Category: ዜና ኤርትራ
ግብጺ፣ እገዳ ሱዳን ንኸይልዓል፣ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ደገፋ ክብል መንግስቲ ሱዳን ወቒሱ
Radio Erena: 17 April 2017 ግብጺ፣ እገዳ ሱዳን ንኸይልዓል ኣብ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣድሚጻ ክብል መንግስቲ ሱዳን ወቒሱ። ማዕከናት ዜና ዓረብ ብዘቕርብኦ ዘለዋ ሓበሬታ መስረት፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ናይ መወዳእታ መዕለቢኡ ንዘይበጽሐ ብይን ኮሚሽን ዶብ፣ መፍትሒ ክረኽባሉ ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ
Radio Erena: 16 April 2017 ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ናይ መወዳእታ መዕለቢኡ ንዘይበጽሐ ብይን ኮሚሽን ዶብ፣ መፍትሒ ክረኽባሉ ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ። ሕብረት ኤውሮጳ ብምኽንያት 15 ዓመት'ቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ብይን ኮ [...]
ኬንያ ካብ ስዑዲ ዓረብ ነዳዲ ንምሽማት ትዝቲ
Radio Erena: 16 April 2017 ኬንያ፣ ዘይተጻረየ ነዳዲ ብዝሓሰረ ዋጋ ካብ ስዑዲ ዓረብ ንምሽማት ትዝቲ ከምዘላ ጋዜጣ ካፒታል ኤፍኤም ካብ ናይሮቢ ሓቢራ። እዚ ዝተሓበረ፣ ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ናብ ሃገር ዑደት ምስ [...]
የመን፣ ሓሙሽተ ወትሃደራት ሱዳን ተቐቲሎም
Radio Erena: 16 April 2017 ኣብ የመን፣ ኣንጻር ሰራዊት ሑቲ ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ሓሙሽተ ወትሃደራት ሱዳን ከምዝተቐትሉን 22 ከኣ ከምዝቖሰሉን ሰራዊት ሱዳን ኣፍሊጡ። እቶም ወትሃደራት ሱዳን፣ ብ11 ሚያዝያ ኣብ ጎቦታት ጃ [...]

ብመንግስቲ ኤርትራ ዝዳሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ፈሺሉ
Radio Erena: 16 April 2017 ብመንግስቲ ኤርትራ ዝዳሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ፣ ናይ ሎሚ ዓመት መደቡ ከምዝፈሸለ ተፈሊጡ። እቲ ኣብ ነዘርላንድስ ከተማ ፈንድሆቨን ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ፣ [...]

ፖሊስ ሱዳን ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተጨውዮም ንዝጸንሑ 21 ኤርትራውያን ናጻ ኣውጺኦም
Radio Erena: 16 April 2017 ፖሊስ ሱዳን ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተጨውዮም ንዝጸንሑ 21 ኤርትራውያን ናጻ ከምዘውጽኡ ኣገልግሎት ዜና ኣናዶሉ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና ኣብ ዘርግሖ ሓበሬታ፣ [...]
ፖሊሲ ምፍራስ ኣባይቲ መንግስቲ ኤርትራ ንከተማ ሓጋዝ’ውን ኣረኻኺቡላ
Radio Erena: 13 April 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ ከካይዶ ዝጸንሐ ምዕናይ ኣባይቲ፣ ኣብ ሓጋዝ ሓያሎ ኣባይቲ ከምዘዕነወ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣባይቶም ክዓኑ ምዃኑ ዝ [...]
ብሕ/ሃ ዝተመዘዘ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኤርትራን ሶማልያን ዝምልከት ጸብጻብ ናብ ባይቶ ጸጥታ ከቕርብ’ዩ
Radio Erena: 13 April 2017 ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልያን፣ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኤርትራን ሶማልያን ዝምልከት ጸብጻብ ናብ ባይቶ ጸጥታ ከቕርብ'ዩ። እቲ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሎሚ 13 ሚያዝያ ኣ [...]
ናብ ሱዳን ዝኣትዉ ዜጋታት ግብጺ ኣቐዲሞም ቪዛ ክሓቱ ዝወጸ ሓድሽ ኣዋጅ፣ ኣሸበርቲ ንምቁጽጻር’ዩ ምዃኑ መንግስቲ ሱዳን ገሊጹ
Radio Erena: 13 April 2017 ናብ ሱዳን ዝኣትዉ ዜጋታት ግብጺ ኣቐዲሞም ቪዛ ክሓቱ ዝወጸ ሓድሽ ኣዋጅ፣ ኣሸበርቲ ንምቁጽጻር'ዩ ክብል መንግስቱ ሱዳን ገሊጹ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ኣብ መግለጺኡ፣ ነ [...]
ኣብ ግብሪ ዘይውዓለ ኣህጉራዊ ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን መበል 15 ዓመቱ የቑጽር
Radio Erena: 12 April 2017 ብሰንኪ ኣብያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዛጊት ኣብ ግብሪ ዘይውዓለ ናይ መወዳእታን ቀያድን ኣህጉራዊ ብይን ኮሚሽን ዶብ መበል 15 ዓመቱ ኣቝጺሩ። መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብዶብ ኣሳቢቦም ኣብ [...]