Category: ዜና ኤርትራ

1 376 377 378 379 380 633 3780 / 6326
“ግብጺ፣ ንጸጥታ ኢትዮጵያ ዝጻብኡ ወገናት ካብ ምድጋፍ ከምእትቁጠብ ገሊጻ” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ

“ግብጺ፣ ንጸጥታ ኢትዮጵያ ዝጻብኡ ወገናት ካብ ምድጋፍ ከምእትቁጠብ ገሊጻ” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 21 April 2017 ግብጺ፣ ንጸጥታ ኢትዮጵያ ዝጻብኡ ወገናት ካብ ምድጋፍ ክትቁጠብ ከምዝተመባጽዐት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ ሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ዝሓበ [...]
ኡጋንዳ፣ ዳግማይ ምዝገባ ሞባይል ሲም ካርድን መንነት ወረቐትን ይካየድ

ኡጋንዳ፣ ዳግማይ ምዝገባ ሞባይል ሲም ካርድን መንነት ወረቐትን ይካየድ

Radio Erena: 20 April 2017 ኣብ ኡጋንዳ፣ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዝውንኖ ሞባይል ሲም ካርድ ደጊሙ ከምዝግብ ብዝወጸ ሓድሽ ኣዋጅ መሰረት፣ ልዕሊ 7 ሚልዮን ሰባት ዳግማይ ከምዝተመዝገቡ ኣፈኛ ኮሚሽን መራኸቢታት ኡጋንዳ ኢሳቕ ካለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ነሕሰ 2016 ኣብ ዝተጎሃሃረ ናዕቢ 669 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ነሕሰ 2016 ኣብ ዝተጎሃሃረ ናዕቢ 669 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 20 April 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ነሕሰ 2016 ኣትሒዙ ኣብ ዝተኻየደ ናዕብን ተቓውሞ ናይ ዝተቐትልሉ ሰባት ብዝሒ 669 ከምዝበጽሐ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ተቐባ [...]
የመን፣ ሄሊኮፕተር ወዲቓ ብምሕምሻሻ 12 ወትሃደራት ስዑዲ ዓረብ ሞይቶም

የመን፣ ሄሊኮፕተር ወዲቓ ብምሕምሻሻ 12 ወትሃደራት ስዑዲ ዓረብ ሞይቶም

Radio Erena: 20 April 2017 ኣብ ምዕራባዊ የመን፣ ኣብ ወትሃደራዊ ስርሒት ዝነበረት ሄሊኮፕተር ብ18 መጋቢት ወዲቓ ብምሕምሻሻ መኮንናት ዝርከብዎም12 ወትሃደራት ስዑዲ ዓረብ ሞይቶም። ንግስነት ስዒዲ ዓረብ ጠቕንቲ ምውዳቕ [...]
ኤርትራ፣ ብስም ኣባላት ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ዝፍጸም ዝምታን ክትራንን ገኒኑ

ኤርትራ፣ ብስም ኣባላት ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ዝፍጸም ዝምታን ክትራንን ገኒኑ

Radio Erena: 19 April 2017 ኣባላት ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ኢና ብዝብሉ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝፍጸም ክትራንን ዝምታን እናገነነ ይመጽእ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም ምንጭታት ዝልኣኹል [...]
ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ

ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ

Radio Erena: 19 April 2017 ሚኒስተር ምክልኻል ጄምስ ማቲስ ዝምርሖ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ምብጻሕ ክፍጽም'ዩ። ዑደቱ ብ18 ሚያዝያ ብስዑዲ ዓረብ ዝፈለመ እቲ ሚኒስተር ናብ ግብጺ፣ ቀጣርን እስራኤልን' [...]
ኣቦ መንበር ኮሚተ ባይቶ ጸጥታ እገዳ ኤርትራን ሶማልን ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ተኽእሎ ከምዘሎ ሓቢሩ

ኣቦ መንበር ኮሚተ ባይቶ ጸጥታ እገዳ ኤርትራን ሶማልን ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ተኽእሎ ከምዘሎ ሓቢሩ

Radio Erena: 18 April 2017 መንግስቲ ኤርትራ ምስ ኣልሸባብ ናይ ሶማል ርክብ ከምዘለዎ ዘረጋግጽ መርትዖ ከምዘይተረኽበ ኣቦ መንበር ኮሚተ ባይቶ ጸጥታ እገዳ ኤርትራን ሶማልን ካይራት ኡማሮቭ ሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ፣ ብሕቡራት [...]
ኣብ መንጎ ሱዳንን ግብጽን ተኸሲቱ ንዘሎ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ናብ ካርቱም ከምርሕ’ዩ

ኣብ መንጎ ሱዳንን ግብጽን ተኸሲቱ ንዘሎ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ናብ ካርቱም ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 18 April 2017 ኣብ መንጎ ሱዳንን ግብጽን ተኸሲቱ ንዘሎ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ ንምክያድ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ዝመርሖ ልኡኽ ናብ ካርቱም ከምርሕ ምዃኑ ተሓቢሩ። ሚኒስተር ሹክሪ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣሽሓት ዜጋታት ካብ ስዑዲ ንምምላስ ትውጥን

ኢትዮጵያ፣ ኣሽሓት ዜጋታት ካብ ስዑዲ ንምምላስ ትውጥን

Radio Erena: 18 April 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ሚልዮናት ዜጋታት ወጻኢ ብግዴታ ቅድሚ ምስጓጓ፣ ብፍቓዶም ኣብ ውሽጢ 90 መዓልታት ክወጹ ንዘቕረበቶ ጻውዒት፣ ዜጋታት ኢትዮጵያ ክጥቀምሉ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ተማሕጺኑ። [...]
ዙር ኤርትራ 2017 ጽባሕ ክካየድ’ዩ

ዙር ኤርትራ 2017 ጽባሕ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 17 April 2017 ብማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም (UCI) ተፈላጥነት ዘለዎ ዙር ኤርትራ 2017 ካብ ሰሉስ 18 ሚያዝያ ክካየድ'ዩ። እዚ ናይ 2.2 መዐቀኒ ዘለዎ ኣህጉራዊ ዙር ኤርትራ 2017፡ ኣብ ቀዳማይ መ [...]
1 376 377 378 379 380 633 3780 / 6326