ኣብ ግብጺ፣ ኣንጸባራቒ ዓወታት ዝተጎናጸፉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብ ጋቦን’ውን ደጊሞሞ

Radio Erena: 08 March 2017

Gabon

ካብ ሰኑይ 27 ለካቲት ክሳብ ሰንበት 5 መጋቢት 2017 ኣብ ጋቦን ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ክሳተፉ ዝቐነዩ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተፈላለየ ዓወታት ተጎናጺፎም።

137. 5 ኪሎሜተር ኣብ ዝሸፈነ ናይ መዛዘሚ ቅድድም እዚ ዙር፣ ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ሜሮን ኣብርሃም ቀዳማይ ኮይኑ ውድድሩ ክፍጽም እንከሎ፣ ካልኦት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ’ውን ዝተፈላለየ ማልያታት ክውንኑ ክኢሎም።

=================

 

COMMENTS

WORDPRESS: 0