Category: ዜና ኤርትራ

ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ጽርግያ ንምጽጋን 200 ሚልዮን ዶላር ትምውል
Radio Erena: 21 February 2019 ቀጠር ኣብ ሶማል ዝርከቡ ስትራቴጅያውያን ጽርግያታት ንምጽጋን ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ከምዝመወለት ተገሊጹ። ንከተማ ሞቛድሾ ናብ ክልተ ዓበይቲ ዞባታት እታ ሃገር ዘራኽብ ጽርግያታት ንም [...]

ማልታ፣ ልዕሊ 10 ሽሕ ዶላር ሒዙ ክወጽእ ዝነቐለ ኤርትራዊ ተቐጺዑ
Radio Erena: 20 February 2019 ካብ ማልታ ልዕሊ 10 ሽሕ ዶላር ሒዙ ክወጽእ ዝነቐለ ኤርትራዉ ልዕሊ 3 ሽሕ ዶላር ከምዝተቀጽዐ ማዕከን ዜና ማልታ ቱደይ ኣፍሊጡ። ሓጂ ሙሳ መሓመድኑር ዝተባህለ ወዲ 42 ዓመት ኤርትራዊ፣ [...]
ኬንያን ሶማልያን፣ ብሰንኪ ዋንነት ክሊ ማይ ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ብዘተ ክፍታሕ ጻውዒት ይቐርብ
Radio Erena: 20 February 2019 ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልያን ብሰንኪ ዋንነት ክሊ ማይ ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ብዘተ ክፍታሕ ከምዝኽእል፣ ፖለቲከኛታት ክልቲኤን ሃገራት ይገልጹ። ምትፍናን ክልቲኤን ሃገራት ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብ [...]

ኢትዮጵያ ተሰናኺሉ ዝጸንሐ ምህናጽ ዲጋ ሚለንዮም ንምቅልጣፍ፣ ምስ ቻይና ሓድሽ ውዕላት ተኸቲሙ
Radio Erena: 20 February 2019 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናህሩ ተሰናኺሉ ዝጸንሐ ምህናጽ ዲጋ ሚለንዮም ንምቅልጣፍ ምስ ቻይና ሓድሽ ውዕላት ከምዝኸተመ ተገሊጹ። ነቲ ዲጋ ናይ ምህናጽ ፕሮጀክት ዝውንን በዓል መዚ ኤሌክትሪክ ኢት [...]
ኣብ ኤርትራ ንብረቶም ዝተሃገረ ኢትዮጵያውያን ክምለሰሎም ይሓቱ
Radio Erena: 19 February 2019 ኣብ እዋን ኵናት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ንብረቶም ዝተሃገረ ኢትዮጵያውያን ክምለሰሎም ይሓቱ ኣለዉ። ብፍላይ ወነንቲ ገዛን ትካላትን ዝነበሩ ኢትዮጵያን ምስ ምውላዕ እቲ ናይ 1998፣ ካብ ኣስ [...]

ሶማልን ኬንያን፣ ብዋንነት ኣብ ገማግም ውቅያኖስ ዝርከብ ሰፊሕ ከባቢታት ይሰሓሓባ
Radio Erena: 19 February 2019 ሶማልን ኬንያን፣ ብዋንነት ኣብ ገማግም ህንዳዊ ውቅያኖ ዝርከብ ሰፊሕ ከባቢታት ይሰሓሓባ ተሰሓሒበን። መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ሞቛድሾ ዝርከብ ኣምባሳደሩ ናብ ናይሮቢ ብምስሓብ፣ ንኣምባሳደር ሶ [...]

ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ምምልካት ዶብን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኣጽዋርን ክዝትያየን
Radio Erena: 19 February 2019 ሰበ ስልጣን መንግስታት ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ዝመጽእ ሰሙን ብዛዕባ ምምልካት ዶብ ክዝትዩ ምዃኖም ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። ኣብቲ ን23 ለካቲት ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ዘተ ሰበ ስልጣን ክልትኤን ሃ [...]

ሉክዘምቡርግ፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ቀዳማይ ደረጃ ይሕዝ
Radio Erena: 18 February 2019 ኣብ ሉክዘምቡርግ፣ ዓመታዊ ዑቕባ ካብ ዝሓቱ ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ብዝሂ ኤርትራውያን ቀዳማይ ደረጃ ከምዝሕዝ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን። ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመተ 2018፣ ብጠቕላ [...]

ኤርትራ፣ ብፊፋ ዝምወል ግጥማት ዋንጫ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ከተእንግድ’ያ
Radio Erena: 18 February 2019 ኤርትራ፣ ናይ 2019 ግጥማት ዋንጫ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ከተእንግድ ምዃና ዋና ጸሓፊ ናይቲ ዞባዊ ግጥም ኒኮላስ ሙሶንየ ኣፍሊጡ። ንሱ ነዚ ዘፍለጠ፣ ምስ ፕረዚደንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቶኖ [...]

ግብጺ፣ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ንምንዋሕ፣ ቅዋም ምቅይያር ክግበረሉ’ዩ
Radio Erena: 18 February 2019 ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ክሳብ 2034 ንምንዋሕ ተባሂሉ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ምቅይያር ቅዋም ክትግበር ከምዝክእል ተገሊጹ። ቅዋም ግብጺ፣ ፕረዚደንት እታ ሃገ [...]