Category: ዜና ኤርትራ
![ፈረንሳ፣ ብቕትለት ሓደ ሱዳናዊ ዝተኸሰሱ ክልተ ኤርትራውያን ን12 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም ፈረንሳ፣ ብቕትለት ሓደ ሱዳናዊ ዝተኸሰሱ ክልተ ኤርትራውያን ን12 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Calais-400x273.png)
ፈረንሳ፣ ብቕትለት ሓደ ሱዳናዊ ዝተኸሰሱ ክልተ ኤርትራውያን ን12 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም
Radio Erena: 06 February 2020
ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ስደተኛታት ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዝተኣኻኸብሉ ጫካታት ካሌ፣ ኣብ መንጎ ስደተኛታት ኣብ 2016 ኣብ ዝተጎሃሃረ ባእስን እምባጋሮን፣ ብቅትለት ሓደ ሱዳና [...]
![ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽል ኣሎ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽል ኣሎ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/FGM-400x234.png)
ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: 06 February 2020
ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽሎ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ።
ብደረጃ ዓለም፣ ብሰንኪ ክሽቦ ደቂንስትዮ ንዝስዕብ ዘሎ ጥዕና [...]
![ኣምባሳደራት ሕ/ኤ፣ በቲ ሕብረት መዊሉ ዝህጸን ዘሎ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም ኣምባሳደራት ሕ/ኤ፣ በቲ ሕብረት መዊሉ ዝህጸን ዘሎ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/02/EU-road-2.png)
ኣምባሳደራት ሕ/ኤ፣ በቲ ሕብረት መዊሉ ዝህጸን ዘሎ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም
Radio Erena: 06 February 2020
ኣምባሳደራት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ፣ ብሕብረት ኤውሮጳ ተመዊሉ ንዝህንጸ ዘሎ፣ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም።
ወኪል ሕ [...]
![ልዕሊ 35 መራሕቲ ዝሳተፍዎ መበል 33 ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ ልዕሊ 35 መራሕቲ ዝሳተፍዎ መበል 33 ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/au-650x433.jpg)
ልዕሊ 35 መራሕቲ ዝሳተፍዎ መበል 33 ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 06 February 2020
መበል 33 ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ 9ን10ን ለካቲት ክካየድ'ዩ።
ኣብቲ፣ "ምዝሓል ጠበናጁ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝካየድ ኣኼባ፣ ብውሕዱ 35 መራሕቲ ኣባላት ሃገራት ሕብረ [...]
![ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኢጋድ ተኻይዱ ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኢጋድ ተኻይዱ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/IGAD-650x398.png)
ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኢጋድ ተኻይዱ
Radio Erena: 04 February
ኣብ ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኣባላት ሃገራት ኢጋድ ተኻይዱ።
ኣብቲ ብሓድሽ ኣቦ መንበር ኢጋድ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ተመሪሑ፣ ብ3 ለካቲት ዝተኻየደ [...]
![A Summit in a Glass House A Summit in a Glass House](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/02/Farmajo-Abiy-and-Issias.png)
A Summit in a Glass House
Radio Erena: 04 February 2020
Three African leaders met while the capital of one of the leaders’ countries was racked by explosions. The other [...]
![ሶማልን ፓኪስታንን ብሰንኪ ወራር ኣንበጣ ህጹጽ ሃገራዊ ሓደጋ ኣዊጀን ሶማልን ፓኪስታንን ብሰንኪ ወራር ኣንበጣ ህጹጽ ሃገራዊ ሓደጋ ኣዊጀን](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/locust-650x410.jpg)
ሶማልን ፓኪስታንን ብሰንኪ ወራር ኣንበጣ ህጹጽ ሃገራዊ ሓደጋ ኣዊጀን
Radio Erena: 04 February 2020
መንግስታት ሶማልን ፓኪስታንን፣ ብሰንኪ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ህጹጽ ሃገራዊ ሓደጋ ኣዊጆም።
ካብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣትሒዙ፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ገማግም ቀይ [...]
![ቀ/ሚ እስራኤል፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ ቀ/ሚ እስራኤል፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Isreal-PM-400x249.png)
ቀ/ሚ እስራኤል፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ
Radio Erena: 03 February 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ብምዝልከት ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሑ።
[...]
![ኣብ ኤርትራ፣ ኣስታት 320 ሽሕ ሰባት ጥራይ ናይ ሞባይል ሲም ካርድ ይውንኑ ኣብ ኤርትራ፣ ኣስታት 320 ሽሕ ሰባት ጥራይ ናይ ሞባይል ሲም ካርድ ይውንኑ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/EriTel-650x408.png)
ኣብ ኤርትራ፣ ኣስታት 320 ሽሕ ሰባት ጥራይ ናይ ሞባይል ሲም ካርድ ይውንኑ
Radio Erena: 03 February 2020
ኣብ መላእ ኤርትራ፣ ሲም ካርድ ናይ ቴሌፎን ክውንኑ ዝኸኣሉ ሰባት ካብ 320 ሽሕ ከምዘይበዝሑ፣ ኣባል ኤሪቴል ዝነበረ መንእሰያት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሩ።
ብገምጋም መንግስቲ፣ ኣ [...]
![ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዓ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንምሕጋዝ 70 ሚልዮን ዶላር ካብ ለገስቲ ተሓቲቱ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዓ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንምሕጋዝ 70 ሚልዮን ዶላር ካብ ለገስቲ ተሓቲቱ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Locust-400x243.png)
ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዓ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንምሕጋዝ 70 ሚልዮን ዶላር ካብ ለገስቲ ተሓቲቱ
Radio Erena: 03 February 2020
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ እትሒዘን ኣብ መኸተ ወራር ዕስለ ኣንበጣ'የን ዝርከባ።
ነቲ ድሮ'ውን እኹል ምህርቲ ክሓፍስ ዘይጸንሐ ዞባ [...]