Category: ዜና ኤርትራ

1 355 356 357 358 359 633 3570 / 6323
ግብጺ፣ ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ዝሓዘቶም 21 ኤርትራውያን ናብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ካይሮ ኣረኪባ

ግብጺ፣ ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ዝሓዘቶም 21 ኤርትራውያን ናብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ካይሮ ኣረኪባ

Radio Erena: 23 August 2017 ፖሊስ ግብጺ፣ 21 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 47 ሰባት ጽዒና ናብ ኢጣልያ ዝተበግሰተ ጃልባ ከምዝሓዙ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ኣብታ ቅድሚ ምብጋሳ ኣብ ዞባ ከፈረ ሸኽ፣ ኣብ ዝርከብ [...]
ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ መስሪታቶ ዘላ ጥቡቕ ዝምድና ዘሻቀላ ግብጺ፣ ንላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ሱዳን ናብ ካይሮ ትዕድም

ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ መስሪታቶ ዘላ ጥቡቕ ዝምድና ዘሻቀላ ግብጺ፣ ንላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ሱዳን ናብ ካይሮ ትዕድም

Radio Erena: 23 August 2017 ብሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን ዓዋድ መሓመድ ኣሕመድ ቢን ዑፍዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሱዳን፣ ፕረዚንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ኣብ ካይሮ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ [...]
ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብጉዳይ ሕክምና ናብ ደገ መረረታት የስምዑ

ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብጉዳይ ሕክምና ናብ ደገ መረረታት የስምዑ

Radio Erena: 22 August 2017 ኣብ ዝተፈላለያ ክፍልታት መንግስትን ህግደፍን ዝርከቡ ሓለፍቲ፣ ብጉዳይ ሕክምና ናብ ደገ መረረታት የስምዑ ከምዘለዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ዝበጽሓና ሓበሬታ፣ ብሕማም ይሳ [...]
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ክሓድሩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2500 ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታታት ኣግዒዙ

መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ክሓድሩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2500 ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታታት ኣግዒዙ

Radio Erena: 22 August 2017 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ክሓድሩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2500 ስደተኛታት ናብ ውሑስ መጽለሊታት ኣግዒዙ። እቶም ቴንዳታት ብምዝርጋሕ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፓሪስ [...]
ብሰንኪ እምነታ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝሞተት ኣደ፣ በዓል ቤታን ቦኽሪ ወዳን፣ ገና ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ከምዘለው ተረጋጊጹ

ብሰንኪ እምነታ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝሞተት ኣደ፣ በዓል ቤታን ቦኽሪ ወዳን፣ ገና ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ከምዘለው ተረጋጊጹ

Radio Erena: 21 August 2017 ብሰንኪ እምነታ ድሕሪ ምእሳራ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቤት ማእሰርቲ መትከል ኣብየት ዝሞተት ፍቓዱ ደበሳይ፣ ኣፈወርቂ ዝተባህለ በዓል ቤታን ቦኽሪ ወዳን'ውን ገና ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከምዘለው ሬድዮ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ወነንቲ ኣባይቲ ናይ ዋንነት ምስክር ወረቐት (ሊብሬቶ) ከጻርዩ ሓድሽ መምርሒ የመሓላልፍ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ወነንቲ ኣባይቲ ናይ ዋንነት ምስክር ወረቐት (ሊብሬቶ) ከጻርዩ ሓድሽ መምርሒ የመሓላልፍ

Radio Erena: 21 August 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ወነንቲ ኣባይቲ ናይ ዋንነት ምስክር ወረቀት (ሊብረቶ) ከጻርዩ ሓድሽ መምርሒ ከምዘመሓላለፈ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረት እዚ ሓድሽ ወጺኡ ዘሎ መምርሒ፣ ኣብቲ ዋ [...]
ኢጣልያ፣ ኣብ ሓደ ኣረጊት ህንጻ ተዓቝቦም ዝጸንሑ ኣስታት ሓደ ሽሕ ዜጋታት   ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ግዳም ትሰጉግ

ኢጣልያ፣ ኣብ ሓደ ኣረጊት ህንጻ ተዓቝቦም ዝጸንሑ ኣስታት ሓደ ሽሕ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ግዳም ትሰጉግ

Radio Erena: 21 August 2017 ፖሊስ ኢጣልያ፣ ኣብ ሓደ ኣረጊት ህንጻ ከተማ ሮማ ተዓቝቦም ንዝጸንሑ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሽሕ ስደተኛታት ብሓይሊ ናብ ግዳም ኣውጺኡ። እዚ ፖሊስ ኢጣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንወደባት ሱዳን ክትጥቀመሎም ከም እትደሊ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ንወደባት ሱዳን ክትጥቀመሎም ከም እትደሊ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 August 2017 ኢትዮጵያ፣ ንወደባት ሱዳን ክትጥቀመሎም ከም እትደሊ ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ ሱዳን ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ዑደት ፈጺሙ ናብ ሃገሩ ኣብ ዝተመልሰሉ [...]
ህይወት ስደተኛታት ንምድሓን፣ ብስምጢር ዝገበርክዎ ስራሕ የለን ይብሉ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ

ህይወት ስደተኛታት ንምድሓን፣ ብስምጢር ዝገበርክዎ ስራሕ የለን ይብሉ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ

Radio Erena: 18 August 2017 ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ተሓባቢርኩም ተባሂሎም ብፖሊስ ኢጣልያ መርመራ ዝካየደሎም ዘሎ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ፣ ህይወት ስደተኛታት ንምድሓን ኣብ ዝገበርዎ ናይ ሓያሎ ዓመታት ጻዕሪ፣ ብምስጢ [...]
ኣመሪካ፣ መሰል ሃይማኖታት ናይ ዝግሃሰለን ሃገራት ጸብጻብ ዘርጊሓ

ኣመሪካ፣ መሰል ሃይማኖታት ናይ ዝግሃሰለን ሃገራት ጸብጻብ ዘርጊሓ

Radio Erena: 18 August 2017 ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ መሰል ሃይማኖት ብኸቢድ ናይ ዝግሃሰለን ሃገራት ጸብጻብ ዘርጊሑ። ጸሓፊ እቲ ክፍሊ ሬክስ ቲለርስን ድሕሪ ምዝርጋሕ እቲ ጸብጻብ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሱዳን፣ ባሕሬይ [...]
1 355 356 357 358 359 633 3570 / 6323