Category: ዜና ኤርትራ

1 286 287 288 289 290 632 2880 / 6316
ኤርትራውያን፣ ንምልዓል እገዳ ብዝተፈላለየ ስምዒታት ይገልጽዎ ኣለዉ

ኤርትራውያን፣ ንምልዓል እገዳ ብዝተፈላለየ ስምዒታት ይገልጽዎ ኣለዉ

Radio Erena: 16 November 2018 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንትሽዓተ ዓመታት ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ እገዳ ምልዓሉ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ስምዒታት ይገልጽዎ ኣለዉ። ደገፍቲ ህ [...]
ሱዳን፣ ዋሕዲ ባጤራ ኣብ መነባብሮ ህዝቢ ጸቕጢ ይፈጥር

ሱዳን፣ ዋሕዲ ባጤራ ኣብ መነባብሮ ህዝቢ ጸቕጢ ይፈጥር

Radio Erena: 16 November 2018 ኣብ ሱዳን ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ፣ ኣብ መነባብሮ ህዝቢ ጸቕጢ ፈጢሩ ከምዘሎ ተገሊጹ። ብሰንኪ ዝቕባበ ሰንከልከል ንዝብል ዘሎ ዕዳጋታት ንምርግጋእ ሓድሽ ናይ 100 ፓውንድ ወረቓቕቲ ዘሕተ [...]
ጃፓን ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራ ከተስፍሕ’ያ፣ ህንዲ’ውን ክትጥቀመሉ’ያ

ጃፓን ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራ ከተስፍሕ’ያ፣ ህንዲ’ውን ክትጥቀመሉ’ያ

Radio Erena: 16 November 2018 ጃፓን፣ ካብ 2015 ኣትሒዛ ብ ጅቡቲ ዝሃነጸቶ ወትህድራዊ መዓስከር ከተስፍሕ ምዃና ተገሊጹ። እዚ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከር ጃፓን፣ ህንዲ'ውን ክትጥቐመሉ ምዃና መርበባት ሓበሬ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንትሽዓተ ዓመታት ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ እገዳ ኣልዒልዎ

ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንትሽዓተ ዓመታት ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ እገዳ ኣልዒልዎ

Radio Erena: 15 November 2018 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንትሽዓተ ዓመታት ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ እገዳ ትማሊ ሮቡዕ 14 ሕዳር ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣልዒልዎ። ባይቶ ጸጥታ፣ ነቲ እገዳ ዘልዕል ዘሎ ናይ ሓሙ [...]
ዞባ ማእከል፣ ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊት ታዕሊም ከካይዱ’ዮም

ዞባ ማእከል፣ ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊት ታዕሊም ከካይዱ’ዮም

Radio Erena: 15 November 2018 ኣብ ዞባ ማእከል ዝርከቡ ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊት፣ ኣብ ቀዳመ ሰንበት ዘካይድዎ ዝነበሩ ታዕሊም ክቕጽል ትእዛዝ ተመሓላሊፉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ብምምሕዳራት ተዘርጊሑ ዘሎ ትእዛዝ፣ ኣብ ትሕቲ [...]
ፕረዚደንታት ፈረንሳን ጅቡቲን ኣብ ሓድሽ ምዕባለታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመያይጦም

ፕረዚደንታት ፈረንሳን ጅቡቲን ኣብ ሓድሽ ምዕባለታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመያይጦም

Radio Erena: 14 November 2018 ኣብ ፈረንሳ፣ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸስቲቱ ዘሎ ሓድሽ ምዕባለታትን ዝምድና ምስ ኤርትራን ብዝምልክት ምስ ፕረ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ 2 ቢልዮን ዶላር ክምውል’ዩ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ 2 ቢልዮን ዶላር ክምውል’ዩ

Radio Erena: 14 November 2018 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ 2 ቢልዮን ዶላር ክምውል'ዩ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ምወላ፣ ኣብ ምህናጽ፣ ዝተፈላለየ ናይ ትሕተ ቅርጺ ፕሮጀክታት ክውዕል ምዃኑ ማዕከን ዜና [...]
ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍትን ነበር ብክሲ ብልሽውና ይእሰሩ

ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍትን ነበር ብክሲ ብልሽውና ይእሰሩ

Radio Erena: 14 November 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሓለፍትን ናይቲ ብሜቴክ ዝፍለጥ መንግስታዊ ትካል ዝነበሩ ሓያሎ ሰባት ብክሲ ብልሽውና ኣብ ቀይዲ ይኣትዉ ኣለዉ። ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ዝመሓላለፍኦ ዜና [...]
መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጽገና ክዝትዩ’ዮም

መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጽገና ክዝትዩ’ዮም

Radio Erena: 13 November 2018 45 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክሳተፍዎ ትጽቢት ዘለዎ መበል 11 ፍሉይ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ 17ን 18ን ሕዳር ክካየድ ምዃኑ ሚኒስትትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቅድሚ'ዚ ዋዕላ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ጥራይ ልዕሊ 16 ሽሕ ስደተኛታት ሰጉጓ

ፈረንሳ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ጥራይ ልዕሊ 16 ሽሕ ስደተኛታት ሰጉጓ

Radio Erena: 13 November 2018 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ጥራይ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይጸንሖም ልዕሊ 16 ሽሕ ስደተኛታት ነናብ ዝመጽሉ ሃገራት ከምዝሰጎገ ሓድሽ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ክሪስቶፍ ካ [...]
1 286 287 288 289 290 632 2880 / 6316