Category: ዜና ኤርትራ
![መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ምዃኑ ኣፍሊጡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ምዃኑ ኣፍሊጡ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/02/Tesfahun-650x451.png)
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 09 February 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስራት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ከምዝወሰነ፣ ሓላፊ ክፍሊ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስትን ኢትዮጵያ (ARRA)፣ [...]
![ብውሕዱ 9 ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ’ዮም ብውሕዱ 9 ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ’ዮም](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/02/Natnael-Berhane-400x224.png)
ብውሕዱ 9 ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ’ዮም
Radio Erena: 09 February 2021
ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት፣ ምስ ዝተፈላለያ ዓበይቲ ክለባት ዓለምና ዝተሓቝፉ ትሽዓተ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ'ዮም።
ንኣስ [...]
![ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/02/EU-Tigray-650x397.png)
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 09 February 2021
ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ሕብረት ኣብ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝዘር [...]
![ኤርትራ፣ ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 60 ሰባት ተፈቲሖም ኤርትራ፣ ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 60 ሰባት ተፈቲሖም](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/02/Asmara-650x388.jpg)
ኤርትራ፣ ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 60 ሰባት ተፈቲሖም
Radio Erena: 08 February 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ልዕሊ 60ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ካብ ማእሰርቲ ከምዝተፈትሑ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም።
እቶም ዝበዝሑ ደቂተባዕትዮ ዝርከብኦም [...]
![ግብጺ፣ ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ብቕጽበት ክፍትሑ ጸዊዓ ግብጺ፣ ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ብቕጽበት ክፍትሑ ጸዊዓ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/02/shukri.jpg)
ግብጺ፣ ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ብቕጽበት ክፍትሑ ጸዊዓ
Radio Erena: 07 February 2021
ግብጺ፣ ሃለዋት’ቶም ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ከምዘሻቐላን ብቕጽበት ክፍትሑን ጸዊዓ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ምስ ኤርትራዊ መዘንኡ ኣቶ ዑስማ [...]
![ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/02/Antony-Abiy-650x419.png)
ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 05 February 2021
ምምሕዳር ባይደን፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሰራዊቱ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክስሕብ ጸዊዑ።
ምምሕዳር ባይደን፣ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝፈጸመ [...]
![“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን።” ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ “መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን።” ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/02/Mulu-Nega-650x367.png)
“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን።” ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ
Radio Erena: 04 February 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን ክብል ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግርይ፣ ዶ/ር ሙሉ ነጋ ገሊጹ።
ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ዝሓለፈ ቅንያት፣ [...]
![ኤርትራ፣ ኣብ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 69 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ዩኒሴፍ ገሊጹ ኤርትራ፣ ኣብ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 69 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ዩኒሴፍ ገሊጹ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2021/02/UNICEF-ERitrea-650x498.png)
ኤርትራ፣ ኣብ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 69 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ዩኒሴፍ ገሊጹ
Radio Erena: 04 February 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመተ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ 69,300 ቆልዑ፣ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሰፍ ገሊጹ።
ካብቶም ኣብ ኤርትራ ሓገዝ ዝተገብ [...]