Category: ዜና ኤርትራ

1 349 350 351 352 353 633 3510 / 6322
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ቻድ ዘንበረቶ ናይ መገሻ እገዳ ክልዓል ሕብረት ኣፍሪቃን ፈረንሳ ጸዊዖም

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ቻድ ዘንበረቶ ናይ መገሻ እገዳ ክልዓል ሕብረት ኣፍሪቃን ፈረንሳ ጸዊዖም

Radio Erena: 02 October 2017 ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ቻድ ዘንበሮ ናይ መገሻ እገዳ ክልዓል ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ። ኣቲ ሕብረት፣ ሱዳን ካብቲ ናይ መገሻ እገዳ ምውጽኣ ከምዘሐጎሶ እኳ እንተገለጸ፣ ነታ ኣንጻር ግብረ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኻየደ ግጭት ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኻየደ ግጭት ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 September 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ከምዝበጽሕ ዝተፈላለዩ ወገናት ይገልጹ። መንግስ [...]
ኣብ ልምምድ ዝነበረት ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ወዲቓ፣ ክልተ ኣብረርታ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣብ ልምምድ ዝነበረት ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ወዲቓ፣ ክልተ ኣብረርታ ህይወቶም ሓሊፉ

Radio Erena: 26 September 2017 ኣብ ልምምድ ዝነበረት ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ብሰኑይ 25 መስከረም ወዲቓ፣ ክልተ ኣብረርታ ህይወቶም ሓሊፉ። እቶም ሓደ ወዲን ሓንቲ ጓለነስተይትን ዝኾኑ ክልተ ምኩራት ኣብረርቲ ብሰሉ [...]
ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኣብ ቢሻ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኔቭሰን ንዝቐረበሉ ክሲ  ናይ ይግባይ መስርሕ ክርኢ ጀሚሩ

ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኣብ ቢሻ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኔቭሰን ንዝቐረበሉ ክሲ ናይ ይግባይ መስርሕ ክርኢ ጀሚሩ

Radio Erena: 26 September 2017 ቤት ፍርዲ ብሪቲሽ ኮሎምብያ ናይ ካናዳ፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኣብ ቢሻ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኔቭሰን ንዝቐረበ ክሲ ብዝምልከት፣ ናይ ይግባይ መስርሕ ክርኢ ምጅማሩ ተሓቢሩ። ኩባንያ ዕደና [...]
ሲኖዶስ፣ ኣብ ልዕሊ’ቶም መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም ዘለዉ ኣቡናት ንዝወገዘ ገዳም ደብረ ቢዘን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ የፈራርሕ

ሲኖዶስ፣ ኣብ ልዕሊ’ቶም መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም ዘለዉ ኣቡናት ንዝወገዘ ገዳም ደብረ ቢዘን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ የፈራርሕ

Radio Erena: 26 September 2017 ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ'ቶም መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም ዘለዉ ኣቡናት ንዝወገዘ ገዳም ደብረ ቢዘን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ዘፈራርሕ መልእኽቲ ዘርጊሑ። እ [...]
ህግደፍ፣ ብምምሕዳር ከተማ ጄኔቫ ዝተወደበ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ደው ንምባሉ ዘካየዶ ፈተነ ፈሺሉ

ህግደፍ፣ ብምምሕዳር ከተማ ጄኔቫ ዝተወደበ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ደው ንምባሉ ዘካየዶ ፈተነ ፈሺሉ

Radio Erena: 26 September 2017 ህግደፍ፣ ብምምሕዳር ጄኔቫ ተወዲቡ ንክልተ መዓልታት ዝተኻየደ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ደው ንምባሉ ዘካየዶ ፈተነ ከምዝፈሸለ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። ኣብ ከተማ ጀኔቫ ዝመ [...]
ገዳም ደብረ ቢዘን መሳርሒ ህግደፍ ንዝኾኑ ኣቡናት ወጊዞም

ገዳም ደብረ ቢዘን መሳርሒ ህግደፍ ንዝኾኑ ኣቡናት ወጊዞም

Radio Erena: 25 September 2017 ገዳም ደብረ ቢዘን፣ መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም ንዘለዉ ጸሓፊ ሲኖዶስ ኣቡነ ሉቃስን ኣማሓዳሪ መንበረ ጵጵስና ኣቡነ ባሲልዮስን ወጊዞም። ገዳም  ደብረ ቢዘን፣ ኣብ ጽባሕ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ፣ [...]
ዳርፉር፣ ኣንጻር ፕረዚደንት በሽር ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም

ዳርፉር፣ ኣንጻር ፕረዚደንት በሽር ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 25 September 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ዳርፉር ብኵናት ዝተመዛበሉ ተወላዶ እታ ዞባ ተዓቝቦምሉ ናብ ዝርከብ መዓስከር ኣብ ዑደት ኣብ ዘካይደሉ ዝነበረ እዋን ብዝተላዕለ ናይ ተቓውሞ ና [...]
ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት ናይ የመን ጃልባ ከምዝሓዘ ገሊጹ

ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት ናይ የመን ጃልባ ከምዝሓዘ ገሊጹ

Radio Erena: 25 September 2017 ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ካብ የመን ዝተበገሰትያ'ያ ዝበላ ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝሓዘ ገሊጹ። ኣብታ ብቀዳም 22 መስከረም ዝተታሕዘን ጃልባ ብርክት ዝበለ AK-47 ዝዓይነቱ ጠበና [...]
ነዘርላንድስ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዲፕሎማስያዊ ስጉምቲ ክትወስድ ከምእትኽል ተገሊጹ

ነዘርላንድስ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዲፕሎማስያዊ ስጉምቲ ክትወስድ ከምእትኽል ተገሊጹ

Radio Erena: 24 September 2017             ነዘርላንድስ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝእክቦ ግብሪ 2 ካብ ሚእቲ ዘይሕጋዊ ምዃኑ ድሕሪ ምግላጻ፣ ዲፕሎማስያዊ ስጉምቲ ክስዕብ ከምዝኽእል’ውን ተገሊጹ።         [...]
1 349 350 351 352 353 633 3510 / 6322