Category: ዜና ኤርትራ
ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝህሉ ሓባራዊ ንጥፈታት ቁጠባ ኤርትራውያን ንኽትሳተፎ ክዕድማ ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 06 April 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ናብ ኤርትራ'ውን ክበጽሕ ምዃኑ ብምእንፋት፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝህሉ ሓባራዊ ንጥፈታት ቁጠባ ኤርትራውያን ንኽትሳተፎ ክዕድማ ምዃኑ [...]
ካቢነ ሚኒስተራት ዚምባብዌ፣ ንፕረዚደንት ሙጋበ ኣብ ጽምብል ዕለተ ልደቱ ከም ህያብ ዘበርከተሉ “ዓርብያ ስንኩላን” ኣብታ ሃገር ኣዘራሪቡ
Radio Erena: 06 April 2017 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት ዚምባብዌ፣ ብእርጋን ተሰኒፉ ንዘሎ ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ ብምኽንያት መበል 93 ዓመት ልደቱ፣ ብኤልክትሪክ እትሰርሕ ዓረብያ ስንኩላን ብህያብ ከምዘበርከተሉ ማዕከናት [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ የመን ጽዑቕ ደብዳብ ነፈርቲ ምክያዳ ገሊጻ
Radio Erena: 06 April 2017 ኣመሪካ ካብ መወድእታ ወርሒ ለካቲት ክሳብ መጀመርያ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ዘሎ ግዜ ጽዑቕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ከምዘካየደት ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ክፍሊ ካፕቴን ጀፍ ዳቪስ [...]
ሆላንድ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ክነሶም ናብ ዓዶም ንዝመላለሱ ኤርትራውያን ናይ ዑቕባ መሰሎም ከተሕድግ ምዃና ተጠንቕቕ
Radio Erena: 05 April 2017 ኣብ ሆላንድ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ክነሶም ናብ ዓዶም ንዝመላለሱ ኤርትራውያን ናይ ዑቕባ መሰሎም ከሕድግ ምዃኑ መንግስቲ እታ ሃገር ኣጠንቒቑ። መደበር ቴሌቪዥን እታ ሃገር WNL ኣብ ዝሓለፈ ሰ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዛሕቲሉ ዝርከብ ዝምድና ኤርትራን ደቡብ ሱዳንን ናብ ንቡር ክምለስ ዝጽውዕ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ከምዝልኣኸ ተገሊጹ
Radio Erena: 05 April 2017 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ዛሕቲሉ ዝርከብ ዝምድና ኤርትራን ደቡብ ሱዳንን ናብ ንቡር ክምለስ ዝጽውዕ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲት ከምዝልኣኸ ዲፕሎማሳውያን ምንጭታ [...]
ኣብ ገማግም ባህሪ ሶማል፣ ንብረት ህንዲ ዝኾነት ንግዳዊት መርከብ ተጨውያ
Radio Erena: 05 April 2017 ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማል፣ ምጭዋይ መራኽብ ዳግም ኣብ ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን፣ መንነቶም ዘይተነጸሩ ዕጡቃት፣ ዋንነት ህንዲ ንዝኾነት ናይ ንግዲ መርከብ ከምዝሓዙ ተገሊጹ። እታ መርከብ ካብ ዱባይ ና [...]
ኤርትራ፣ ብማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ተፈላጥነት ዘለዎ ኣህጉራዊ ዙር 2017 ከተእንግድ’ያ
Radio Erena: 04 April 2017 ኤርትራ ብማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም (UCI) ተፈላጥነት ዘለዎ ዙር 2017 ከተእንግድ ምድላዋት ተካይድ ከምዘላ ወኪል ሬድዮ ኤረና ሓቢሩ። እቲ ናይ 2.2 መዐቀኒ ዘለዎ ኣህጉራዊ ዙር ኤርት [...]
ኣመሪካን ብሪጣንያን፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሮም ንዝርከቡ ኣባላት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ፍሉይ ወትሃደራዊ ስልጠና ሂበን
Radio Erena: 04 April 2017 ኣመሪካን ብሪጣንያን፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሮም ንዝርከቡ ኣባላት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ፍሉይ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝሃባ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ኣብ መወዳእታ ሰሙን ናይ [...]
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮርያን ካብኣ ወትሃደራዊ ንዋት ንዝሸመተ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራን እገዳ ኣጽኒዑ
Radio Erena: 03 April 2017 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣብ ልዕሊ ኢራን፣ ሰሜን ኮርያን ሶርያን ከምኡ'ውን ካብዘን ሃገራት ወትሃደራዊ ንዋት ንዝሽምታን ዘሰጋግራን ኤርትራ እትርከበን ሃገራትን ናይ ኣጽዋር እገዳ ክጸንዕ ውሳኔ ኣሕሊ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ
Radio Erena: 03 April 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ሰሉስ 4 ሚያዝያ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ'ዩ። እቲ ፕረዚደንት ናብ ኢትዮጵያ ዘምርሕ ዘሎ፣ ኣብ ጸጥታን ዶባ [...]