Category: ዜና ኤርትራ
![2020፣ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ ምርጫታት ክካየድ’ዩ 2020፣ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ ምርጫታት ክካየድ’ዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/01/africa.jpg)
2020፣ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ ምርጫታት ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 14 January 2020
ኣብዛ ጀሚርናያ ዘሎና ዓመት፣ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መራሕትን ኣባላት ባይቶን ምርጫታት ክካየድ'ዩ።
ተሰሪዑ ብዘሎ መደባት፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳ፣ ግብጺ፣ ቡ [...]
![The E.U. Missing the Target The E.U. Missing the Target](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/01/Euro2-400x223.png)
The E.U. Missing the Target
Radio Erena: 13 January 2020
Reporting for the New York Times from Brussels on 8 January, Matina Stevis-Gridneff uncovered appalling findings [...]
![ሊብያ፣ ክልተ ኤርትራውያን ብጥይት ተቐቲሎም ሊብያ፣ ክልተ ኤርትራውያን ብጥይት ተቐቲሎም](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/01/Libya-2-Eritreans-killed-400x220.png)
ሊብያ፣ ክልተ ኤርትራውያን ብጥይት ተቐቲሎም
Radio Erena: 13 January 2020
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጣራብሎስ ፣ ክልተ ኤርትራውያን ብጥይት ከምዝተቐትሉ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ።
ሞት እዞም ክልተ ኤርትራውያን መንእሰያት፣ [...]
![መራሕቲ ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነታት መሰናኽል ይገጥሞ ከምዘሎ ተሓቢሩ መራሕቲ ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነታት መሰናኽል ይገጥሞ ከምዘሎ ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/01/Issaias-and-Guelle.png)
መራሕቲ ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነታት መሰናኽል ይገጥሞ ከምዘሎ ተሓቢሩ
Radio Erena: 13 January 2020
ፕረዚደንታት ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ተደጋጋሚ ፈተነታት ክዕወት ከምዘይክኣለ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕ [...]
![ኤርትራ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝእንገድ መጻረዩ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዔት፣ ኣፍሮባስኬት ክትሳተፍ’ያ ኤርትራ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝእንገድ መጻረዩ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዔት፣ ኣፍሮባስኬት ክትሳተፍ’ያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/01/FIBA.png)
ኤርትራ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝእንገድ መጻረዩ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዔት፣ ኣፍሮባስኬት ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 13 January 2020
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ ሰኪዔት ኤርትራ፣ ኣብቲ ብኣህጉራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ ሰኪዔት – ፊባ ዝተወደበ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝካየድ ግጥማት መጻረዩ፣ ኣፍሮባስኬት ክ [...]
![ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/01/agelglot-ab-italy-650x378.jpg)
ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ
Radio Erena: 12 January 2020
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ዘለዎ’ዩ ክብሉ ዝተፈላለዩ ወገናት መረረኦም ይገልጹ ኣለዉ።
ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዝሓ [...]
![መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/01/erisom.jpg)
መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ
Radio Erena: 12 January 2020
መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ፣ ክብላ ማዕከናት ዜና ሶማል ሓቢረን።
ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት [...]
![ነርወይ፣ ኣብ ርዋንዳ፣ መዓስከር ጋሾራ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ከተጣይስ’ያ ነርወይ፣ ኣብ ርዋንዳ፣ መዓስከር ጋሾራ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ከተጣይስ’ያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/01/Rwanda-Gashora-refugee-camp.png)
ነርወይ፣ ኣብ ርዋንዳ፣ መዓስከር ጋሾራ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ከተጣይስ’ያ
Radio Erena: 09 January 2020
ኖርወይ፣ ካብ ሊብያ ተመሊሶም፣ ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ተዓቝቦም ዝርከቡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ከተጣይስ'ያ።
ሚኒስተር ፍትሒ [...]
![The Brink of The Abyss The Brink of The Abyss](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/01/Trump-650x368.png)
The Brink of The Abyss
Radio Erena: 08 January 2020
Whenever the oval office decides to eliminate a terrorist threat, look for the internal crises in Washington, or b [...]
![የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ቤት ማሰርቲ ጣይዝ ይሳቐዩ የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ቤት ማሰርቲ ጣይዝ ይሳቐዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/01/Prison-in-Yemen.png)
የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ቤት ማሰርቲ ጣይዝ ይሳቐዩ
Radio Erena: 08 January 2020
ኣብ ደቡባዊ የመን፣ ጣይዝ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሕማቕ ኵነታት ይርከቡ።
ማዕከናት ዜና [...]