Category: ዜና ኤርትራ
መሰል ደቂንስትዮ ብምግሃስ ግኑን ስም ዘለዋ ስዑዲ ዓረብ፣ ኮሚሽን መሰል ደቂንስትዮ ሕ/ሃ ክትመርሕ ተመሪጻ
Radio Erena: 26 April 2017 መሰል ደቂንስትዮ ብምግሃስ ግኑን ስም ዘለዋ ስዑዲ ዓረብ፣ ኮሚሽን መሰል ደቂንስትዮ ሕቡራት ሃገራት ክትመርሕ ተመሪጻ። ኣብቲ ብምስጢር ዝተኻየደ ምርጫ፣ 12 ካልኦት ሃገራት'ውን ምስ ስዑዲ ዓረብ [...]
ኡጋንዳ፣ ናብ ደቡብ ሱዳን ዘእቱ መንገዲ ጸጥትኡ ክሕሎ ብምጥላብ መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ኣድማ ኣካይዶም
Radio Erena: 26 April 2017 መራሕቲ ናይተን ካብ ኡጋንዳን ናብ ደቡብ ሱዳን ዝንቀሳቐሳ ዓበይቲ ናይ ጽዕነት መካይን፣ ኣብ ዶብ ደቡብ ሱዳን ዝርአ ዘሎ ስርቂ፣ ዘረፋን ምክልባትን መፍትሒ ክግበረሉ ብምጽዋዕ ኣድማ ከምዘካየዱ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ ሶማል ወትሃደራት ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: 26 April 2017 ኣመሪካ፣ ኣብ ምስልጣን ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ዝነጥፉ ኣስታት 40 ወትሃደራት ክትልእኽ ምዃና ንኣዛዚ እዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ጀነራል ቶማስ ዋልደሁሰር ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሸበለ ሓቢ [...]
ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ፣ 3494 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ብምስጋር ዑቕባ ሓቲቶም
Radio Erena: 25 April 2017 ዋሕዚ ኤርትራውያን ናብ ስደት ብዝልዓለ ናህሩ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ መጋቢት ጥራይ 3494 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ኣብታ ሃገር ዝርከብ [...]
ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ኤርትራ 2017፡ ብዓብላልነት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ተዛዚሙ
Radio Erena: 25 April 2017 ካብ 18 ክሳብ 22 ሚያዝያ ክካየድ ዝቐነየ ብማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ናይ 2.2 መለክዒ ዝተዋህቦ፡ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ኤርትራ 2017፡ ብዓብላልነት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 25 April 2017 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲ ሲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ መንግስታዊ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ናብ ስዑዲ ወግዓዊ ምብጻሕ ዝፍጽም [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊኣ ዝተነብረ እገዳ ክልዓል ሓገዝ ቻይና ትሓትት
Radio Erena: 24 April 2017 ኣብ ቻይና ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዝፈጸመ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ንኽልዓለ መንግስቲ ቻይና ክጣበቐሉ ሓቲቱ። እቲ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ [...]
ኢትዮጵያ፣ “ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ዕጡቓት’ዮም” ዝበለቶም 15 ሰባት ቀይዳ
Radio Erena: 24 April 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ሰልጢኖም ዝበሎም 15 ኣባላት ዕጡቓት ተቓወምቲ ዶብ ድሕሪ ምስጋሮም ከምዝሓዘ ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ብመንገዲ ማዕከናት ዜንኡ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ እቶም ብዓርቢ [...]
ነዘርላንድስ፣ ብዛዕባ ንጥፈታት ህግደፍ ብዝምልከት ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣዘራሪባ
Radio Erena: 21 April 2017 መንግስቲ ነዘርላንድስ፣ ብዛዕባ'ቲ ህግደፍ ኣብታ ሃገር ዘካየዶ ንጥፈታት ብዝምልከት ንኣምባሳደር ኤርትራ ጸዊዑ ከምዘዘራረቦ መርበብ ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ኣብ ነዘርላንድስ፣ ፈልድሆቨን [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ
Radio Erena: 21 April 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሾክሪ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሾክሪ ምስ ኢትዮጵያዊ መዘንኡ ኣቶ ወርቅነ ገበየሁ ኣብ ከተማ ካይሮ ድሕሪ ምርኻብ'ዩ ብኡ ንብ [...]