Category: ዜና ኤርትራ

1 498 499 500 501 502 634 5000 / 6334
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ 2700 ስደተኛታት ድሒኖም

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ 2700 ስደተኛታት ድሒኖም

Radio Erena: 16 July 2015 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2700 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከምዝደሓኑ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብሮቡዕ 15 ሓምለ ዝተኻየደ፣ ኣብ 13 ጀላቡ ንዝነብሩ 2 700 ስደተኛታት ናይ ም [...]
መንግስቲ ሱዳን ኣባላት ዳዒሽ’ዮም ዝበሎም ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ቀይዱ

መንግስቲ ሱዳን ኣባላት ዳዒሽ’ዮም ዝበሎም ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ቀይዱ

Radio Erena: 16 July 2015 መንግስቲ ሱዳን ኣባላት ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ'ዮም ዝበሎም ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ቀይዱ። እቶም ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ፖርት ሱዳን ዝተቐየዱ ሰለስተ ኣባላት ዳዒሽ ሓደ ኤርትራውን [...]
ግጭት የመን ካብ ዝጅምር፣ ዝበዝሑ ዜጋታት ኢትዮጵያን ሶማልን ዝርከብዎም 10 ሽሕ ስደተኛታት ናብታ ሃገር ኣትዮም

ግጭት የመን ካብ ዝጅምር፣ ዝበዝሑ ዜጋታት ኢትዮጵያን ሶማልን ዝርከብዎም 10 ሽሕ ስደተኛታት ናብታ ሃገር ኣትዮም

Radio Erena: 16 July 2015 ግጭት የመን ኣብ ወርሒ መጋቢት ድሕሪ ምጅማሩ ጥራይ መብዛሕትኦም ዜጋታት ኢትዮጵያን ሶማልን ዝርከብዎም ልዕሊ 10 ሽሕ ስደተኛታት ናብታ ሃገር ከምዝኣተዉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራ [...]
ሶማልን ኬንያ ብዋንነት ክሊ ማይ ይሰሓሓባ

ሶማልን ኬንያ ብዋንነት ክሊ ማይ ይሰሓሓባ

Radio Erena: 16 July 2015 መንግስታት ሶማልን ኬንያን ብጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ ኣብ ምስሕሓብ ኣትዮም። ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብዛዕባ'ቲ ይግብኣኒ'ዩ ዝበሎ ሰፊሕ ክሊ ማይ ብዝምልከት ዘለዎ ጥርዓን ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍ [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 100 ስደተኛታት ጥሒሎም

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 100 ስደተኛታት ጥሒሎም

Radio Erena: 15 July 2015 ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 100 ስደተኛታት ጥሒሎም። 10 ኪሎሜተር ካብ ከተማ ትሪፑሊ ርሒቑ ኣብ ዝርከብ ገማግም ባሕሪ ቱጁራ ናይ ዝተባህለት ንእሽቶ ከተማ ጥሒሎም ዝተረኽቡ ኣስታት 100 [...]
መራሕትን ወከልትን ሃገራት ዓለም ዝሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምወላ ንልምዓት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

መራሕትን ወከልትን ሃገራት ዓለም ዝሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምወላ ንልምዓት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 15 July 2015 መራሕትን ወከልትን ዝተፈላለያ ሃገራት ዝሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምወላ ንልምዓት ኣብ ኢትይጵያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እዚ ካብ 13 ክሳብ 16 ሓምለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ሳልሳይ [...]
ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም’ያ

ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም’ያ

Radio Erena: 15 July 2015 ቻይና ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም ምስ መንግስቲ ጅቡቲ ስምምዕ ኣብ ምክያድ ከምእትርከብ ተገሊጹ። ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ቻይና ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋ [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣቦን ወድን ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐቲሎም

ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣቦን ወድን ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐቲሎም

Radio Erena: 14 July 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ መሪዲ ኣብ ዝተባህለ ቦታ መንነቱ ዛጊት ዘይተነጸረ ዕጡቕ፣ ኣቦን ወዲን ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ኣድራጋ ቶዅሲ ድሕሪ ምኽፋቱ፣ ኣብ ሓያሎ ኤርትራውያን ነበርቲ 'ቲ ከባቢ [...]
መንግስቲ ቻድ፣ ደቂንስትዮ ገጽ ምሉእ ብምሉእ ዝሽፍን ቡርቓ ከይክደና ዝኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኡ

መንግስቲ ቻድ፣ ደቂንስትዮ ገጽ ምሉእ ብምሉእ ዝሽፍን ቡርቓ ከይክደና ዝኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኡ

Radio Erena: 14 July 2015 መንግስቲ ቻዳ፣ ደቂንስትዮ ምሉእ ሰብነት ዝሽፍን ዓባያ ወይ ቡርቃ ከይክደና ኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኡ። እዚ መንግስቲ ነዚ ዝኣወጀ፣ ጓለነስተይቲ ተመሲሉ ምሉእ ሰብነቱ ብዓባያ ዝተሸፈነ ዕጡቕ፣ ኣብ ከ [...]
ቱርኪ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 149 ስደተኛታት ቀይዳ

ቱርኪ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 149 ስደተኛታት ቀይዳ

Radio Erena: 14 July 2015 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ቱርኪ፣ ብክልተ ጀላቡ ዝመጹ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 149 ስደተኛታት ቀይዶም። እቶም ናብ ሰኑይ 13 ሓምለ ናብ ዘውግሐ ለይቲ ናብ ገማግም ባሕሪ ቱርኪ ዝተበገሱ ስደተኛታት [...]
1 498 499 500 501 502 634 5000 / 6334