Category: ዜና ኤርትራ
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ንመንገዲ ኣየር ኤርትራ ከምዘዳኸሞ ተገሊጹ
Radio Erena: 07 December 2019 መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ ዪክሬይን ብዘምጽኣ ናይ ክራይ ነፋሪት ናብ ኢጣልያ ክካየዶ ዝፈተነ ስሩዕ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ከምዘይተዓወተ ተገሊጹ። እቲ መንገዲ ኣየር፣ ብመንገዲ ካይሮ፣ ኣ [...]
ምውሓስ ጸጥታ ሱዳን፣ ኣካል ሃገራዊ ድሕነትና’ዩ ክብል ፕረዚደንት ግብጺ ገሊጹ
Radio Erena: 07 December 2019 ብቀዳማይ ተሓጋጋዚ ፕረዚደንት መሓመድ ኣል ሓሰን ኣል ሙርቓኒ ዝምራሕ ላዕልውዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ናብ ግብጺ ምብጻሕ ኣካይዱ። ዕላማ 'ቲ ብሰንበት 06 ጥሪ ዝተኻየደ ዑደት ብንጹር እኳ [...]
ጅቡቲ፣ ንበዓልቲ ቤትን ክልተ ደቁን ብሽበራ ናይ ዝተጠርጠረ ፈረንሳዊ ሰጕጓ
Radio Erena: 07 December 2019 መንግስቲ ጅቡቲ፣ በዓልቲ ቤቱን ክልተ ደቁን ናይቲ ዝሓለፈ ቅንያት ናብ ፈረንሳ ዘረከበቶም፣ ብሽበራ ዝተጠርጠረ ፈረንሳዊ፣ ሰጕጉዮም። ካብ ጅቡቲ ዝተሰጎጉ በዓልቲ ቤት ፒተር ሸሪፍን ክልተ ደ [...]
ሽዱሽተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ዝተሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ተዛዚሙ
Radio Erena: 04 January 2019 ንኤርትራ ዝገለለ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሽዱሽተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ተዛዚሙ። ኣብዚ ካብ 30 ታሕሳስ 2018 ክሳብ 3 ጥሪ 2019፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ስዑዲ ዓረብ ዝተኻየደ ሓባራዊ ወት [...]
ሶማል፣ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ተሰጕጉ
Radio Erena: 02 January 2019 መንግስቲ ሶማል፣ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኮይኑ ንዝተመዘዘ ኒኮላስ ሃይሶም ሰጕግዎ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማል፣ ኣብ ሓድሽ ዓመት ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ነቲ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛት ሕ [...]
ምዕጻው ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 02 January 2019 ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ፍኑው ኮይኑ ዝጸንሐ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ድሕሪ ምዕጻው፣ ብወገን ኤርትራ ከቢድ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ዝተ [...]
ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ብ1.8 ቢልዮን ዶላር ናብ ቻይና ክሰጋገር’ዩ
Radio Erena: 02 January 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ከባቢ ቢሻ ዕደና ወርቅን ነሓስን ዘካይድ ዘሎ ናይ ካናዳ ኩባንያ ኔቭሰን፣ ብ1.8 ቢልዮን ዶላር ናብ ናይ ቻይና ኩባንያ ዚዢንግ ክሰጋገር ምዃኑ ፋይናንሻል ፖስት ሓቢሩ። ወነንቲ [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን በጺሑ
Radio Erena: 02 January 2019 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ናብ ካር [...]
ንኤርትራ ዝገለለ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሽዱሽተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ
Radio Erena: 31 December 2018 ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስንን ሽዱሽተ ሃገራት፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ። ብስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝቖመ ሓድሽ ምትእኽኻብ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ኣባላት ዝኾና ጅቡቲ፣ ሱዳ [...]