Category: ዜና ኤርትራ
![Ethiopian Security Forces Hunt Eritrea Opposition Members in Addis Ababa Ethiopian Security Forces Hunt Eritrea Opposition Members in Addis Ababa](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/ethiopia.jpg)
Ethiopian Security Forces Hunt Eritrea Opposition Members in Addis Ababa
Radio Erena: 27 November 2020
Ethiopian Security agents raided the offices of the Eritrean opposition organizations in Addis Ababa in a wide hu [...]
![ከባቢ ኣስመራ፣ ትማሊ ለይትን ሎሚ ኣጋ ምሸትን ተደጋጋሚ ደብዳብ ተኻይዱ ከባቢ ኣስመራ፣ ትማሊ ለይትን ሎሚ ኣጋ ምሸትን ተደጋጋሚ ደብዳብ ተኻይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Asmara-1.jpg)
ከባቢ ኣስመራ፣ ትማሊ ለይትን ሎሚ ኣጋ ምሸትን ተደጋጋሚ ደብዳብ ተኻይዱ
Radio Erena: 27 November 2020
ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን፣ ትማሊ 26 ሕዳርን ለይቲን ሎሚ 27 ሕዳር፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸትን ደብዳብ ከምዝተኻየደ ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጻ።
ብዘይካ'ዚ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረን ባ [...]
![“ዝተተኮሰ ሮኬት ዓሊቡ፣ ነቲ ቆልዓ መዓናጥኡ’ዩ በሲዕዎ” ቤተሰብ ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ግዳይ ኵናት ዝኾነት ስድራ “ዝተተኮሰ ሮኬት ዓሊቡ፣ ነቲ ቆልዓ መዓናጥኡ’ዩ በሲዕዎ” ቤተሰብ ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ግዳይ ኵናት ዝኾነት ስድራ](https://img.youtube.com/vi/8XK5wH9WPLc/hqdefault.jpg)
“ዝተተኮሰ ሮኬት ዓሊቡ፣ ነቲ ቆልዓ መዓናጥኡ’ዩ በሲዕዎ” ቤተሰብ ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ግዳይ ኵናት ዝኾነት ስድራ
Radio Erena: 27 November 2020
ኣብ ትግራይ ተወሊዑ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ተዓቝቦም ንዘለዎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ግዳያት ይገብር ከምዘሎ ክስማዕ ጸኒሑ'ዩ።
ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ኣብ ዘጋጠመ [...]
![ኤርትራ፣ ተወሳኺ ሰራዊት ናብ ዶባት ትግራይ ተዋፍር ኣላ ኤርትራ፣ ተወሳኺ ሰራዊት ናብ ዶባት ትግራይ ተዋፍር ኣላ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Eri-Army.jpg)
ኤርትራ፣ ተወሳኺ ሰራዊት ናብ ዶባት ትግራይ ተዋፍር ኣላ
Radio Erena: 27 November 2020
ብዓበይቲ መካይን ዝተጻዕነ ሰራዊት፣ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ዘዳውብ ከባቢታት ብብዝሒ ይወፍር ምህላዉ ናይ ዓይኒ መሰካኽር ሓቢሮም።
ኣቐዲሙ፣ ናብ ደቡብ፣ ከባቢታት ባድመ፣ ጸሮናን [...]
![ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት ኣብ ዘለዋ ሃገር፣ ስድራቤታት ንደቆም ጥዑይ ኣመጋግባ ከዘውትሩ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ትመክር ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት ኣብ ዘለዋ ሃገር፣ ስድራቤታት ንደቆም ጥዑይ ኣመጋግባ ከዘውትሩ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ትመክር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Hadas-Edited.jpg)
ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት ኣብ ዘለዋ ሃገር፣ ስድራቤታት ንደቆም ጥዑይ ኣመጋግባ ከዘውትሩ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ትመክር
Radio Erena: 26 November 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ርኡይ ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት፣ ንሓያሎ ስድራቤታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ሸሚምሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ እታ እንኮ ብመንግስቲ እትዝርጋሕ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ድማ፣ ስድራቤታ [...]
![ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ንዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ንዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Abiy-on-twitter.jpg)
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ንዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ
Radio Erena: 26 November 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ውድባትን ንዝቐረብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ።
ዛጊት፣ ብደቡብ ኣፍሪቃ፣ ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብ [...]
![ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ብ’ህወሓት’ ይሕገዙ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ተሓቢሩ ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ብ’ህወሓት’ ይሕገዙ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/ethiopia.jpg)
ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ብ’ህወሓት’ ይሕገዙ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ተሓቢሩ
Radio Erena: 25 November 2020
ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሮም፣ ብ'ህወሓት' ይምወሉ ኔሮም ንዝበልዎም ተቓወምቲ ኤርትራ ይሃድኑ ምህላዎም ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም።
ብመሰረት እቶም [...]
![ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/Africa-cyclist-2020.jpg)
ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020 ተሓጽዮም
Radio Erena: 24 November 2020
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንሽልማት “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሓጽዮም።
ነዚ ብወደብቲ ዙር ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ጋቦን፡ ዓመታዊ ዝወሃብ ሽልማት ንኽወስዱ [...]
![ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/11/MOI-Eritrea.jpg)
ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ
Radio Erena: 24 November 2020
ኣዳለውቲ ዜና ሚኒስትሪ ዜና፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ መደብ ከየዳልዉ መምርሒ ተዋሂብዎም።
እቲ ሚኒስትሪ፣ ብዛዕባ'ቲ [...]