Category: ዜና ኤርትራ

1 287 288 289 290 291 632 2890 / 6316
መራሕቲ ሃገራት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ልዑላውነት ሶማል ከኽብሩ ተሰማሚዖም

መራሕቲ ሃገራት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ልዑላውነት ሶማል ከኽብሩ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 11 November 2018 መራሕቲ ሃገራት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ልዑላውነት ሶማል ከኽብሩ ብዕለት 9ን 10 ሕዳር ኣብ ጎንደር ኣብ ዘካየዱዎ ተኸታታሊ ኣኼባታት ተሰማሚዖም። ሰለስቲኦም መራሕቲ ኣብ ኣኼብኦም፣ ባ [...]
ሩስያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳይ ዝምድና ምስ ኤርትራን ምልዓል እገዳን ተዘራሪበን

ሩስያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳይ ዝምድና ምስ ኤርትራን ምልዓል እገዳን ተዘራሪበን

Radio Erena: 09 November 2018 ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሚኻኤል ቦጋድኖቭ፣ ንኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ሩስያ መሓመድ ካሚል ናብ ቤት ጽሕፈቱ ብምጽዋዕ ብዛዕባ ሓድሽ ምዕባለታት ሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ምልዓል [...]
ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቱርኪ ናብ ሶማል በጺሑ

ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቱርኪ ናብ ሶማል በጺሑ

Radio Erena: 09 November 2018 ብሚኒስተር ምክልኻል ሑሉሲ ኣካር ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቱርኪ ናብ ሶማል በጺሑ። እቲ ልኡኽ ኣብ ሱዳን ተመሳሳሊ ምብጻሕ ብምክያድ፣ ኣብ ጉዳያት ምስፋሕ ወደብ ስዋኪንን ምቛም ወት [...]
የመን፣ ወደብ ሖዴይዳ ንምቁጽጻር ዝካየድ መጥቃዕታት ብዝልዓለ ሓይሉ ይቕጽል

የመን፣ ወደብ ሖዴይዳ ንምቁጽጻር ዝካየድ መጥቃዕታት ብዝልዓለ ሓይሉ ይቕጽል

Radio Erena: 09 November 2018 ኣብ የመን፣ ንወደብ ሖደይዳ ንምቑጽጻር ብስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዝጀመረ መጥቃዕታት ይቕጽል ኣሎ። ብስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዝተደገፉ ሰራዊት የመን፣ ንሓያሎ ክፋል እታ ወደባ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ናብ ክልል ኣምሓራ ዑደት ከካይድ ምዃኑ ተሓቢሩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ናብ ክልል ኣምሓራ ዑደት ከካይድ ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 07 November 2018 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ናብ ክልል ኣምሓራ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ ምዃኑ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቅርበት ዘለዎ ማዕከን ዜና ፋና ሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት; ዓርቢ 9 ሕዳር [...]
ኤርትራ ዝመበቆሉ ዮሴፍ ንጉሰ፣ ኣባል ባይቶ ኣመሪካ ኮይኑ ተመሪጹ

ኤርትራ ዝመበቆሉ ዮሴፍ ንጉሰ፣ ኣባል ባይቶ ኣመሪካ ኮይኑ ተመሪጹ

Radio Erena: 07 Novermebr 2018 ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ማእከላይ ግዜ ምርጫ ኣባላት ባይቶ፣ ንሰልፊ ደሞክራትስ ብምውካል ኣብ ኮሎራዶ፣ ካልኣይ ዲስትሪክት ዝተወዳደረ ኤርትራ ዝመበቆሉ ዮሴፍ ንጉሰ፣ ተመሪጹ። ኣ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ትካላዊ ጽገናታት ንምክያድ ዘትዩ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ትካላዊ ጽገናታት ንምክያድ ዘትዩ

Radio Erena: 07 November 2018 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ትካላዊ ጽገናታት ንምክያድ ኣብ ዘኽእሎ ጉዳያት ዘትዩ። እቲ ሕብረት፣ ብ5ን 6ን ሕዳር፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቀዋሚ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዘካይዶ መበል 11 ፍሉው ዋዕ [...]
DP World  ናይ ዱባይ፣ ቻይና ኣብ ጅቡቲ ናጻ ዞባ ምህናጻ ይኸስስ

DP World ናይ ዱባይ፣ ቻይና ኣብ ጅቡቲ ናጻ ዞባ ምህናጻ ይኸስስ

Radio Erena: 07 November 2018 DP World ዝተባህለ ኣብ ዱባይ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ኩባንያ ወሃቢ ኣገልግሎታት ወደብ፣ ቻይና ኣብ ጅቡቲ ናጻ ዞባ ምህናጻ ከሲሱ። መንግስቲ ጅቡቲ፣ ምስቲ ኩባንያ ዝነበሮ ናይ ወደብ ውዕል [...]
ጎንደር፣ ከባቢ መተማ ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብዙሓት ሰባት ናብ ሱዳን ተፈናቒሎም

ጎንደር፣ ከባቢ መተማ ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብዙሓት ሰባት ናብ ሱዳን ተፈናቒሎም

Radio Erena: 07 November 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጎንደር፣ ከባቢ መተማ ኣብ ዚ ሳልስቲ'ዚ ብዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት፣ ብዙሃት ሰባት ናብ ሱዳን ተፈናቒሎም። ሓያሎ ካብቶም ካብ ግጭት ሃዲሞም ናብ ሱዳን ሰጊሮም ዘለዉ መብዛሕቶ [...]
ካምፓላ፣  ኣብ ሓደ ወርሒ 340 ኤርትራውያን ዑቕባ ሓቲቶም

ካምፓላ፣ ኣብ ሓደ ወርሒ 340 ኤርትራውያን ዑቕባ ሓቲቶም

Radio Erena: 06 November ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም፣ 340 ኤርትራውያን፣ ኣብ ከተማ ካምፓላ ኣብ ዝርከብ ማእከል ስደተኛታት፣ ሕቶ ዑቕባ ከምዘቕረቡ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ካብታ ሃገ [...]
1 287 288 289 290 291 632 2890 / 6316