Category: ዜና ኤርትራ

1 333 334 335 336 337 633 3350 / 6321
ሱዳን፣ ናብ ኤርትራ ክሰግር ዝተታሕዘ መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ትህግር

ሱዳን፣ ናብ ኤርትራ ክሰግር ዝተታሕዘ መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ትህግር

Radio Erena: 17 January 2018 ፖሊስ ሱዳን ናብ ኤርትራ ንምስጋር ዝተታሕዘ'ዩ ዝበልዎ ሃለኽቲ ነገራት ከምዝሃገሩ መደበር ቴሌቪዥን ኣልጀዚራ ሓቢራ። እዚ ተሃጊሩ ዘሎ ሃለኽቲ ነገራት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝተዳለወ ም [...]
ግብጺ ምስ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ኵናት ከምዘይትኣቱ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ

ግብጺ ምስ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ኵናት ከምዘይትኣቱ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ

Radio Erena: 17 January 2018 ግብጺ ምስ ሱዳንን ኢትቶጵያን ኵናት ከምዘይተካይድ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብሰኑይ 15 ጥሪ ብቴሌቪዥን ሃገሩ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ኣፍሊጡ። ንሱ፣ ግብጺ ምስዘን ሃገራት ኣብ ኵና [...]
ካርቱም፣ ብሰንኪ ወሰኽ ዋጋ ባኒ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ይካየድ

ካርቱም፣ ብሰንኪ ወሰኽ ዋጋ ባኒ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ይካየድ

Radio Erena: 17 January 2018 ብሰንኪ ወሰኽ ዋጋ ባኒ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሱዳን ዝተጎሃሃረ ተቓውሞ ናብ ከተማ ካርቱም ልሒሙ። ፖሊስ ሱዳን ነቲ ብሰሉስ 16 ጥሪ ዝተኻየደ ተቓውሞ ንምብታን ዘንብዕ ጋዝን ናይ ሓሶት ጠ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ናብ ግብጺ ክበጽሕ’ዩ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ናብ ግብጺ ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 17 January 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዛዕባ'ቲ ንግብጽን ኢትዮጵያን ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ምህናጽ ዲጋ ሚለንዮም ዝህልዎ ጽልዋን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ን [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን በጺሑ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን በጺሑ

Radio Erena: 16 January 2018 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ወርቅነህ ገበየሁ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሰንበት 14 ጥሪ ኣብ ካርቱም ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ሚስተር ካርቱም ድሕሪ ምእታዉ ካብ ቀዳማይ ሚኒስ [...]
ሱዳን፣ ኣምባሳደራ ካብ ግብጺ ዝሰሓበት፣ ኵናት ንምእዋጅ ትዳሎ ስለዘላ’ዩ ንዝብል መግለጺ ነጺጋቶ

ሱዳን፣ ኣምባሳደራ ካብ ግብጺ ዝሰሓበት፣ ኵናት ንምእዋጅ ትዳሎ ስለዘላ’ዩ ንዝብል መግለጺ ነጺጋቶ

Radio Erena: 16 January 2018 ሱዳን ኣብ ግብጺ ዝነበረ ኣምባሳደራ ናብ ካርቱም ዝጸውዓቶ፣ ምስ ታ ሃገር ኵናት ንምእዋጅ ትዳሎ ስለዘላ'ዩ ንዝብል መግለጺታት መንግስቲ እታ ሃገር ነጺግዎ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብዛ [...]
ብዘይንጹር ምኽንያት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ተኸፊቱ

ብዘይንጹር ምኽንያት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ተኸፊቱ

Radio Erena: 15 January 2018 ብዘይንጹር ምኽንያት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝተኸፍተ ተሓቢሩ። ንልዕሊ 10 ዓመታት ከገልግል ዝጸንሐ ኮሌጅ ንግድን ስነ ቁጠባን ሓልሓል ድማ ጠቕሊሉ ክዕጾ እንከሎ [...]
ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ዝተኸፍተ ኣህጉራዊ ውድድር ብሽክለታ  La Tropicale Amissa Bongo ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ዝተኸፍተ ኣህጉራዊ ውድድር ብሽክለታ La Tropicale Amissa Bongo ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: 15 January 2018 ኤርትራ፣ ሎሚ ሰኑይ 15 ጥሪ ኣብ ኣብ ጋቦን ኣብ ዝተኸፍተ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ኣህጉራዊ ውድድር ብሽክለታ La Tropicale Amissa Bongo ትሳተፍ ኣላ [...]
ኣብ ሊብያ ተጨውዮም ዝነበሩ 81 ስደተኛታት፣ ብሰበስልጣን ሊብያ ተቐዪዶም

ኣብ ሊብያ ተጨውዮም ዝነበሩ 81 ስደተኛታት፣ ብሰበስልጣን ሊብያ ተቐዪዶም

Radio Erena: 14 Januray 2018 ሰበስልጣን ሊብያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልያን ዝኾኑ 81 ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዉ ኣፍሊጦም። እዞም ኣብ ምብራቓዊ ሊብያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ዘለዉ ኤርትራውያን፣ [...]
ሱዳን ዶባታ ዝዓጸወትሉ ምኽንያት ካብ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ስለዘለዋ ምዃኑ ትገልጽ

ሱዳን ዶባታ ዝዓጸወትሉ ምኽንያት ካብ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ስለዘለዋ ምዃኑ ትገልጽ

Radio Erena: 12 Januray 2018 ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውባ ከባቢታት ዝዓጸወትሉ ምኽንያት ካብ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ስለዘለዋ ምዃኑ ኣፍሊጣ። ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ብምብራቕ ሱ [...]
1 333 334 335 336 337 633 3350 / 6321