Category: ዜና ኤርትራ
ፕረዚደንት ቻድ ብዞባዊ ጉዳይ ብዝምልከት ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ደብዳቤ ልኢኹ
Radio Erena: 15 September 2017 ፕረዚደንት ቻድ እድሪስ ደቢ ብዞባዊ ጉዳያት ብዝምልከት ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ደብዳቤ ከምዝልኣኸ ተሓቢሩ። ፕረዚደንት ደቢ፣ ኣብቲ ብ13 መስከረም ናብ ሱዳናዊ መዘንኡ [...]
ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ፣ ኣብ ጅቡቲ ንዝርከቡ ምሩዃት ኵናት ኤርትራ፣ ቆላሕታ ክገብረሎም ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸዊዑ
Radio Erena: 14 September 2017 ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ነቶም፣ ካብ ሰነ 2008 ኣትሒዞም ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ 19 ምሩዃት ኵናት ኤርትራ፣ ቆላሕታ ክገብረሎም ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸዊዑ። እቲ ኣብ ለንደን ዝመደበ [...]
“ብዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ዝዕማም ዘሎ ስራሕ፣ ብፍልስጤማውያን ክትካእ ኣለዎ፣” ሚ/ፍትሒ እስራኤል
Radio Erena: 13 September 2017 ብዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ዝዕማም ዘሎ ናይ ጉልበት ስራሕ፣ ብፍልስጤማውያን ክትካእ ሚኒስተር ፍትሒ እስራኤል ኣይለት ሻከድ ጸዊዓ። ንሳ ነዚ ዝጸውዐት፣ ብሰኑይ 11 መስከረም፣ ኣብ ከተማ [...]
የመን፣ ነፋሪት ኵናት ሕ/ ኢማራት ዓረብ ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ኣብራሪኣ ሞይቱ
Radio Erena: 13 September 2017 ኣብ የመን ደብዳብ እተካይድ ዝነበረት ነፋሪት ኵናት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ኣብራሪኣ ከምዝሞተ ተገሊጹ። ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ሓንቲ ነፋሪት ኵናት [...]
ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ደቡብ ሱዳን እገዳ ኣንቢሩ
Radio Erena: 13 September 2017 ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን እገዳ ከምዘንበረ ተሓቢሩ። እቶም ጥረ ገንዘብ ይኹን ካልእ ዘለዎም ሃብቲ ክድስክል ብኣመሪካ እገዳ ተነቢርሎም ዘሎ ሰ [...]
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ቪዛ ምዕዳል ደው ኣቢሉ
Radio Erena: 12 September 2017 ኣብ ኤርትራ ከተማ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ፣ ካብ 13 መስከረም ኣትሒዙ ናብ ኣመሪካ ዘእቱ ቪዛ ምዕዳል ደው ኣቢሉ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ብመሰረት S [...]
ናይ ኤርትራ ንብረት ሒዛ ዝጠሓለት መርከብ፣ ዋንነታ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 12 September 2017 ካብ ሕቡራት ኢማራት፣ ወደብ ሻርጃ ተበጊሳ ናብ ኤርትራ እናምርሐት ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ክሊ ባሕሪ ዖማን ዝጠሓለት ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ዋንነታ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝመደበሩ ፣ "ዮር [...]

ዕርቂ ተፈጺሙ ብምባል ጉዳይ ኣቡነ እንጠንዮስ ከምዝተፈትሐ ከጋውሕ ዝወርሐ ህግደፍ፣ ብምኽንያት ቅዱስ ዮሃንስ፣ ቃለ ቡራኬ ከይህቡ ከልኪሉ
Radio Erena: 11 September 2017 ዕርቂ ተፈጺሙ ብምባል ንጉዳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ክዓብጦ ዝፈተነ ህግደፍ፣ ብምኽንያት ቅዱስ ዮሃንስ፣ ቃለ ቡራኬ ከይህቡ [...]
ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝመለሰቶም ኤርትራውያን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ይእሰሩ ምህላዎም ተገሊጹ
Radio Erena: 11 September 2017 መንግስቲ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝመልሶም ዘሎ ኤርትራውያን፣ ኣብ ከባቢ ፎርቶ ሳዋ ይእሰሩ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣቃሊዖም። ብመሰረት እቶም ምንጭታት ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ እቶም ካብ መ [...]
መንግስቲ ሱዳን፣ 15 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዩ
Radio Erena: 10 September 2017 መንግስቲ ሱዳን፣ ዶብ ጥሒሶም ክኣትዉ ተታሒዞም ዝበሎም 15 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቶም ብሓለዋ ዶብ ሱዳን ዝተታሕዙ ኤርትራውያን ኣብ [...]