Category: ዜና ኤርትራ

1 350 351 352 353 354 633 3520 / 6322
መንግስቲ ሱዳን ተወሰኽቲ 36 ኤርትራውያን መሊሱ

መንግስቲ ሱዳን ተወሰኽቲ 36 ኤርትራውያን መሊሱ

Radio Erena: 22 September 2017 መንግስቲ ሱዳን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ድሕሪ ምእታዎም ንኣስታት ክልተ ወርሒ ኣሲርዎም ዝጸንሐ 36 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ብሰንበት 17 መስከረም 2017 ናብ መንግስቲ ኤርት [...]
ኣብ ዝበዝሐ ከባቢታት ኣስመራ ዝጸንሐ ጸገም ዝስተ ማይ ይቕጽል

ኣብ ዝበዝሐ ከባቢታት ኣስመራ ዝጸንሐ ጸገም ዝስተ ማይ ይቕጽል

Radio Erena: 21 September 2017 ዝበዝሐ ከባቢታት ኣስመራ ዝጸንሖ ጸገም ዝስተ ማይ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ከምዘይተፈትሐ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብዚ ክራማት፣ ጸጸኒሑ ክሃርም ዝጸንሐ ዝናብ፣ ንህዝቢ ግዝያዊ ሩፍታ ፈ [...]
ኤርትራ እትርከበን 11 ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ ሰሜን ኮርያ ወትሃደራዊ ርክባት ከይህልወን መርመራ ክካየደለን’ዩ

ኤርትራ እትርከበን 11 ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ ሰሜን ኮርያ ወትሃደራዊ ርክባት ከይህልወን መርመራ ክካየደለን’ዩ

Radio Erena: 20 September 2017 ኤርትራ እትርከበን 11 ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ ሰሜን ኮርያ ወትሃደራዊ ርክባት ከይህልወን ንምፍታሽ ዝዓለመ መርመራ ክካየደለን ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ንሕቡራት ሃገራት ዝወከሉ ሸሞንተ [...]
ኢትዮጵያን ሱዳንን ወትሃደራዊ ዝምድንኣ ንምሕያል ተወሳኺ ርክባት የካይዳ

ኢትዮጵያን ሱዳንን ወትሃደራዊ ዝምድንኣ ንምሕያል ተወሳኺ ርክባት የካይዳ

Radio Erena: 20 September 2017 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝህሉ ወትሃደራዊ ዝምድና፣ ኣብቲ ዞባ ጸጥታን ርግኣትን ንምውሓስ ወሳኒ ምዃኑ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ብ [...]
ኣልሸባብ ንሓደ ላዕለዋይ ኣባል ስለያ መንግስቲ ሶማል ቀንጺሉ

ኣልሸባብ ንሓደ ላዕለዋይ ኣባል ስለያ መንግስቲ ሶማል ቀንጺሉ

Radio Erena: 20 September 2017 ኣልሸባብ፣ መሓመድ ሙዓሊም ሓሰን ቛለይ ንዝተባህለ ላዕለዋይ ኣባል ስለያ መንግስቲ ሶማል ከምዝቀንጸለ ሰበ ስልጣን መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እቲ ኣዛዚ ክፍሊ ስለያን ጸጥታን ናይ ሓደ [...]
ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል፣ ኣብ ዝኾነ ዓይነት ስራሕ መንግስቲ ከይዋፈሩ ዝእግድ ሓድሽ ብይን ተዋሂቡ

ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል፣ ኣብ ዝኾነ ዓይነት ስራሕ መንግስቲ ከይዋፈሩ ዝእግድ ሓድሽ ብይን ተዋሂቡ

Radio Erena: 19 September 2017 ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል፣ ኣብ ዝኾነ ዓይነት ስራሕ መንግስታዊ ትካላት ከይዋፈሩ ዝእግድ ሓድሽ ብይን ተዋሂቡ። ብመሰረት እቲ ብይን፣ ኣብ ናይ ጽሬት ኣብያተ [...]
ጉዳይ ቪዛ፣ ንኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ተደጋጋሚ መሰናኽል ይፈጥር

ጉዳይ ቪዛ፣ ንኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ተደጋጋሚ መሰናኽል ይፈጥር

Radio Erena: 19 September 2017 ጉዳይ ቪዛ፣ ንኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ተደጋጋሚ እዋን መሰናኽል ይፈጥረሎም ምህላዉ ምስ ስፖርት ቅርበት ዘለዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ነዚ ዝሓበሩ፣ ተቐ [...]
18 መስከረም፣ መበል 16 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

18 መስከረም፣ መበል 16 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

Radio Erena: 18 September 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍኣሉ ፍጻሜ [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ሓዲሽ ፖሊስ ክትክተል ምዃና ትገልጽ

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ሓዲሽ ፖሊስ ክትክተል ምዃና ትገልጽ

Radio Erena: 18 September 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ሓዲሽ ፖሊሲ ክኽተል ከምዝወሰነ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስተር ኣቶ መለስ ኣለም ብሓሙስ 14 መስከረም ኣብ ዝሃቦ ጋ [...]
ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስእነት መዐሸጊ ጎማ፣ ጸባ እናቀድሐ ይሸይጥ ምህላዉ ተሓቢሩ

ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስእነት መዐሸጊ ጎማ፣ ጸባ እናቀድሐ ይሸይጥ ምህላዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 15 September 2017 ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስእነት መዐሸጊ ጎማ፣ ጸባ ብቢዶኒታት እናቀድሐ ይሸይጥ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። እቲ ፋብሪካ፣ ኣቀዲሙ'ውን ተመሳሳሊ ስእነት ኣ [...]
1 350 351 352 353 354 633 3520 / 6322