Category: ዜና ኤርትራ
ስርሒት ፈንቕል ኣብ ዝጽንበለሉ ዘሎ ቅንያት፣ ኣብ ባጽዕን ከባቢኣን ጽዑቕ ግፋ ተኻይዱ
Radio Erena: 13 February 2017 መበል 27 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቕል ኣብ ዝጽንበለሉ ዘሎ ቅንያት፣ ሓይልታት ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ባጽዕን ከባቢኣን ጽዑቕ ግፋ ኣካይዶም። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ብዝልኣኽዎ ሓበሬ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ኩዌትን ሕ/ኢማራት ዓረብን ኣብ ሱዳን በጺሖም
Radio Erena: 13 February 2017 ሃገራት ዓረብ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ወትሃደራዊ ጽልውአን ንምሕያል ኣብ ዝጽዕራሉ ዘለዋ እዋን፣ ላዕለዎት ወትሃደራውያን ልኡኻት ንግስነት ኩዌትን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ሱዳን ናይ ስ [...]
ጽልዋን ውሳኔን ዘይብሉ ካቢኔ ሚኒስተራት ኤርትራ ኣኼባ ኣካይዱ
Radio Erena: 10 February 2017 ኣብ ጉዳያት ኤርትራ ዝኾነ ውሳኔን ጽልዋን ዘይብሉ ካቢኔ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ናይ ክልተ መዓልቲ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ ካቢኔ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ዘካየዶ ናይ ክልተ መዓልታት [...]
ኣብ ምርጫ ሶማል፣ ናይ ኣመሪካ ዜግነት ዘለዎ ሓድሽ ፕረዚደንት ተዓዊቱ
Radio Erena: 09 February 2017 ኣብ ሶማል ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ነበረ መሓመድ ዓዱላህ መሓመድ ተዓዊቱ። ፕረዚደንት ንምምራጽ፣ ብጽኑዕ ኣብ ዝሕሎ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ሞቛድሾ ኣብ ዝር [...]
ጀርመን፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ናብ ፖሊስ ኢጣልያ ኣረኪባ
Radio Erena: 09 February 2017 ጀርመን፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ናብ ፖሊስ ኢጣልያ ከምዘረከበት ማዕከናት ዜና ካብ ሮማ ሓቢረን። እቲ ስሙን ምሉእ መንነቱን ዝተዓቀበ፣ ኤርትራዊ ምዃኑ ዝተገልጸ ሰብ፣ ካብ [...]
ብፕረዚደንት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ወግዓዊ ምብጻሕ ይፍጽም
Radio Erena: 09 February 2017 ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ዶክተር ቶሸመ ሙላቱ ኣብ ቱርኪ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ከምዘሎ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ፣ ኣናዶሉ ሓቢሩ። ዕላማ ዑደት እቲ ፕረዚደንት፣ ነ [...]
ሃ/ድሕነትን ጸጥታን ፣ ኣብ ኩለን ሚኒስትሪታትን ትካላት ህግደፍን ሓድስቲ ተጸናጸንቲ (ናይ እዝኒ) የዋፍር
Radio Erena: 08 February 2017 ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ኩለን ሚኒስትሪታትን ትካላት መንግስትን ህግደፍን ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ናይ ስለያ መሓውር ብሓድሽ ይትክኦ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። [...]
ግብጺ፣ ካብ ሩስያ፣ ፈረንሳን ዖማንን ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ንምሽማት ናይ 1 ቢልዮን ዶላር ስምምዕ ከቲማ
Radio Erena: 08 February 2017 ግብጺ፣ 1 ቢልዮን ዶላር ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ንምሽማት ምስ ሩስያ፣ ፈረንሳን ዖማንን ስምምዕ ከምዝኸተመት ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እታ ሃገር ምስ ስዑዲ ዓረብ ዝነበራ ናይ ነዳዲ ንግዳ [...]
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 08 February 2017 ንተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ሎሚ ሮቡዕ 08 ለካቲት 2016 ይካየድ ሎ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተመርጹ ኣባላት ፓርላማ፣ ሎሚ ኣብ ዘካይድዎ ዕጹው ምርጫ፣ ንዝቕ [...]
ላብቴክ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣስታት 700 ሽሕ ዶላር ዝግመት ናይ ላብራቶሪ ኣቝሑ ንምትካል ተዓዊቱ
Radio Erena: 07 February 2017 ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝመደበሩ ኩባንያ 'ላብቴክ'፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝግመት ፕሮጀክት ምትካል ናይ ላባራቶሪ ኣቑሑ ከምዝተዓወተ ገሊጹ። እቲ ንሕክምናዊ ላባራ [...]