Category: ዜና ኤርትራ

1 385 386 387 388 389 633 3870 / 6327
ሶማልያ ድሕሪ 25 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ከተሕትም’ያ

ሶማልያ ድሕሪ 25 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ከተሕትም’ያ

Radio Erena: 09 March 2017 ሶማልያ ድሕሪ 25 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ከተሕትም ምድልዋት ትገበር ከምዘላ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) ኣፍሊጡ። ድሕሪ ምቅዳቅ መራሒ እታ ሃገር ነበረ ስያድ ባ [...]
መበል 103 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ይዝከር

መበል 103 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ይዝከር

Radio Erena: 08 March 2017 08 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ መሰል ከምዘለወን ኣብ ፖለቲካ፣ ቁጠባ፣ ማሕበራዊን ካልእ ጽላታትን [...]
ኢትዮጵያ፣  ብመንገዲ ሱዳን ዝኣቱ ነዳዲ ንምትዕንቓፍ ሰሪሖም ዝበለቶም 12 ኤርትራውያን

ኢትዮጵያ፣ ብመንገዲ ሱዳን ዝኣቱ ነዳዲ ንምትዕንቓፍ ሰሪሖም ዝበለቶም 12 ኤርትራውያን

Radio Erena: 08 March 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ጥሒሶምን፣ ብመንገዲ ሱዳብን ነዳዲ ናብ ኢትዮጵያ ከይኣቱ ንምዕንቃጹ ክሰርሑ ጸኒሖምን ዝበሎም 12 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 77 ሰባት ከምዝኸሰሰ ጋዜጣ [...]
ኣብ ግብጺ፣ ኣንጸባራቒ ዓወታት ዝተጎናጸፉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብ ጋቦን’ውን ደጊሞሞ

ኣብ ግብጺ፣ ኣንጸባራቒ ዓወታት ዝተጎናጸፉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብ ጋቦን’ውን ደጊሞሞ

Radio Erena: 08 March 2017 ካብ ሰኑይ 27 ለካቲት ክሳብ ሰንበት 5 መጋቢት 2017 ኣብ ጋቦን ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ክሳተፉ ዝቐነዩ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተፈላለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብዝሒ ስደተኛታት ካብ ዘዕቁባ ሓሙሽተ ሃገራት ዓለም ምዃና  UNHCR ኣፍሊጡ

ኢትዮጵያ፣ ብዝሒ ስደተኛታት ካብ ዘዕቁባ ሓሙሽተ ሃገራት ዓለም ምዃና UNHCR ኣፍሊጡ

Radio Erena: 08 March 2017 ኢትዮጵያ፣ ብዝሒ ስደተኛታት ካብ ዘዕቁባ ሓሙሽተ ሃገራት ዓለም ምዃና ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR )ብ27 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመተ [...]
ዕጡቓት ተቓወምቲ ኮርዶፋን፣ 109 ምሩዃት ኵናት መንግስቲ ሱዳን ናጻ ለቒቖም

ዕጡቓት ተቓወምቲ ኮርዶፋን፣ 109 ምሩዃት ኵናት መንግስቲ ሱዳን ናጻ ለቒቖም

Radio Erena: 07 March 2017 ዕጡቓት ተቓወምቲ ሰሜን ሱዳን፣ 109 ምሩኻት ኵናት ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ብሰንበት 5 መጋቢት ናጻ ከምዝለቐቑ ተሓቢሩ። ነዚ ዘረጋገጸ ኣፈኛ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ብርጋደር ኣሕመድ ኸሊፋ ኣል [...]
መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ ይጉስጉስ፣  ህድማ ኣባላት ሰራዊት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ይንህር

መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ ይጉስጉስ፣ ህድማ ኣባላት ሰራዊት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ይንህር

Radio Erena: 06 March 2017 መንግስቲ ኤርትራ ወሰኽ ደሞዝ ሰራዊት በብደረጅኡ ይትግበር ከምዘሎን መነባብሮ ኣባላት ሰራዊት ክመሓየሽ ምዃኑን ኣብ ዝጉስጉሰሉ ዘሎ እዋን፣ መዓልታዊ ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ናይ ዝሃድሙ ዘለዉ ኣ [...]
ኢትዮጵያን ኡጋንዳን፣ ብመንገዲ ኢጋድ ጸጥታ ደቡብ ሱዳን ንምርግጋእ ብሓባር ክሰርሓ ይሰማምዓ

ኢትዮጵያን ኡጋንዳን፣ ብመንገዲ ኢጋድ ጸጥታ ደቡብ ሱዳን ንምርግጋእ ብሓባር ክሰርሓ ይሰማምዓ

Radio Erena: 06 March 2017 ኢትዮጵያን ኡጋንዳን፣ ብመንገዲ ኢጋድ ጸጥታ ደቡብ ሱዳን ንምርግጋእ ብሓባር ክሰርሓ ከምዝተሰማምዓ ጋዜጣ ኒው ቪዥን ናይ ኡጋንዳ ገሊጻ። እዚ ዝተገልጸ፣ ኣብ ኡጋንዳ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስ [...]
ሶማልያ፣ ኣብ ክልተ መዓልታት 110 ሰባት ብሰንኪ ደርቂ ሞይቶም

ሶማልያ፣ ኣብ ክልተ መዓልታት 110 ሰባት ብሰንኪ ደርቂ ሞይቶም

Radio Erena: 06 March 2017 ኣብ ሶማልያ ተኸስቲቱ ብዘሎ ደርቂ ኣብዘን ዝሓለፋ ሒደት መዓልታት ብውሕዱ 110 ሰባት ከምዝሞቱ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ሓሰን ዓሊ ኻይረ ኣፍሊጡ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብቀዳም 4 ለካቲት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ንዘላ ዲጋ ንምጥቃዕ ዝተወጠነ ስርሒት ኣፍሺለ ትብል

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ንዘላ ዲጋ ንምጥቃዕ ዝተወጠነ ስርሒት ኣፍሺለ ትብል

Radio Erena: 03 March 2017 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ዝተወጠነ መጥቃዕቲ ከምዘፍሸለት ምክትል ኣፈኛ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ጻድቕ ሓጎስ ዝተባህለ ምክትል ኣፈኛ መንግስቲ፣ ብ1 [...]
1 385 386 387 388 389 633 3870 / 6327