Category: ዜና ኤርትራ

1 520 521 522 523 524 633 5220 / 6329
ናይጀርያ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ

ናይጀርያ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ

Radio Erena: 02 April 2015 ኣብ ናይጀርያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተዓዊቱ። ኣብ 1983 ብወትሃደራዊ ዕልዋ ንዓመትን መንፈቕን ስልጣን ጨቢጡ ዝነበረ ጀነራል ሙሓማዱ ቡሃሪ፣ ኣብዚ ሓድሽ ናይ ደሞክራስዊ ምርጫ [...]
እስራኤል፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግዴታ ክትጥርዝ ምዃና ይግለጽ ኣሎ

እስራኤል፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግዴታ ክትጥርዝ ምዃና ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena : 01 April 2015 እስራኤል፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብግዴታ ናብ ዓዶም ክትመልስ ከምእትኽእል ማዕከን ዜና ሃረጽ ገሊጹ። መንግስቲ እስራኤል፣ ብመሰረት እዚ ሓድሽ ፖሊሲ ኢሚግሬሽን፣ ነቶም ኣብ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ምፍራስ ኣባይቲ ንምቕጻሉ ምድላዋት ይገብር ኣሎ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ምፍራስ ኣባይቲ ንምቕጻሉ ምድላዋት ይገብር ኣሎ

Radio Erena : 01 April 2015 መንግስቲ ኤርትራ ሕጂ'ውን ኣብ ሓያሎ ከተማታት ኣባይቲ ናይ ምፍራስ መስርሕ ንምቕጻል ምድላዋት የካይድ ምህላዉ ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ዝበጽሓና ሓበሬታ የመልክት። እቲ መንግስቲ ኣብ ዞባ ማእ [...]
ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ቁጠባዊ ኮነ ወትሃደራዊ ዝምድና ከምዘይብላ ኣፍሊጣ

ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ቁጠባዊ ኮነ ወትሃደራዊ ዝምድና ከምዘይብላ ኣፍሊጣ

Radio Erena : 01 April 2015 ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ወትሃደራዊ ኮነ ቁጠባዊ ዝምድና ከምዘይብላ ኣፍሊጣ። ክልቲኤን ሃገራት ኤምባሲታት ዘለወን እኳ እንተኾነ፣ ካብ ክልቲኤን ወገን ዝተመዙ ኣምባሳደራት ከምዘየለዉ ግና ሓቢራ። ኣ [...]
“ዕደና ቢሻ ድሕሪ ጽገና ናብ ንቡር ንጥፈታቱ ተመሊሱ።” ኩባንያ ኔቭሰን

“ዕደና ቢሻ ድሕሪ ጽገና ናብ ንቡር ንጥፈታቱ ተመሊሱ።” ኩባንያ ኔቭሰን

Radio Erena: 31 March 2015 ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን፣ ነቲ ኣብ ቢሻ፣ ብሰንኪ ቴክኒክን ብ20 መጋቢት ዘጋጠመ መጥቃዕትን ተበላሽዩ ዝነበረ ኣቑሑ ብምዕጽጋን፣ ንቡር ናይ ዕደና ንጥፈታቱ ክቕጽል ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ካ [...]
ኣብ እስራኤል፣ ወዲ ኣርባዕተ ወርሒ ኤርትራዊ ሕጻን ብሰንኪ ምዕብዓብ ሞይቱ

ኣብ እስራኤል፣ ወዲ ኣርባዕተ ወርሒ ኤርትራዊ ሕጻን ብሰንኪ ምዕብዓብ ሞይቱ

Radio Erena: 31 March 2015 ኣብ እስራኤል ኣብ ዝርከብ ናይ ስደተኛታት መውዓል ህጻናት ሓደ ወዲ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ህጻን ሰኣን ግቡእ ኣተሓሕዛ ሞይቱ። እቲ ብሰንኪ ሕጽረት ትንፋስ ተዓብዒቡ ሃለዋቱ ዘጥፍአ ህጻን፣ ናብ ሆስፒ [...]
“ፕረዚደንት የመን ነበረ ናብ ኤርትራ ክሃድም ይኽእል’ዩ።” ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ

“ፕረዚደንት የመን ነበረ ናብ ኤርትራ ክሃድም ይኽእል’ዩ።” ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ

Radio Erena: 30 March 2015 ፕረዚደንት የመን ነበረ ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ናብ ኤርትራ ክሃድም ይኽእል'ዩ ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሪያድ ያሲን ምስ ሲኤንኤን ቋንቋ ዓረብ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ ገሊጹ። እቲ [...]
ኤርትራ እትርከበን 19 ሃገራት፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መበል 18 ዋዕላ ኮሜሳ ክሳተፋ’የን

ኤርትራ እትርከበን 19 ሃገራት፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መበል 18 ዋዕላ ኮሜሳ ክሳተፋ’የን

Radio Erena: 30 March 2015 ኤርትራ እትርከበን 19 ሃገራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መበል 18 ዋዕላ ኮሜሳ ክሳተፋ'የን። ኣብቲ ሎሚ ዝካየድ መበል 18 ዋዕላ ሓባራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባውን ኣፍሪቃ (ኮሜሳ) ንምስታ [...]
ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብቀጻሊ ካብ ዘልዕሉ ዲፕሎማሰኛታት ሓደ ዝነበረ ኣምባሳደር ሶማልያ ኣብ ው.ሕ.ሃ. ተቐቲሉ

ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብቀጻሊ ካብ ዘልዕሉ ዲፕሎማሰኛታት ሓደ ዝነበረ ኣምባሳደር ሶማልያ ኣብ ው.ሕ.ሃ. ተቐቲሉ

Radio Erena: 29 March 2015 ቀዋሚ ኣምባሳደር ሶማልያ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብተኻየደሉ መጥቃዕቲ ተቐቲሉ። ኣምባሳደር ዩሱፍ መሓመድ ኢስማዒል ባሪ ባሪ፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ዝርከብ ማካ ኣል ሙኻራ [...]
ኣብ ቢሻ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብደብዳብ ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ ከምዘይተኻየደ ተረጋጊጹ

ኣብ ቢሻ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብደብዳብ ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ ከምዘይተኻየደ ተረጋጊጹ

Radio Erena: 27 March 2015 ኢትዮጵያ ሉኣላዊ መሬት ኤርትራ ብምጥሓስ ኣብ ዕደና ቢሻን ወትሃደራዊ መዓስከር ማይ ዕዳጋን ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ ዝተባህለ ዜና ሓሶት ምዃኑ ተረጋጊጹ። እቲ ብዓርቢ 20 መጋቢት፣ ኣብ ቢሻ [...]
1 520 521 522 523 524 633 5220 / 6329