Category: ዜና ኤርትራ
![ናይ ሎሚ ሰሉስ 20 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና ናይ ሎሚ ሰሉስ 20 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና](https://img.youtube.com/vi/slrJsDdO6VQ/hqdefault.jpg)
ናይ ሎሚ ሰሉስ 20 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 20 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=slrJsDdO6VQ&feature=emb_title [...]
![ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይኑ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዝመጽእ ዓመት ናብ በረራ ንምምላሱ ይስርሓሉ ኣሎ ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይኑ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዝመጽእ ዓመት ናብ በረራ ንምምላሱ ይስርሓሉ ኣሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/10/Eritrean-airlines.png)
ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይኑ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዝመጽእ ዓመት ናብ በረራ ንምምላሱ ይስርሓሉ ኣሎ
Radio Erena: 20 October 2020
ምስ ለበዳ ኮረናቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ብክራይ ዘምጻአን ክልተ ነፈርቲ፣ ኣብ ጋራዥ ዓሺጉ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዳግም ናብ በረራ ንምምላስ ይሰርሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ድሕሪ [...]
![ተሳትፎን ዓወትን ኤርትራውያን ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለም ተሳትፎን ዓወትን ኤርትራውያን ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/10/Eritreans.png)
ተሳትፎን ዓወትን ኤርትራውያን ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለም
Radio Erena: 20 October 2020
ሎሚ ሰሉስ 20 ጥቅምቲ ኣብ ዝጅምር ዎርልድ ቱር ቮልታ ቺኪሊስታ ስጳኛ፣ ናትናኤል ብርሃነን መርሃዊ ቅዱስን ክሳተፉ'ዮም።
እዞም ንፈረንሳዊ ጋንታ ኮፊዲስን ካዛኪስታናዊት ጋንታ [...]
![ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻውን ጸልማትን ንህዝቢ የማርር ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻውን ጸልማትን ንህዝቢ የማርር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/10/Eri.jpg)
ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻውን ጸልማትን ንህዝቢ የማርር
Radio Erena: 19 October 2020
ኣብ ኤርትራ፣ መብራህቲ ዘይምህላው ከም ንቡር ካብ ዝውሰድ ነዊሕ ዓመታት ኣቝጺሩ'ዩ።
ስሩዕ ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪክን ኣብ ኤርትራ ክህልዉ'ዩ ዝብል ሓሳብ'ውን ዳርጋ ንዝበ [...]
![ሕ.ኣ. 300 ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ናይ ሓገዝ ምሸት ኣዳልዩ ሕ.ኣ. 300 ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ናይ ሓገዝ ምሸት ኣዳልዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/10/AU-fundraise.jpg)
ሕ.ኣ. 300 ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ናይ ሓገዝ ምሸት ኣዳልዩ
Radio Erena: 18 October 2020
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብታ ሃህጉር ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላው ንምርግጋእ፣ ናይ 300 ሚልዮን ዶላር ክእክብ መደብ ከምዘውጸአ ኣፍሊጡ።
ኮቪድ 19 ብደረጃ ዓለም ኣብ ህይወት ሰብን መነባብ [...]
![ሊብያ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ጀሚሩ ሊብያ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ጀሚሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/10/UNHCR.png)
ሊብያ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ጀሚሩ
Radio Erena: 16 October 2020
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምስግጋሮም መስርሕ ዳግም ምጅማሩ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡ [...]
![ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/10/Issais-Guelleh.png)
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ
Radio Erena: 16 October 2020
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ [...]
![ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/10/Germen-migration.png)
ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም
Radio Erena: 15 October 2020
ኣብ ጀርመን፣ ከባቢ ከተማ ሄሊገንሮስ፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ከምዝተረኽቡ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቶም ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም፣ ኤርትራውያን ምዃኖም [...]
![ናይ ሎሚ 14 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣- ናይ ሎሚ 14 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-](https://img.youtube.com/vi/8ffHWalBG3A/hqdefault.jpg)
ናይ ሎሚ 14 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-
Radio Erena 14 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=8ffHWalBG3A&feature=emb_title [...]
![ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020 ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋታ ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020 ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋታ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/10/Radio-Erena-Award-2020.png)
ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020 ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋታ
Radio Erena: 13 October 2020
ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020 ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋቲት ኮይና።
እዚ ኣብ ናይጀርያ ዝመደበሩ ዘ [...]