Category: ዜና ኤርትራ
![ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ ኩባንያ ዕደና ኣውስትራልያ ይንቀፍ ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ ኩባንያ ዕደና ኣውስትራልያ ይንቀፍ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/colluli.jpg)
ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ ኩባንያ ዕደና ኣውስትራልያ ይንቀፍ
Radio Erena: 20 October 2019
ኩባንያ ዕደና ፖታሽ ደንካሊ ነቲ ኣብ ኤርትራ ከባቢ ካሉሊ ደንካልያ ( ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ) ዘካይዶ ዘሎ ዕደናን መኽሰቡን ንኤርትራውያን ዘለዎ ጉድኣት ከም ዝዛይድን ደው ክብልን፣ [...]
![ዩኒሴፍ፣ “ህይወት ዘድሕን” ተባሂሉ ዝግለጽ ህጹጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ ዩኒሴፍ፣ “ህይወት ዘድሕን” ተባሂሉ ዝግለጽ ህጹጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/UNICEF.png)
ዩኒሴፍ፣ “ህይወት ዘድሕን” ተባሂሉ ዝግለጽ ህጹጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ
Radio Erena: 17 October 2019
ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF)፣ ህወይት ዘድሕን እናተባህለ ዝግለጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ።
እቲ ከም ስትራቴጅያዊ ህጹጽ መድሃኒታት ዝግለጽ ክታበት፣ ዝሓ [...]
![ኣስመራ፣ ዝተበላሸወ ሃለኽቲ ነገራት ናብ ዕዳጋ ይቐረብ ብምህላዉ ኣብ ህዝቢ መረረ ይፈጥር ኣስመራ፣ ዝተበላሸወ ሃለኽቲ ነገራት ናብ ዕዳጋ ይቐረብ ብምህላዉ ኣብ ህዝቢ መረረ ይፈጥር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Tomatoes.jpg)
ኣስመራ፣ ዝተበላሸወ ሃለኽቲ ነገራት ናብ ዕዳጋ ይቐረብ ብምህላዉ ኣብ ህዝቢ መረረ ይፈጥር
Radio Erena: 16 October 2019
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሃለኽቲ ነገራት ድሕሪ ዝገበሮ ደረት ዋጋታት፣ ዕዳጋታት ኮሚደርን ሽጉርትን፣ ምምዝባዕ ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።
ድሕሪ'ቲ [...]
![ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቂዕኩም ተባሂሎም ንሰለስተ ዓመታት ዝተኣስሩ መንእሰያት ኣባሻውል ተፈቲሖም ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቂዕኩም ተባሂሎም ንሰለስተ ዓመታት ዝተኣስሩ መንእሰያት ኣባሻውል ተፈቲሖም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Army-blocked.jpg)
ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቂዕኩም ተባሂሎም ንሰለስተ ዓመታት ዝተኣስሩ መንእሰያት ኣባሻውል ተፈቲሖም
Radio Erena: 15 October 2019
ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቒዕኩም ብዝብል ክሲ: ካብ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ኣትሒዞም: ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዓላ: ዓዲ ኣቤቶን ማይ ስርዋን ተኣሲሮም ዝጸንሑ: ልዕሊ 2 [...]
![ትካል ግብረ ሰናይ ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያን ብስርዓተ ምምሃርን ምስትምሃርን ኣሰልጢኑ ትካል ግብረ ሰናይ ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያን ብስርዓተ ምምሃርን ምስትምሃርን ኣሰልጢኑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Finn-Church-aid.jpg)
ትካል ግብረ ሰናይ ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያን ብስርዓተ ምምሃርን ምስትምሃርን ኣሰልጢኑ
Radio Erena: 14 October 2019
ሓገዝ ቤተ ክርስትያን ፊን ወይ ድማ Finn Church Aid፣ ዝተባህለ ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ እንኮ ዘይመንግስታዊ ትካል ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 መማህራን ብስርዓተ ምምሃርን ም [...]
![ኢስታምቡል፣ ናብ ሰሜን ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ኤርትራውያን ከርተት ይብሉ ምህላዉም ተሓቢሩ ኢስታምቡል፣ ናብ ሰሜን ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ኤርትራውያን ከርተት ይብሉ ምህላዉም ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Turkey-Greek.jpg)
ኢስታምቡል፣ ናብ ሰሜን ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ኤርትራውያን ከርተት ይብሉ ምህላዉም ተሓቢሩ
Radio Erena: 14 October 2019
ካብ ሱዳን፣ ኢትዮጵያ፣ ዱባይን ካልኦት ሃገራትን ብዝተፈላለየ መስርሕ ናብ ቱርኪ ዝኣትዉ ዘለዉ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይወድቑ ከምዘለዉ ካብ ከተማ ኢስታንቡል ዝበጽሓ [...]
![The Absent Partner The Absent Partner](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/abiy_and_iseyas.jpg)
The Absent Partner
Radio Erena: 11 October 2019
Evidently, only partners can make peace. While Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed won Nobel Peace Prize for 2019, his [...]
![ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ኣኼባ ህግደፍ ብምስታፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝሰጎጎቶ ሰብ የለን ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ኣኼባ ህግደፍ ብምስታፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝሰጎጎቶ ሰብ የለን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Norway-deported-Eritreans.png)
ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ኣኼባ ህግደፍ ብምስታፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝሰጎጎቶ ሰብ የለን
Radio Erena: 10 October 2019
ኣብ ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ካብ ህግደፍ ዝተሳተፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎገ ሰብ ከምዘየለ ነቲ ጉዳይ ዝከታተሉ [...]
![ዳግም ዝትንስእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር’ዩ ዳግም ዝትንስእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር’ዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/Uganda-airlines.jpg)
ዳግም ዝትንስእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 09 October 2019
ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ዳግም ዝትንሳእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካብን ናብን ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ዝጅምረሉ ዕለት ግና ብንጹር [...]
![ኣስመራ፣ መስሕብ በጻሕቲ ሃገራት ንምግባራ፣ ሓድሽ ውጥናት ይዳሎ ኣሎ ኣስመራ፣ መስሕብ በጻሕቲ ሃገራት ንምግባራ፣ ሓድሽ ውጥናት ይዳሎ ኣሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/10/asmara.jpg)
ኣስመራ፣ መስሕብ በጻሕቲ ሃገራት ንምግባራ፣ ሓድሽ ውጥናት ይዳሎ ኣሎ
Radio Erena: 08 October 2019
ኣስመራ፣ መስሕብ በጻሕቲ ሃገራት ንምግባራ፣ ሓድሽ ውጥናት ይዳሎ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ሓደ ካብዚ ውጥናት እዚ፣ ናብ ኣስመራ፣ ባጽዕን ከረንን ጥራይ ንዝንቀሳቐ [...]