Category: ዜና ኤርትራ

1 335 336 337 338 339 633 3370 / 6322
ሱዳን ምስ ግብጺ ዘለዋ ወጥሪ ተጋድድ ኣላ ክብሉ ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ወቒሶም

ሱዳን ምስ ግብጺ ዘለዋ ወጥሪ ተጋድድ ኣላ ክብሉ ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ወቒሶም

Radio Erena: 08 January 2018 መንግስቲ ሱዳን ብጉዳይ ዶብ ሓላይብ ምስ ግብጺ ንዘለዎ ምስሕሓብ የጋድድ ኣሎ ክብሉ ኣባላት ባይቶ ግብጺ ንማዕከናት ዜና ዓረብ ኣብ ዝህብዎ ዘሎ መግለጺታት ወቒሶም። እቶም ኣባላት ባይቶ ነዚ [...]
መንግስቲ ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውቦ ከባቢታት ዓጽዩ

መንግስቲ ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውቦ ከባቢታት ዓጽዩ

Radio Erena: 07 January 2018 መንግስቲ ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውቦ ከባቢታት ከምዝዓጸዎ፣ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ኣቐድም ኣቢሉ ኣብ ዝተዘርገሐ ዜና፣ ኣመሓዳሪ ዞባ ከሰላ ነቲ ዝተዘርገሐ ዜና ናይ ኣሉታ [...]
ውሽጣዊ ምትፍናን ኤርትራን ሱዳንን ይብእስ ከምዘሎ ተገሊጹ

ውሽጣዊ ምትፍናን ኤርትራን ሱዳንን ይብእስ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 05 January 2018 ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ ኣጽዋርን ክኢላታትን ኣዋፊራ ኣላ ዝብል ዜና ኣብ ዝጋዋሓሉ ዘሎ እዋን፣ ሱዳን ሓይልታት ጸጥታኣ ናብ ከባቢ ከሰላ ተዋፍር ከምዘላ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም [...]
ኡጋንዳ፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ዝኾነ ስምምዕ ከምዘይከተመት ገሊጻ

ኡጋንዳ፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ዝኾነ ስምምዕ ከምዘይከተመት ገሊጻ

Radio Erena: 05 January 2018 ኡጋንዳ፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ዝኾነ ስምምዕ ከምዘይከተመት ገሊጻ። ሚኒስተር ዴታ ኣህጉራዊ ዝምድናታት ኡጋንዳ ሄንሪ ኦርየም ኦኬሎ [...]
ኣብ ከባቢ ዓዲ ሓሎ ዝርከቡ ወነንቲ ጀራዲን ሸውዓተ ዓድታት፣ ጀራዲኖም ንመንግስቲ ከረክቡ ይእዘዙ

ኣብ ከባቢ ዓዲ ሓሎ ዝርከቡ ወነንቲ ጀራዲን ሸውዓተ ዓድታት፣ ጀራዲኖም ንመንግስቲ ከረክቡ ይእዘዙ

Radio Erena: 04 January 2018 ኣብ ከባቢ ዓዲ ሓሎ ዝርከቡ ወነንቲ ጀራዲን ሸውዓተ ዓድታት፣ ጀራዲኖም ንመንግስቲ ከረክቡ ከምዝተኣዘዙ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ወነንቲ፣ ንሓያሎ ዓመታት ከካይድዎ ዝጸንሑ ጀራዲን [...]
ከሰላ፣ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተታሒዞም ዝጸንሑ 95 ኤርትራውያን ናጻ ወጺኦም

ከሰላ፣ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተታሒዞም ዝጸንሑ 95 ኤርትራውያን ናጻ ወጺኦም

Radio Erena: 03 January 2018 ኣብ ከሰላ፣ ከባቢ ጊርባ፣ ብኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተታሒዞም ዝጸንሑ 95 ኤርትራውያን ናጻ ከምዝወጹ ምንጭታት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቶም ኣብ ምብራቕ ሱዳን ተታሒዞም ዝጸንሑ ኤርትራውያን፣ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ይበጽሕ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ይበጽሕ

Radio Erena: 01 January 2018 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ማዕከን ዜና ጋልፍ ሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት ብሰንበት 31 ታሕሳስ 2017 ናብ ኣቡ ዳቢ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ወራስ ዓራት [...]
ሱዳን፣ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ንዝኸተምኦ ምምልካት ክሊ ማይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብምቅዋም ናብ ሕ/ሃ ጥርዓን ኣቕሪባ

ሱዳን፣ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ንዝኸተምኦ ምምልካት ክሊ ማይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብምቅዋም ናብ ሕ/ሃ ጥርዓን ኣቕሪባ

Radio Erena: 01 January 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ዝኸተምኦ ምምልካት ክሊ ማይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብምቅዋም ናብ ሕቡራት ሃገራት ጥርዓን ኣቕሪቡ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ነዚ ኣመል [...]
ጅቡትን ቱርኪን ኣብ መንጎአን ዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ንምዕባዩ ይሰማምዓ

ጅቡትን ቱርኪን ኣብ መንጎአን ዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ንምዕባዩ ይሰማምዓ

Radio Erena: 01 January 2018 ኣብ መንጎ ጅቡትን ቱርክን ዝካየድ ዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ንምዕባይ ክልቴ ሃገራት ስምምዕ ከቲመን። እዘን ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝኸተማ፣ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ፕረዚደንት ቱርኪ [...]
እስራኤል፣ ብወግዒ ሕቶ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዘየቕረቡ ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ 90 መዓልታት ክወጹ ተጠንቅቕ

እስራኤል፣ ብወግዒ ሕቶ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዘየቕረቡ ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ 90 መዓልታት ክወጹ ተጠንቅቕ

Radio Erena: 29 December 2017 መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ 90 መዓልታት ንኸተውጽኦም ትዳሎ ከምዘላ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር በንያሚን ናታንያሁ [...]
1 335 336 337 338 339 633 3370 / 6322