [...]

ኣብ ቻድ ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምስግጋሮም ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 09 February 2015 ናብ ሊብያ እናምርሑ፣ ኣብ ዶብ ሱዳንን ቻድን ዝተታሕዙ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምስግጋሮም ጻዕርታት ይካየድ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ካርቱም ሓቢሮም። እቶም ቁጽሮም ዘይ [...]

ኢትዮጵያ ብዝሑ ዘይተፈልጠ ሰራዊት ናብ ደቡብ ሱዳን ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: 09 February 2015 ኢትዮጵያ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊታ፣ ናብ ደቡብ ሱዳን'ውን ተወሳኺ ሰራዊት ክትልእክ ምዃና ተገሊጹ። እቲ ናብ ደቡብ ሱዳን ዝዋፈር ሰራዊት ብዝሑ እ [...]

ጂቡቲን ኢትዮጵያን ካብ ኤርትራ ክመጸና ይኽእል’ዩ ዝበልኦ መጥቃዕቲ ንምክልኻል ሓባራዊ ወተሃደራዊ ንምቛም ተሰማሚዐን
Radio Erena: 08 February 2015 ጂቡቲን ኢትዮጵያን ካብ ኤርትራ ክመጸና ይኽእል’ዩ ዝበልኦ መጥቃዕቲ ንምክልኻል ሓባራዊ ወተሃደራዊ ምክልኻል ክገብራ ኣብ ስምምዕ በጺሐን። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ፕረዚደንት ጂቡቲን ርክ [...]