Category: ዜና ኤርትራ
ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ልምዓት (UNDP) ሓዳስ ወኪሉ ኣብ ኤርትራ መዚዙ
Radio Erena: 26 July 2017 ካሜሮናዊት ሱዛን ንጎንጊ፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ልምዓት (UNDP) ኣብ ኤርትራ ኮይና ተመዚዛ። እዛ ዳይረክተር ሕቡራት ሃገራት ማዕከን ቆልዑ ( UNICEF )ኣብ ጋናን ዞባ ምዕራብ ኣፍ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ወትሃደራዊ መዓስከር ኣቝመ ትብል
Radio Erena: 26 July 2017 ግብጺ፣ ብዕብየቱ ኣብ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን መወዳድርቲ ዘይብሉ'ዩ ዝበለቶ ወትሃደራዊ መዓስከር ብ22 ሓምለ ከምዘመረቐት ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እዚ ብስም ቀዳማይ መራሒ እታ ሃ [...]
ኡጋንዳ፣ ዕድመ ፕረዚደንት የካትዕ
Radio Erena: 26 July 2017 ፖለቲከኛታት ኡጋንዳ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ሰፊሩ ንዘሎ ዕድመ ፕረዚደንት ምምሕያሽ ኽግበር ይኽእል' ዶ? ኣብ ዝብል ነጥቢ ይካታዕ ምህላዉ ተሓቢሩ። ብመሰረት ቅዋም እታ ሃገር፣ ፕረዚደንት ናይ ም [...]
ኤርትራ ብደረጃ ሃገርን ብውልቂ ተቐዳደምቲን፣ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ሒዛ
Radio Erena: 25 July 2017 ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም (UCI) ኣብ ዝወጸ ደረጃታት ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ብደረጃ ሃገርን ብውልቂ ተቐዳደምቲን ቀዳማይ ቦታ ሒዛ። ብደረጃ ሃገር፡ 1,645 ነጥቢ ኣመዝጊባ ዘ [...]
ኢትዮጵያን ጅቡትን፣ ኣብ ጸጥታን ምክልኻልን ዝጀመርኦ ምትሕግጋዝ ብዝልዓለ ክደፍኣሉ ምዃነን ይገልጻ
Radio Erena: 25 July 2017 ኢትዮጵያን ጅቡትን፣ ኣብ ጸጥታን ምክልኻልን ብሓባር ክሰርሓ ዝኣተውኦ ስምምዕ ብዝልዓለ ክደፍኣሉ ምዃነን ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ፣ ወከልቲ ክልትኤን ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ካብ 2011 ኣትሒዙ ዝተኸተ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ጸብጻብ ኣቦ መንበር ኮሚተ እገዳ ሶማልን ኤርትራን ክሰምዕ’ዩ
Radio Erena: 24 July 2017 ኣቦ መንበር ኮሚተ እገዳ ሶማልን ኤርትራን ኣምባሳደር ካይራት ኡማሮቭ ሎሚ ሰኑይ 24 ሓምለ ናብ ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ጸብጻብ ከቕርብ'ዩ። ኣቦ መንበር ኮሚተ ናይቲ ብ751/1907 [...]
ቻይና፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ንዘሎ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ቅርብቲ ምህላዋ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 24 July 2017 ቻይና፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ቅርብቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኩዋንግ ዌይሊን፣ ንኣሶሸትድ ፕረስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ ሃገሩ [...]
ኢትዮጵያ፣ 114 ሶማላውያን እሱራት ፈቲሓ
Radio Erena: 24 July 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሲርዎም ዝጸንሐ 114 ሶማላውያ ናጻ ከምዝለቐቐ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቶም ናብ ሞቛድሾ ዝኣተዉ ሶማላውያን፣ ኣ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ንሕብረት ኤውሮጳን ሕቡራት ሃገራትን ዝኣተዎ መብጻዓ ከምዘየተግበረ ብሪጣንያ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 23 July 2017 መንግስቲ ኤርትራ ንሕብረት ኤውሮጳ፣ ሕቡራት ሃገራትን ዝኣተዎ መብጻዓ ከምዘየተግበረ መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ኣፍሊጡ። ንሰብኣዊ መሰላትን ደሞክራስያዊ ም [...]
ኣብ ጸዓት ዝነጥፍ ብሪጣንያዊ ትካል ኣብ ርሑቕ ገጠራት ኤርትራ ናይ ኤለክትሪሲቲ ኣገልግሎት ንምሃብ ክሰርሕ’ዩ
ኣብ ጸዓት ዝነጥፍ ብሪጣንያዊ ትካል ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ብምትሕብባር ኣብ ኤርትራ ኣብ ርሑቕ ገጠራት ናይ ኤለክትሪሲቲ ኣገልግሎት ንምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ሶላር ሰንቹሪ ዝተባ [...]