Category: ዜና ኤርትራ
ኤርትራ፣ ናይ ውልቂ ኣባይቲ ከይህነጽ ዳግማይ መጠንቐቕታ ይመሓላለፍ
Radio Erena: 05 November ካብ ኢትዮጵያ ብዝኣቱ ዘሎ ሰሜንቶ፣ ዚንጎን ቴንዲኖን፣ ዕዳጋታት ናይ ህንጻ መሳርሒታት ብዝተዛማዲ ተረጋጊኡሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ውልቂ ኣባይቲ ከይህነጹ ዝኽልክል ዳግማይ መጠንቀ [...]
ኤርትራ፣ ወፍሪ ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ተባሂላ ካልኣይ ደረጃ ሒዛ
Radio Erena: 05 November ኤርትራ፣ ወፍሪ ክካየደለን ካብ ዘይምችኣ ሃገራት ዓለም ተባሂላ ካልኣይ ደረጃ ሒዛ። ባንክ ዓለም፣ Doing Business ብዝብል ኣርእስቲ ዓመታዊ ኣብ ዝዝርግሖ ናይ 190 ሃገራት መጽናዕቲ፣ ኣብ [...]
ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክካየድ ዝጸንሐ ፍኑው ምልውዋጥ ዕዳጋ፣ ሕጋዊ መልክዕ ዘትሕዝ ሕጊ ይንደፍ
Radio Erena: 04 November 2018 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክካየድ ዝጸንሐ ፍኑው ናይ ዕዳጋ ምልውዋጥ ሕጋዊ መልክዕ ዘትሕዝ ሕጊ ይንደፍ ከምዘሎ፣ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ገሊጾም። ሚኒስተር ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ኢትዮጵያ ወይ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ኣንቢሩዎ ዘሎ ማዕቀብ ከልዕሎ ምድላዋት ይገብር
Radio Erena: 04 November 2018 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ኣንቢሩዎ ዘሎ ማዕቀብ ከልዕሎ ምድላዋት ይገብር ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ብብሪጣንያ ተዳልዩ ዝሓለፈ ሓሙስ ናብ ኣባል ሃገራት ከምዝ [...]
ተቖጻጻሪት ጉጅለን ኮሚተን እገዳ ኤርትራን ሶማልን ዝመጽእ ሰሙን ናይ መወዳእታ ጸብጻበን ከቕርባ’የን
Radio Erena: 02 November 2018 ተቖጻጻሪት ጉጅለን ኮሚተ እገዳ ኤርትራን ሶማልን፣ ዝመጽእ ሰሙን 8 ሕዳር ናይ መወዳእታ ጸብጻብን ንባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ከረክባ'የን። ኮሚተ እገዳ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ብዛዕባ'ቲ [...]
እስራኤላዊት ከተማ ናታንያ፣ ኤርትራውያን ህጻናት ምስ እስራኤላውያን ኣብ ሓደ መውዓል ህጻናት ከይውዕሉ ትኽልክል
Radio Erena: 02 November 2018 ምምሕዳር ናይ ሓንቲ ኣብ እስራኤል ኣብ እትርከብ ከተማ ናታንያ፣ ኤርትራውያን ህጻናት ምስ እስራኤላውያን ኣብ ሓደ መዓል ህጻናት ከይውዕሉ ከምዝኸልከለ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። እቲ ምምሕዳ [...]
ኢትዮጵያ፣ ፈላሚት ጓለነስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ተሸይማ
Radio Erena: 02 November 2018 ባይቶ ወከል ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ፣ ናይ ፈለማ ጓለነስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክትከውን መሪጹ። ፓርላማ ኢትዮጵያ ብ1 ሕዳር ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ንወይዘሮ መኣዛ ኣ [...]

ኤርትራ ናይ እትርከበን ወከልቲ ሃገራት ኢጋድን ኢጣልያን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ዘትዮም
Radio Erena: 01 November 2018 ኣብ ሕቡራት ሃገራት ዝርከቡ ወከልቲ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲ፣ ሶማል፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኡጋንዳን ኬንያን ምስ ወኪል ኢጣልያ ዘትዮም። እቲ ዋዕላ ብኤምባሲ ኢጣልያ ኣብ ሕቡራት ሃገራት [...]
ፕረዚደንት በሽር ኣብ ቱርኪ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 31 October 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ቱርኪ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት ብ29 ጥቅምቲ ናብታ ሃገር ድሕሪ ምእታዉ፣ ምስ ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኤርዶዋን ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብስም ኦነግ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ስጉምቲ ክትወስድ ምዃኑ ተጠንቕቕ
Radio Erena: 31 October 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ብስም ግንባር ሓርነት ኦሮሞ (ኦነግ) ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት፣ ብረቶም እንተዘየውሪዶም መንግስቲ ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ፕረዚደንት ናይቲ ክልል ኣቶ ለማ መገርሳ ገሊጹ [...]